Dataset Viewer
text
stringlengths 9
487
|
---|
በዚ ምኽንያት፡ ሓደ ኣብ ርእሲ እቲ ሓደ እናተደረበ ምስ መጽአ፡ ማሕበራዊ ክብሪ ስድራቤታ ዶዃዕዃዕ በለ።
|
እቲ ምድንጋር ፈቕደኡ'ዩ መሊኡ ዘሎ።
|
ኣብ ፕሮጀክት ሕርሻ ገርሰት፡ ኣብ ልምዓት ፍረታትን ኣሕምልትን ደሓን ገስጋስ ይምዝገብ ከምዘሎ ተገሊጹ።
|
13 ገላዉኡ ግና ናብኡ ቐሪቦም፡ "ኣቦየ፡ እዚ ነብዪ ፍሉይ ነገር ክትገብር እንተ ዚዛረበካ፡ ኣይምገበርካዮንዶ፧ 'ተሓጸብ እሞ ንጻህ' ጥራይ ካብ በለካ ግዳ፡ ክንደይ ብዝያዳ ዘይትገብሮ፧" በልዎ።
|
26 ኣምላኽ ንኣገልጋሊኡ ምስ ኣተንስኦ፡ ንነፍሲ ወከፍኩም ካብ እከይኩም ብምምላስ ምእንቲ ኺባርኸኩም፡ ቅድም ናባኻትኩም ለኣኾ።
|
ሕጂስ ኣለሊናዮም ጸላእትና።
|
ሕዝብኽን ቤት ኣቦኽን ረስዒ።
|
ምትካል መዓዝ ተጀሚሩ?
|
"ግዝአቱ ኻብ ባሕሪ ኽሳዕ ባሕሪ፣ ካብቲ ርባ ኸአ ክሳዕ ወሰን ምድሪ ኪኸውን እዩ"።
|
ካን ምስ ህግድፍ ዲኻ ተጠቕሊልካ?
|
ኣብ ባህሊ ሕብረተሰባት ብመንጽር ዝዓበሉ ከባብን ኣነባብራን፣ ርእሱ ዝከኣለ፣ ባህላዊ ሕክምና ኣለዎም።
|
ኣብ ዝወረደካ መጉዳእቲ ምእላይ ዘይኰነ፡ ኣብቲ ዝበደለካ ሰብ ከተተኩር ብምግባር፡ ንስምዒታዊ ጭንቐትካ ከም ዝሕባእ ይገብሮ።
|
እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣብ ገነት ንኣዳም ሠለስተ ዓይነት ኣእዋም (ዕፀዋት) ገበረሉ።
|
ክሳብ ናይ ኣሰልጣንነት ዕማሙ ዝዛዝም ከኣ ምስታ ዓባይ ክለብ ቀጺሉ።
|
እነሆ ነዚ ነገር እዚ ፈሊጥኩምዎ ኣሎኩም እንተ ፈጸምክምዎ ብፁዓን ኢኹም" (ዮሓ 13፤16-17) ።
|
ታሪኽን ታሪኻዊ ሓላፍነትን
|
ብኣለምሰገድ ተስፋይ Read More
|
"ንስኻ ኣምላኸይ ኢኻ" እብል እየ።
|
ብልጽግና ፓርቲ ሰሞናዊ ጉዞ
|
ብኣዝዩ ሕጽር ዝበለ - ነቲ ፖለቲካዊ ፡ ሕጋዊ ኣቃውማን ታሪኻዊ መንቀሊ ናይዚ ጉዳይ ንርአ ፥
|
ንሱ'ውን ኣብ ስጋዊ ፍትሒ ኣብ መንፈሳዊ ፍትሒ እና ኣተወ ይጽሕፍ እዩ።
|
ኣብቲ ናተይ ኮምዩን እንታይ ንጥፈታት ኣሎ?
