text
stringlengths
9
487
ኲልና ንቊጣዕ ኢና።
ዳግም ምርኻብ ማኦ ዪን ብኸመይ ተረኺቡ?
መግለጺ ቤ/ጽ ወጻኢ ጉዳያት ግሃድኤ- ሕድሪ 8/2/2012
ኰይኑ ግና ፍቕሪ፡ ብቓላት ወይ ብስምዒት ጥራይ ዘይኰነስ፡ ብግብሪ እያ እትግለጽ።
መብራህተይ እተብርሃለይሲ ንስኻ ኢኻ።
ተኣሊኻ ግን ከይረኣኹኻ!
ፍትሑ ክግለጽ እዩ።
ከምቲ እቶም ጽሑፋት ዝብልዎ ክርስቶስ ምእንቲ ሓጥያትና ሞተ፣ ተቀብረ ከኣ ከምቲ እቶም ጽሑፋት ዝብልዎ ብሳልሰይቲ መዓልቲ'ውን ተንሥኤ።
ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ኢትዮጵያ፡ ንንግዲ ዘይሕጋዊ ዕጥቂ ዝጠልብ ጥጡሕ ባይታ ከምዘሎ ኣይተ ዳደ ይገልጹ።
ንመናእሰይ እንተሃብኩ ምኽሪ ____ ዘለኒ ነጊፈ
ስመይ ኣብ ዘዘከርኩሉ ዅላ ቦታ ናባኻ መጺኤ ኽባርኸካ እየ።
ብድሕሪ ምእሳር ሚኒስተራት፡ ምድስካል ብዙሓት ተጋደልቲ ሰዓበ።
ምኽንያቱ ኩሉ ግዜ ንሱ ዝደልዮ እምበር ህዝቢ ዝሓቶ ብቕኑዕ ከተግብር ድልዊ ስለዘይኮነ።
ሙዚቃ ክንውከል ግን ኣይግብኣናን እዩ።
ኣብ ቅፍርናሆም ኣብ እትርከብ ምኵራብ እንታይ እዩ ዝዀነ፧
'ናይ ስራሕ ልምዲ' ንዝብል ሮቅሓ ኣማሊኡ ዘየቑጽር!
እንታይነት መንግስቲ ኣምላኽ፡ ሕግታቱን ኣካይድኡን ድማ ኣብርሃሎም።
ካብ ሂትለር ይሓጽር ካብ ሜሲ ይነውሕMånad sedan
ንሕና ነተን ዘለዋ ዋኒናት ኪዓብያን ሓደስቲ ድማ ኪኽፈታን ኢና እንደሊ።
ሕጂ ጓል 34 ዓመት'የ ዘለኹ።
ወገናውያን ኣብ ካናዳ ንኣይ ክድንድኑ
ኢንፎርመሽን ኮሚኑኬሽን ቴክኖሎጂ ሴክተር ኣብ ኢትዮጵያ
ም ዝኾነ ይኹን ቤት ትምህርቲ ምዝገባ ምክያድ ከምዘይኽእል ተዛሪበን።
ከምዚ ድማ ይብል፦ "ኣምላኽ፡ ምሉእ ብምሉእ ይቕረ ኸም ዝበለለይ ኰይኑ ኸም ዚስምዓኒ ስለ ዝገበረ ንዕኡ ፍቕሪ ኸማዕብል ክኢለ እየ።
ውሱን ግዜ እንተ ትውስነለይ እሞ እንተ ትዝክረኒ!
ሰብ መብዛሕትኡ ግዜ ብዛዕባ መጻኢ ይጭነቕ እዩ።
ሞት ባህርያዊ ንዝኾነ ህይወት ዘለዎ ፍጡር ዝተዓደለት እያ።
እዚ ምቅይያራት ናይ ኩሉ ሰብ ደገፍ ከይረክብ ይኽእል እዩ።
ከምዝመስለኒ ግን - ግስዶ ትብሎ ተሳኢኑ
ትሕትና ዓቢይ ናይ እምነት መንፈሳዊ ህይወት ቅድስና ኵነት እዩ።
In: ዜና, ዝክር
መን እንታይ ይደሊ ዘይኮነ ዘድሊየኒ ሎሚ።
ስለዝኾነ ከኣ ጎይታና መንገዲ፣ ሐቂን ህይወትን ምዃኑ በዘይ ሓንቲ ምጥርጣር ክንቅበሎ ይግባእ።
ኣብ ጥዕና አወን ካብ ማንም ዝሰነፍና ኣይኮናን።
እንሓንሳእ, ሓንሳእ
ስምዖን በላዒ ሰብ ዝብላዕ ምሰ ሰኣነ እኽሊ ካብ ዝበልዕ ምማት ይሕሸኒ ኢሉ ናብ በረኻ ገጹ ከደ።
ብዛዕባ መንነት ፑሽኪን ዝተጻሕፉ ሰነዳት'ከ እንታይ ይብሉ?
