label
stringclasses 3
values | tweet
stringlengths 1
3.59k
| language
stringclasses 3
values |
|---|---|---|
negative
|
ዓለም ብዘይ ምፍልላይ ኣይትመልእን ያ ማለት ድዩ
|
tig
|
negative
|
ኣቲ ጎል ዮውሃንስ ክምይ ንስክስ እስብሪን ኮይንኪ ካይትክዲ ዝንብርኪ ጎልይ
|
tig
|
positive
|
ተጻወርዮ ጓል ዓንደለ ቅቅቅቅ ናሆመይ ኣኻእሎ ይሃብካ ኣቱም ኣብዚ ሕማቅ ቃል ተዉፅኡ ዘለኹም ኸኣ በጃኹም እቲ ልሳንኩም ጥዑም ተተዛረብኩምሉ ታይ ትኾኑ ቅምጥ ኢልኩም እግሪ ዘሓዝኩም እኹም ትመስሉ
|
tig
|
positive
|
መንነት ኣልባ ኩሉ ጊዜ ኣብ ዕንክሊል እዩ ዝነብር ንምንታይ ጀዝባ ትኾን
|
tig
|
negative
|
ናይ ሓደ ትግራዋይ ኢያ ዛ ደርፊ ሄሉ ባእ ሄሉ ስርቂ ውርዝይዝይ በልዮ ባእ ባዕልኺ ሙሉእ ተትገብረልና ናይ ሓደ ትግራዋይ ደርፊ ኢያ ዛ ደርፊ ስሙ ረሲዐዮ እምበር ሰሚዐያ ኣለኹ ዛ ደርፊ
|
tig
|
positive
|
እቶም ትሓትዋ ዘለኩም ግን ጀጋኑ ኢኹም ንሳ ግን ናይ መወዳእታ ስዲ ኢያ
|
tig
|
positive
|
ፍቅራን ስንትን ይእሃብኩም ኩቡራት ስእድራ ጽቡቅ ስእራሕ ቀጽልዎኦ
|
tig
|
negative
|
ኣታ እዚ ግዝየ ክከፍእ ሰብ ምስ ደለካዩ ዝጠፍእ ዘረባ እያ ዕናባባ ሲ ትጠፍእ እባ ኣላ ቶሚ ሓወይ ኣብ ፈቀዶ በረካን ፈቀዶ ምክትታል ዶብን ትረሸን ኣላ ዕንባባና ከይ ፈረየት ትረግፍ ኣላ
|
tig
|
positive
|
ኣጅውካ ሓረኤፍ
|
tig
|
negative
|
ንአቦኽን ልዑል ክብሪ አሎኒ አብ መርዓይ ዳርጋ ብጥርሑ ክልተ ለይቲ ደሪፉ አመርዒዩኒዩ እንተ ንስኻትክን ወጽዓ መንእሰይ ኤርትራ ምህማል ነቢዕናሎም አኽላባት ሰማይ ትምጻአ ገዚተክን አለኹ በቃ
|
tig
|
negative
|
ዓርኩ እንተዘይረኺብካ ኣማልእ ወዲ ንኸማልኡ ተኮንካ እንበር እኳ ኣይትመስልም ኤርትራዊ
|
tig
|
positive
|
ኣርሓ ገዛውትና ዶ በልካ ኣጆካ ቀሪባ ኢያ እታ
|
tig
|
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.