|
ነዚ ቆልዓ እዚ እኳ መጽሓፍ ሂብካ ኢዱ እንተ ዘይኣሲርካዮ፡ ዝተኣስረ እዩ ዝፍንጥሕ።
|
ኣብ ግብሪ ሃዋርያት 3:19 እዚ ዝስዕብ ነንብብ፦
|
ናይ ውሽጢ ህዝቢ ኣሎ ሓርነት ዝሕርበቶ
|
ፈደምኤ ኣታዊታት ግብሪ ካብ መንግስታዊ ወጻኢታት ክብ ምባል ካብ ኣታዊታት ግብሪ ንምሽፋን ዝሕግዝ ቁጠባዊ ፖለሲ ንምኽታል ይዓዪ።
|
ንዓና እውን ከምኡ ኺገብረልና ይኽእል እዩ።
|
"ከምኡ ኸኣ እቲ ንሓጢኣት ብዙሓት ኬርሕቕ ኢሉ ሓንሳእ እተሰውኤ ክርስቶስ ንምድሓን እቶም ዚጽበይዎ ኻልኣይ ጊዜ ብዘይ ሓጢኣት ኪግለጽ እዩ።
|
ምንጪ ናይ ኵሉ ክቡር ራእይ እግዚኣብሄር እዩ።
|
10 ስለዚ፡ ነዚ ወለዶ እዚ ፈንፈንክዎ እሞ፡ 'ኵሉ ሳዕ ብልቦም ይስሕቱ፡ ንመገደይ እውን ኣይፈለጥዎን' በልኩ።
|
ን ሓያላት ናይ ዓለም ዝርዓደት ምስጢራ ዘይትፈልጠት መርከብ Skip to content
|
ቻፕሊን ግን ክብሎ ብዛዕባ ዝደለዮ ነገር ዕቱብ'ዩ።
|
በዚሕካ እንድሕር ዘይነፋዕካ፡ ሃሊዩካ እንድሕር ዘይተኣኻኸለልካ ኮይኑ፡ ረኺብካ ከምዘይረኸብካ ኰይንካ፡ በሊዕካን ሰቲኻን ዘይዓገብካ፡ እኹል ደቂስካ ዕረፍቲ እንድሕር
|
ስዒቡ፡ ቋንቋ ኔዘርላንድ ንምልምማድ ዘኽእሉ ምኽርታት ተጠቒሶም ኣለዉ።
|
ምኽንያቱ ኣምላኽ ንዓና ኣዚዩ የፍቅረናን ምስኡ ብጸሎት ክንዘራረብ ኮለና ድማ ድምጽና ክሰምዓናን ይደሊ እዩ።
|
ቓል ኣምላኽ "ናይ መንፈስ ሰይፊ"
|
ካብ ክፍኣት ዝነቀለ ኣይኮነን ፥ ናቶም ባህሊ እዩ።
|
እዚ ካኣ ናይ ተፈጥሮ/ኣምላኽ/ረቢ ስራሕ/ሕጊ ኢዩ።
|
· ጥፉእ ወዲ እዮም።
|
ፍጥረት ሰብ'ውን፡ ብኾምኡ'ዩ ዝምስራሕ።
|
ኣቦ ህዝቡ ምንባሩ ሕጂ ተረዲኡኒ"።
|
ንስምዒታተይ ብኸመይ ክቈጻጸሮ እኽእል፧
|
nl/breda ሓገዝ የድልየኩም ድዩ?
|
ኣገልግሎት ህጹጽ ረዲኤት'ውን ተሓቢሮም።
|
በል ካብ ጀመርኩስ ከኹድ ድ ዶ ከትፍቅዱለይ?
