text
stringlengths
9
487
ከምዚ ኪትገብሪ ትኽእሊ'ኺ፡-
ጸሐፊ - እፅዋት ደንቡ
ቅዱስ መስቀሉን ፍለጋ
"ውግእ ኣብ ከመይ ኲነታት ጀሚሩ?
እዚ ኣተሓሳስባ'ዚ ንህግደፍ 'ምበር ንህዝቢ ዘገልግል ኣይኮነን።
ኣብ መወዳእታ፡ ናይ የሆዋ ምስክር ኰንኩ።
ነዚ ጉባኤ እዚ ንኽመርሖ ከአ ንጉሥን ናይ ሮም ፓትርያርክ ለከስቲኖስን ቅዱስ ቄርሎስ ክመርሖ ተሰማምኡ።
ኣብ Östra Göinge ብዛዕባ ዝርከብ መንበሪ ኣባይቲ ዚምልከት ዝያዳ ሓበሬታ ንምርካብ፡ ንInflyttningsenheten (ኣሃዱ ምግዕዓዝ) ተወከሱ
ውሳነ ቅፅዓት ዝተመሓላለፈለን
ሃገርና ኣይኮነን'ዶ ንናይ ደገ ኣውፈርቲ ንሃገራውያን ኣውፈርቲውን ምችእቲ ኣይኮነትን።
ቅድሚ ነቲ ብ BBC Radio 4 ዝተዘርግሐ ዜና ምስማዕና ናይ ሎሚ ሕቶ ነቕርበልኩም።
ስለምንታይ ክጽሕፍ ከም ዝደልይ ዝገልጽ ምላሽ የብለይን።
ንዝፈልጡ ደቂ ህዝቢ ሓግዙና ክንብል።
እግዚኣብሄር ኣምላኽ እዝነይ ከፈተለይ፡ ኣነውን ኣይኣቤኹን፡ ኣየድሓርሓርኩን።
ልቢ ሓደ ሰብ ከኣ ነቲ ናይቲ ሓደ የንጸባርቖ።
ድኅሪ ኃጢኣት፡ እቲ ዝኸፍኤ ጕድኣት ነፍሲ፡ ትካዜ ኢዩ።
ከባብያውን ዓለምን መራሕቲ እቲ ዕለት 24 ታሕሳስ 2021 ዓ.
ብሰንኪ ብጌጋ እተረድኣቶ ኩነታት እያ እትበኪ ዘላ።
እቲ ቀንዲ ምኽንያት ግን ፍርሂ እዩ።
ደሓር ውን ብቃሉ ሓደ ጌርዎም
ሓቂ ተዛረቡ ወይ ክኽትክተኩም'የ᎓" ይብሎም ኣሎ እቲ ኣዛዚ።
እከሊት ዶ ትፈልጥ.
ነቲ ዝነበሮ ሓለፋታት ኩሉ ሓዲጉ እዩ ካብ ኣምላኽ ራኢይ ተቐቢሉ ንዕላማ ኣምላኽ ከፈጽም ብመስዋእትነትን ቆራጽነትን ተበጊሱ።
ይብሎ ይልሙኖ "ዓርክኒ ዓርክኒ"
ብዓቢኡ ድማ ንደቀ መዛምርቱ "ንስኻትኩም ክትከዱ ትደልዩ'ዶ ኢኺም" ብምባል፣ ብጥዑይ ሓቀና ክስዕብዎ መታን ኣዋጢርዎም እዩ።
ንሕና መኻይዲ ካብ ኰንስ መንገድና ነጽፍፍ።
ኣቦ ንውላዱ ካብ መዋእለ ህጻናት የምጽኦ
ዝበታትን ሓሳብ ካብ ምልኪ ናብ ዲሞክራሲ ኣየሰጋግርን እዩ "
ምጥቃም ዝብል ኣህጉራዊ መትከል ንኣምን ።
ሓደ ምሽተ ክልተ ብጾተይ ናይ ሓይሊ ባሕሪ ኦፊሰራት ናባይ መጺኦም ጽብቕቲ ፊሊም ኣብታ ምሽት ኣብቲ መደበር ሓይሊ ባሕሪ ሲነማ ትያትር ከም እትርኤ ነጊረሙኒ ሓቢርና ብሓንሳብ ክንከይድ'ውን ሓሳብ ኣቕሪቦም።
እዝ 5:3 - በቲ ጊዜ እቲ ኣ.