ን ]ዕድሜኦም 25 ወይ ትሕቲኡ ዝኾነ
ሓደ መራሒ ምስ ሰዓብቱ ኾይኑ ንሓንቲ ሃገር ከምዚ ገይሩ ከዕኑዋ ምድላዩስ፡ ብዘይካ ሕቡእ ኣጀንዳ፡ እንታይ ካልእ ምኽንያት ኪህሉዎ ይኽእል?
መሰረት ሓባራዊ ቁም ነገርን፡ ሃገራዊ ሓባራዊ ረብሓ ዘለዎ ከኣ ንሱ'ዩ።
ንሱ ድማ 'ሆሎካስት' ብዝብል ዝፍለጥ ህልቂት ከምዝኾነ ይሕብሩ።
ናይቲ ማዛጋጃ ቤት ማሕበራዊ ኣገልግሎት ምስቶም ትነብረሎም ዘለኻ ሰራሕተኛታት ብምትሕብባር
22 ኣነ መስኪንን ድኻን እየ እሞ፣ ልበይ አብ ውሽጠይ ቈሲሉ አሎ።
"ብሰለስተ ዝኸረረ ገመድ ቀልጢፉ ኣይብተኽን።
'ቶም ፍርሃት ኣምላኽ ዘይብሎም፡
ይኹን እምበር፡ ባራቕ ናብቲ ውግእ ኪኸይድ ተሰማምዐ፣ ከምኡ ዚገብር ግና ንሳ እውን ምስኡ ናብ ከረን ታቦር እንተ መጺኣ ጥራይ እዩ ነይሩ።
ስመይ እናልዓልካ፡ ኣይትጠብሮ ህዝበይ፡ መምሓሊ ኣይትግበረኒ
ኣብ ሃገርና ዘሎ ኩነታት አውን ካብዚ ዝተፈለየ ኣይኮነን።
ኢልካ ብዙሕ ክትዛረበሉ ትኽእል ኢኻ።
ንሳቶም ዝኸብሩላን ዝሕበኑላን ናይ ባዕሎም ዋኒን ቅርስን ኮይና ውን ትነብር።
ነታ ጥቕላል ኣልዒላ ድማ ቍሊሕ ምሊሕ በለት፣ ግናኸ ኣብቲ ጐደና ዚንቀሳቐስ ሰብ ኣይነበረን።
15% ዝኸውን ካብ ህዝብና ኣብ ምስግጋር ስደተኛታት እዮን ዝሰርሑ።
ድዩ፣ ቴክኖሎጂ ስለዘየዋህለልና እዩ
ዳሓር ብዕላል "እንታይ ድአ ትፈርሑ ድኹም?
ንሶም ምስ ጠበቀኦም ኣይወዓልክዎን ዝብል መከራከሪ ሒዞም ከሰስቲ ምስ መሰኻኽረንን ጠበቃታትን እከይ ፈፂሞም እናበላ ንዓመታት ድሕሪ ምምልላስ ነቲ ጉዳይ ክምርምር ዝፀንሐ ቤት ፍርዲ ኮዝቢ ገበነኛ'ዮም ዝብል ውሳነ ኣዕሪፏ ዋላ'ኳ ፍርዲ ተዘየቀመጠ
ኣገዳሲ ሓበሬታ: ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ደንቨር- ኮሎራዶ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ
እዚ ሰልፊ'ዚ ዉላድ ናይቲ ንስርዓት ደርጊ ሰዒሩ ናጽነት ዘዐወተ ሓይሊ እዩ።
ሸዊት ዓይን ዓተር ክህልዎም ደልዮም ኣለው።
እግዚአብሔር ንነፍሲወከፍና ብግልና ይጽውዓና!
ተዓዚቦም ካብ ዝጸልኡኻ፡ ተዓዚቦም ይፍተዉኻ
ፈቲወ ከይኾነስ ካብ ቁፅፅረይ ወፃኢ ስለዝነኾነኒ።
ዓሚ ከምዚ ሎሚ ኣብ ሸገር ዝነበር ሓደ ትግራዋይ ጠበቓ ማሓዛና (መሓዙት እኳ ኣይኮናን ዋይኢ!
(መክብብ 3:11) ስለዚ፡ ብዛዕባ ኣምላኽ ኵሉ ነገር ክንፈልጥ ኣይንኽእልን ኢና።
ዝነበራ ተቐባልነት ለሚሱ።
ኩሎም ተልእኾኦም ካብ ኣምላኽ ፈሊጦም እዮም።
እቲ ዝያዳ ኣገዳሲ ግና፡ ፍቕሪ'ዩ።
ካብዝ ሰብ እዙይ ውፃእ!