|
ፍቕሪ ለሚነስ ኣተላ
|
ኣብ ናይጄርያ ካብ ሞንጎ ዘለዉ 36 ግዝኣታት፡ ሌጎስ ዘይሻራዊ ጉጅለ መርመራ ብምጥያሽ ሰባት ዘለዎም ቅሬታታት ክሕብሩ ዝገበረት ፈላመይቲ ከተማ እያ።
|
ብኣባታዊ ልቢ ኢዩ ቅዱስ ዮሴፍ ንኢየሱስ ዘፍቀሮ።
|
እዚ ድማ፡ በቲ ሕልፉ ናይ ዝተፈላለዩ ገዛእቲ ኤርትራ ዝመጸ ታሪኽ፡ ንሓደ ሓደ ሰባት ከነወንጂል ኢልና፡ ንካልኦት ንጹሃት ኤርትራውያን አብ ዘይድሊ ተንጽሎን ሻቅሎትን ከነእትዎ የብልናን በሃላይ እየ።
|
ናብ ስራሕ ወይ ናብ ድዃን ኣይትኺድ።
|
ዓብለሎም ሓየሎም ሓየሎም
|
ዘረባ ገዲፍና ንወስን ንወስን;;
|
የዕንቲ ኣብይካ ድማ ይደፈና ?
|
ሓቂ እዩ፡ እዚ ነገራት እዚ ሓጐስና ኼጥፍኣልና ይኽእል እዩ።
|
ዓመታዊ ብኣማኢት ዝቊጸሩ ሰባት ስራሕ ክረኽቡ ንሕግዞም።
|
ኣባላት'ቲ ሕብረት ነቲ ብኮምሽን ኤውሮጳ ዝቐረበ ሓሳብ ምንዋሕ እቲ እገዳ ክዝትያሉ እየን ተባሂሉ።
|
Editorial ባጤራ ናቕፋ ብምሕደራ ናቕፋ
|
ምተወሶኾ'ንበር ንሕናዶ ስርዓት ምሳኣና?
|
ኣብ ሽድሽተ ወርሐይ ኵነታተይ ከንቈልቍል ጀመረ።
|
ናብ ዩኒቨርሲቲ ዳርጋ ሃጽ ኢለ'የ ኣትየ።
|
ኩለን ዝተኣሳሰራ እየን።
|
ቤዛ ኩነታት ሳሚ ኣሻቂልዋ ኣይቀሰነትን ድቃስ ዘይብላ ሓደራት።
|
ገበር _ ንህይወትካ ኽትቈጻጸራ ትኽእል ዲኻ፧
|
ኣድማሳዊ ኣዋጅ ሰብኣዊ መሰላት "ኩሎም ሰባት ብናጽነት ኣብ ባህላዊ ህይወት ሕብረተሰቦም ናይ ምስታፍ መሰል ኣለዎም" ብምባል ኣቐሚጥዎ ይርከብ።
|
ፅባሕ ረቡዕ ናብ ወደብ ባልቲሞር ክጉዓዙ እዮም።
|
ፍቓድ ኢንቨስትመንት ብብርኪ ፌደራልን ክልልን እዩ ዝወሃብ
|
ናይ ትጽቢትን ናይ ፍርሕን ጊዜ እዩ።
|
ንግሆ ንግሆ ቐነድል ኬዳሉ ኸሎ ዕጣን ይዕጠን።
|
33 እቲ ጋኔን ምስ ወጸሉ፡ እቲ ዓባስ ተዛረበ።
|
32 - ብዙሕ ህዝቢ ኸቢብዎ ተቐሚጡ ነበረ እሞ፡ እንሆ፡ ኣዴኻን ኣሕዋትካን ኣብ ወጻኢ ኣለዉ ይደልዩኻውን ኣለዉ፡ በልዎ።
|
ሓሙሽተ ምቃል ፍረምረን ኣሕምልትን ንመዓልቲ ምብላዕ
|
ኣስፊሑን ኣግፊሑን ስለ ዘረደኣኒ፡ ተወሳኺ ሕቶ ክሓቶ ኣይመረጽኩን።
|
ከምቲ ልሙድ ኣብ ዘዝፈተሽዎ ክሽነ ዓታሩ ይጸንሖም ነበረ።
|
ከም ሓደ ስጉምቲ ንቕድሚት'ውን ክውሰድ ይከኣል።
|
እቲ ዝነድድ ዘሎ መሊሱ ከነድድ እምበር መታን ከይጠፍእ፣ ቀሸም የድልዮ።
|
ንጉስ ዳዊት ግና፡ እዚ ነገር እዚ ዂሉ ምስ ሰምዔ፡ ኣዝዩ ተናደደ።
|
27 ነበርተን ድማ ረዳኢ ኣልቦ ኪዀኑ እዮም፣
|
ካብ ከባቢ ሰሜን እዝ ወያኔ።
|
ኣታ እስራኤል ድማ መሓድርካ ኽንደይ ይጽብቕ!