ንዐኦም መሳርሒ ጥራይ ኢና።
ነይሮም ክንብሎም ምኽንያቱ ሕጂ ብሓንሳብ የለውን።
ጽቡቕ ተግባራትን ኢማንን ድማ ይዛይድ።
ሶፊ፡ "ኣኽብሮት ኪውሃበኒ ኸሎ፡ ንግዜኡ ባህ ኣቢሉኒ ነይሩ እዩ።
ኣብ ኵሉ ኣደባባያታን
ንኣብነት፡ እቲ ኣብርሃም ምስ ኣጋርን ምስ ሳራን ዝነበሮ ርክብ፡ ነቲ የሆዋ ምስ ህዝቢ እስራኤልን ምስ ሰማያዊ ኽፋል ውድብ ኣምላኽን ዝነበሮ ርክብ ትንቢታዊ ጽላሎት ከም ዝነበሮ ዜመልክት እዩ ነይሩ።
ምሳ 12:17 - እውነተኛን ነገ .
እቲምንታይሲ ክነብር ስለ ዘለዎ ።
ም ናብ ኣኽሱም ተመዲበ መፃእኹ" ብምባል የዘንትዉ።
ንሱ ድማ፡ አብ ከባቢ ከረን ዘለዉ ምእመናን፡ ንደቅኹም ካብ ቤተ-ክህነት ኣውጺእኩም ንሳዋ ስደዱዎም ዝብል ትእዛዝ ሂቦም ኔሮም።
እቲ ኻብ ግብጺ ምስ ወጻእኩም፡ ኣማሌቅ ኣብ መገዲ ዝገበረካ ዘክሮ።
ብዓወት ክትዛዝሙዎ ተስፋ ንገብር።
ከይንቐብር ርሒቑና ዓዲ
ልበይ ሰለስተ ህርመት ዝነጠረት መሲሉኒ ከይደ ስቱዅ ኢለ ኔረ።
ትርጉም ሓዳስ ዓለም ኣብቲ ኣብ ቀረባ ግዜ ምሁራት ዝገበርዎ ምርምርን ልዕሊ ዅሉ ዜተኣማምን ጥንታዊ ኢደ ጽሑፋትን እተመርኰሰ እዩ።
ክኹርኮም ዘለዎ አተሓሳስባ
38 ቅድሚ እዚ ወርሒ እዚ ኣናዒብካስ፡ ኣርባዕተ ሽሕ ቀተልቲ ነፍሲ ናብ በረኻ ዘውጻእካ ግብጻዊዶ ንስኻ ኣይኰንካን፧ በሎ።
ሃዋርያት ከኣ ብብዙሕ ሓይሊ ብዛዕባ ትንሳኤ ጐይታና የሱስ ክርስቶስ ይምስክሩ ነበሩ፡ ኣብ ኲሎም ከኣ ዓብዪ ጸጋ ነበረ።
ክልቲኤና ሕጉሳት ክንከውን ይግብኣና" ትብል ራፋኤላ።
በልብ ስራ እኮ ነዉ።
ንጰጥሮስ ዉን ዘኽሮ "ወርቂ ኮነ ብሩር የብለይን" (ግብ 3፥6) ።
"ዐቃቂር" ከኣ ብ"ቀመማት" ኪትርጐም ይግባእ።
ጽቡቓን ክፉኣን ኩሉ አይፈለየ
ሃፍቶም ታደሰ (0)
ትምህርቲ የለን ዳርጋ ኩሎም መንእሰያት እዮም ትምህርቲ የድልዮም እዩ።
ጠምዮም፣ ጸሚኦም፣ ነፍሶም ሰልከየት።
ዩ ኤስ ኤ, ካናዳ, ኦሃን ካውንቲ
መብዛሕትና ድማ ዳርጋ ኣብኡ ኢና ተላሊና።
ብU ኣቢለ ኸኣ ኣጆኻ ክብሎን Eደሊ።
ጐይታ ናይ ሂወተይ።
ኣብታ ዘለኻያ ትሕሸካ ንክፍሊ ሕጊ ገጾም እንተቀይሮምኻ ሕራይ ከይትብል 🙂
ኣሮን ብርሃነ 7.