መጽሓፍ ቅዱስ፡ 'ኣይፋልን' ኢሉ ይምልስ።
እወ፡ ንምድራዊ ጕዳያት ብሓቂ ተቘጻጺርዎ ነይሩ እዩ።
ኣታዊ ግብሪ ክኸፍል ይግባእ
እወ፡ ሕግታት ኣለዎ፡
ዝብል ሕቶ ዝምልስ ግና ኣይኮነ።
ዕድመ ይሃብኪ ልዑል ጎይታ
ኣብዚ ውን ብዙሓት ሰባት ኢዮም ዝሳተፉ።
ዮሴፍ ነታ ኻልአይቲ ሕልሚ ንኣቦኡን ንኣሕዋቱን ምስ ነገሮም እውን እንተ ዀነ፡ ኣረኣእያኦም ፈጺሞም ኣይቀየሩን።
እቲ ኸይሐደግኩምሲ እዚውን ክትገብሩ ይግብኣኩም ነይሩ።
ኣንቲ ነዚኦም ዘይተበኽየሎም ንመን ክብከየሉ።
ኣቦሓጎታትና ዘረከቡና ካብ ጥንቲ
ናብ ቤትካ ኣቶኹ እሞ ንእግረይ እኳ ማይ ኣይሃብካንን፡ እዚኣ ግና ብንብዓታ ኣእጋረይ ኣጠልቀየት ብጸጕሪ ርእሳውን ደረዘት።
ነቲ ንእሽቶ ሓውኩም ከኣ ናባይ ኣምጽእዎ።
'ዝኽርኻ ዝዘከረ ብጸሎትካ ዝተማሕጸነ መጽሓፍ ገድልኻ ብእምነት ዝጸሓፈን
ተመሊሰ ክድዉለልኩም እየ።
በዚ ድማ ኣብ ጥሪ 1858 ኣብ ሓደ ካብቲ ሚስዮናት መርዓ ተገብረ።
ሎሚ ድሕሪ ኣስታት 12 ዓመት ክጽሕፎ ከለኹ፣ ብገለ ሚእታዊት ናብ'ቲ ልክዕ ፍጻሜ እየ ተመሊሰ።
ናብቲ ቀንዲ ነጥቢ ክምለስ፡ ነዚ ኣብ ሕጻንነትና ብሓላፍነት ወለድና ዝተቀበልናዮ ጥምቀት፡ ሕጂ ምስ ዓበና፣
እንታይ ዓቕሚ ኣለካ" እዩ።
ነዚ ከምትገብሩዎ ርግጸኛ እየ።
ስርዓት ህግደፍ ግን ኣብ ፖሊስን ሲቪላዊ ምምሕዳርን እምነት የብሉን።
^ စာပိုဒ်၊ 7 ኣምላኽ ከም ዚሰምዓና ጌርና ብኸመይ ክንጽሊ ኸም እንኽእል ብዚምልከት ዝያዳ ኽትፈልጥ እንተ ደሊኻ፡ ኣብታ ብናይ የሆዋ መሰኻኽር እተሓትመት መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ ዘርእስታ መጽሓፍ፡ ኣብ ምዕራፍ 17 ርአ።
እሞ ኣትን ኣሕዋተይ፡ ዝተገብረ ከም ዘይተገብረ ክትገብሮ ኣይትኽእል ኢኻ።
ቄሳር ኣዝዩ ተቖጢዑ ኣሎ።
ብዓይኒ ሰብ ጠሚቶም ዘይከኣል ንዝበልዎ፣ ንሱ ግና ኩሉ ከምዝከኣል ብግልጺ ኣርኣየ።
ገሊአን ካብ ርሻናት ጸዲፈን ህይወተን ኣሕሊፈን።
ክኽተብ ዘይብሉ መን እዩ?
ከምዚ ዓይነት ባህርይ ናብ ዘለዎ ኣካል ዘይቀርብ እሞ መን ኣሎ፧ የሆዋ፡ ብመጽሓፍ ቅዱስ ኣቢልና ብዛዕባኡ ብዝያዳ ብዝፈለጥና መጠን፡ ብዝያዳ ጋህዲ ኸም ዚዀነልናን ናብኡ ብዝያዳ ኸም እንቐርብን ይፈልጥ እዩ።
ኣጀኹም ኣብ ጎንኹም ኣሎና።
ብዙሓት ሰባት፡ ኵሎም ጻድቃን ናብ ሰማይ ከም ዚኸዱ እዮም ዚኣምኑ።
1, 2, 3 ኣብ መዋእለ ህጻናት
ኣብ መንጎ ደቂ እስራኤል ዝነበረ ፍልልይ ድማ ኣብቅዐ።
ክኽሕደካ ካብ ነብሰይ ክትጎድል