|
እቲ ቀይሕ ተመላለሰ .
|
Tags: ፍልይቲ ዕለት - ፍሉይ ታሪኻዊ ፍጻመ
|
4 (፬) ኦ እግዚኣብሔር፣ ጎደናታትካ ኣፍልጠኒ፣ መገድታትካ ምሀረኒ።
|
ድኅሪ ምንኵስና'ውንኣብቲ ዓበይቲ ተጋድሎ ዝፍጽሙሉ ዝነበሩ ቦታ ተገሊጹ "አበ ብዙኃን ክትኸውን ኢኻ" ኢልዎም ነበረ።
|
ብዘይካ'ዚ ጽቡቕ ዝኾነ ምልከት ናይ ቋንቋ ትግረ'ውን ነበሮም።
|
+ 24 ስለዚ፡ ኣምላኽ፡ ሰብነቶም ምእንቲ ኼሕስሩ፡ ከም ትምኒት ልቦም፡ ንርኽሰት ኣሕሊፉ ሂብዎም።
|
24ኃሙሽተ ጊዜ ነርብዓ ጭጕራፍ ሓደ ጐደል ብኣይሁድ ተገረፍኩ።
|
ኣብ ወወርሒ ናይታ ዝሓለፈት ወርሒ ተመልክት።
|
(ዮሃንስ 14:6) ሳልሳይ፡ ጸሎትና ምስ ፍቓድ ኣምላኽ ዚሰማማዕ ኪኸውን ኣለዎ።
|
እቲ ዝቀርብ ሕቶታት፡-
ዓለምላኻዊ ተበግሶ ሓዲሽ ውደባ በርገሳዊ ማሕበር/ምንቅስቃስ ድዩ?
|
ኣንስቲ ን፬ተ ዓድታት ሓደ ገበርኣ ኣሥመርኣ ማለት ከኣ እዩ።
|
ኣብዚ ምሳካ ዝሰርሑ ዘለዉ ኸ.
|
ንሕና እኹል ትሩፍ ኣሎና።
|
16 እዮብ ድማ ከምዚ ኢሉ መለሰ፦ 2 "ከምዚ ዝበለስ ብዙሕ ሰሚዐ ኣለኹ።
|
ጸገም ናታቶም ከኣ'ዩ።
|
አብ ሐላፍነትን ምትሕብባርን ዝተመርኮሰ ዝውሃብ ሞራላዊ ትምህርቲ አህዛብ ተሐባቢሮም ክሰርሑን ከተሐላለዩን ክፈቃቀዱን ክደናገጹን ስለ ዝሐትት ወትሩ አብ ግብሪ ክውዕል ከም ዝግባእ ክአ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንቸስኮስ አመልኪቶም።
|
ናትካስ ከኣ ግርም ተመጽዋቲ
|
ቤት እስራኤል ከኣ ብምትላል ከቢቦምኒ ኣለዉ።
|
እምበኣር ስለ ዘሕፍሮም እዩ።
|
ዝተለኸፍኩም ንስኻትኩም፤
|
ኰይኑ ግና፡ የሆዋ ብኸመይ ከነምልኾ ኸም ዚግብኣና ምሂሩና እዩ።
|
End of preview. Expand
in Data Studio
README.md exists but content is empty.
- Downloads last month
- 3