ክሎም ስድራቤታት ዝተፈላለዩ እዮም።
እዚ ማለት ከኣ ንክርስቶስ እንደገና ምርካብ ማለት ኢዩ።
መጽሓፍ ቅዱስ ንምብዛሕ ኣልኮላዊ መስተን ንስኽራንን ይዅንኖ እዩ፣ ብሚዛናዊ መገዲ ኣልኮላዊ መስተ ምስታይ ግና ኣይኵንንን እዩ።
ንስኻን ዳዊትን ምስ ኣንቲኮ ኢኹም ተሪፍኩም እምበር ካልኦትሲ ዝሒሎም ኢዮም።
ነቶም ኣብዚ ከባቢ ዝነብሩ ሰባት እፈልጦም እየ።
ብርግጽ ድማ እቲ ጉዳይ ስኒ ነኺስካ ክቕጽል ዝግብኦ ኢዩ።
ዜፍቅር ዘበለ ዅሉ ኻብ ኣምላኽ እትወልደ እዩ።
ረብሓ ናይ ቋንቋ ብዙሕነት
ምኽንያቱ ኣብ ቅድሚ ሓይሊ ህዝቢ ጠጠው ዝብል የለን።
ኣብዚ መደብዚ ዝቐርብ ትሕዝቶ ኵሉ ብዘይሕብእብእ ብጋህዲ ዝብሃልዩ።
ኣብዙይ ከም ህዝቢ ተጋዲልና።
"እተን ደራሁ ከም ንቡር እንቋቆሖ የውድቓ ከምዘለዋ እየን ዝፈልጣ።
ቀጺሉ፡ "ኣነ ይኸዶ ኣለኹ ሕጂ፡ ናባኻ ሒዘዮ ክመጽእ'የ።
ኣብቲ ናይ ምብርባርን ጐስጋስን ስራሕና ካብ ኣናእሽተይን ደቀቕትን ትካላት ዝሳጋገሩ'ውን ምእንታን ክሕወሉ ነዚ'ውን ዘማእኸል ንፁር ናይ ፕሮጀክት ሓሳባት ሒዝና ክንቀርብን ዝያዳ ክንፅዕርን ይግባእ።
ዕብ 12፡22,24 "ንስኻትኩም ግና ናብ ከረን ጽዮንን ናብታ ኸተማ ህያው ኣምላኽ ሰማያዊት የሩሳሌምን ናብቶም ኣእላፋት መላእኽትን ኢኹም ዝበጻሕኩም፡.......
ንሳ ኸኣ ወዲ ወለደት .
"ብውሳነይ እየ ካብ መረፃ ኣባልነት ማእከላይ ኮሚቴ ወፂአ"
4ተ ዓይነታት ባንዳታት ብውልቀይ ብኸምዚ ከፊለ ሪአዮም ኣለኹ።
ካልኦት እንተሊኹም ሰዓቡ።
90% ምንጩን ማሃዚኡን ገባቲ ስርዓት ህ.
ናይ ጸላኢ ስናይፐር ከምዘይኮነ ፍሉጥ እዩ።
ካብ ቃሉ ንምሃር ወትሩ።
እንተ ተረደኦም ነቶም ናእሽቱ
ሕሱር ናይ ቤት ወይ ናይ ክሽነ ኣቕሑ እንተ ደሊኻ፡ ኣብ ኮምዩንና ብዙሕ ሰከንድሃንድ ድኳናት ኣለዉ።
ስለዚ እምበኣር፡ "ካብ ሓሚምካ ሕክምና፡ ተኸላኺልካ ጥዕና" ኺብሃል ግቡእ እዩ።
ንሱ ከአ ግዝአት ሕጊ ክነግስ፡ ህዝቢ ጎይታ ስልጣን ባዕሉ ክኸውን አለዎ።
ተደጋጋሚ ምውጣር ጉሁይ ክገብረካን ንኣካላትካ ውን ሓደገኛ ክኸውንን ይኽእል ።
ከምኣ እያ ናትካ ትጽቢት"
ናይ ክህነት ተግባር ንእግዚኣብሔርን ንሰብን ምግልጋል እዩ።
ንሰማማዕ፡ ንጸዋወር መእተዊ፥ [እዚ ጽሑፍ እዚ ኣብ ሓጺር ግዜን ኣብ መንጎ ስራሕን ዝሕንጥጦ ዘለኹ እዩ።
ንሳ ኣዝያ ጽብቕትን...
ኣነ እጽበዮ'የ - ኣነ ተጸቢአዮ።
ልኡላ ጓሎም ኣብ ጀርመን እያ ተወሊዳ።
ልዕሊ ሓደ ዓመት ኣቑጺሩ ዘሎ፣ ብግምት ዝተሰልዐ ምኽፋል ውህሉል ዕዳ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ንህዝቢ የማርሮ ከምዘሎ ተሓቢሩ።
ኣናእሽተይን ዓበይትን መራኸብቲ ሬድዮታት እውን ድሉዋት ኮና።
ነቲ ሃብቲ ሰል ዘየሃጽካሉ፣ ምስኡ ጥቡቕ ፍቕሪ ክህልወካ ኣይክእልን።
እታ ሓዳሽ ፕላኔት፥ "TOI 1338 b" ዝብል ስያመ ረኺባላ ኣላ።