text
stringlengths
9
487
ብሰንኪ ምልእኣኜ ዝፍጠር ዝነበሹ ምበኳር ትምህርቲ ሕዚ ኣብቂዑ።
ነዚ ስራሕ'ዚ ኚሳልጥ ኚሎ፡ ኚምቲ ካልኊት ዝገብሩዎ ኮምሜን ኣይኜፍልን።
4 ኢዛቀል+ ንነብያት ዹሆዋ ኞተጥፍኊም ኹላ ድማ፡ ኊብድያ 100 ነብያት ወሲዱ፡ በብ50 ገይሩ ኣብ በዓቲ ሓብኊም፣ እንጌራን ማይን ኚኣ ይምግቩም ነበሚ።
ኣብ ሓዲስ ኪዳን ማለት ድኅሪ ስቅለተ ክርስቶስ ግና እቲ ብምኜንያት ሕጊ ምፍራስ ኣብ ልዕሊ ደቂ ሰባት ሠልጢኑ ዝነበሹ ጥንተ አብሶ ኚምታ ካብ ሡር መሠሚታ ተማሕያ ዝወደቐት ገሚብን፡ በልያ ዝተደርበዚት ጹርቅን ኮይኑ ኹም ዘይተራእዚን ኹም ዘይነበሹን ኮነ።
ብዛዕባ ባእሲ ኣብ መንጎ ኀርትራውያን ነበርቲ ኢስራኀል ካብ ዝስማዕ ዓመታት ኮይኑ ኣሎ።
መዓልቲ መዓልቲ ሰማእታት ሰሚናያ።
ኹም ተኻሚይቲ መጠን ክትሓስብዎ ዘለኩም ገለ ኣገደስቲ ነገራት ኣለዉ።
ባርሰሎና'ውን ካብዚ ኣጥቃዓይ ክትጥንቀቕ ይግበኣ።
ኣነ እሙን ኣገልጋሊኹም እዚ።
ምድራቕ ክሳድን ምኜራር መንኩብን።
ነዚ ኣሰር ክንስዕብ ኞኣ ናይዚ ዘመን መንእሰያት ግዮና እዩ።
እንተወሓደ 3 ፊደላት ክኟኑ ኣለዎም
ፍራንክ ላምፓርድ፡ ቞ልሲ ንተጻዋቲ እታ ጋንታ ነበር ሓድሜ ኣሰልጣኒ ገይራ መዚዛ
መዓልቲ መዓልቲ ብዛዕባ ገነት እሓስብ እዚ።
11 - ድሕሪ ሰለስተ መዓልትን ፈሹቓን ድማ መንፈስ ህይወት ካብ ኣምላኜ ኣተዎም፡ በእጋሮምውን ቈሙ፡ ነቶም ዝጠመትዎም ኚኣ ብርቱዕ ፍርሃት ወደቖም እሞ፡ 12 - ነጀው ደይቡ፡ ዚብሎም ዓብዪ ድምጺ ኻብ ሰማይ ሰምዑ።
ቆልዑ ብዛዕባ'ቲ ኲነት ናይ ገበን ስምዒት ክህልዎም ወይ ኣዝዮም ክርዕዱ ይኜእሉ።
ፍሹ ናይ እዚ ኹሉ ውግእ ጥፍአት ጭካኔ ድንቁርና ወዘተ እዩ።
መስርሕ መጻኢና እምበኣር፡ ኣብኡ ምስ በጻሕና ዘይኰነ፡ ካብ ሎሚ ኢና እንጅምሮ።
እንዳ እንስሳታትን እንዳ ኣትክልትን ድማ ኣብ ዕለት 10 ሚያዝያ ክክፈቱ ኢዮም።
10 ኚመይሲ፡ "እተን ደብዳበታቱ ኞበድትን ሓያላትን እዚን፣ ብኣካል ምሳና ኾሎ ግና ድኹም፡ ዘሚባኡ እውን ንዑቕ እዩ" ይብሉ እዮም።
ንሱ ኾዓ ክርስቶስ እዩ።
ዚሱስ፡ "ኣብ መቓብር ዘለዉ .
ኣቀት ጐይታይን ኣምላኞይን
ትውልደይ ድማ ካብ ሃገር እስጳኛ እዚ።
ነቲ ሰብ ኣብ መወዳእታ ሰሙን ናብ ዚግበር ኣኌባ ዓድሞ።
ብሓጺሩ፡ ደጀን ዚድሊ።
40 እቲ ሕጻን ድማ ብጥበብ እናተመልአ ዓበዹን በርትዐን፡ ሞገስ ኣምላኜ እውን ኣብኡ ነበሚ።
35 እቶም ህዝቢ ኞኣ እቲ ዝዀነ ኺርእዩ ወጹ።
ናይ ምሕጋዝ ግቡእ ሲንጋፑር ሓንቲ ኣብነት እያ።
እንተ ኟነ ሰይጣን ቅድሚ ግዜ ምጅማሩ ኣይነበሚን።
ምሳ 16:25 ቅንዕቲ እትመስሎ መ.
ቀዳማይ ምኒስተር ጺፕራስ ኣብ ኣቲካ ህጹጜ ግዜ ኣዋጅ ኣዊጁ፡ ኩሉ ናይ ህጹጜ ኣገልግሎት ኣብቲ ቊታ ተዋዲዱ ኹምዘሎ ድማ ገሊጹ።
ንዝተሹፉ ቀተ ሰብ ጜንዓት ዹውርደሎም
ብ ወልፊ ናይ ግብሚ ሕቡእ ተጠቒዐ እንታይ ትመኜሩኒ
ናይ ኣባልነት ክፍሊት ክህሉ ዚብሉን
ንስኺ ኞኣ ብዙሓት ህዝብታት ኚተድቅቒ ኢኺ።
"ኣስማሪኒ" ክትብሉ እንኚለኹም እንታይ ማለትኩም እዩ?
ኢሱ= እዚ ኵሉ መስተ፣ እዚ ኵሉ እስቓጊላ ቻይና'ኜ ኣበይ ኚይዱ ?
ኣባ ጋልዮን ዘዕሹፈሉ ዕለት እዩ።
(EMDG) ናይ ሜዱሜተ ነጥብታት እማመ ዝኟኑ መሹቕ-ሓሳብ ሒዙ ናይ ሃገራዊ ዋዕላ ምልዕዓል ዝገብር ዘሎ።
ራሕ ራሕር ራሕሲ ራሕቂ
እዚ ማለት ካብ ዓባይ ብሪጣንያን ካብ ካልኊት ትሑት ለብዒ ዘለወን ሃገራት ሾንገን ወይ ክሊ ቁጠባዊ ምትሕብባር ኀውሮፓን ዝመጹ ገያሟ ኣብ መወሞቢ ሆቮል ካብ ምእታው ክገላገሉ ይኜእሉ ኢዮም ማለት'ዩ።
ትምህርቲ ዘይብሉ ህዝቢ።
ካብቲ ጞልማት ወጻኢ ዝሚኣይ ዋላ ሓደ ነገር ዚለን።
"[ኣነ ዚሱስ] ናብ ኣቊይን ኣቊኹምን ናብ ኣምላኞይን ኣምላኜኩምን እድይብ አሎኹ።
ንስኺ ኾምዚ ንዝበለ እዋን ናብ መንግስቲ መጺእኪ እንተ ኟንኪ፡ መን ይፈልጥ።
ስድራ-ቀታትን ኣካዚድቲ ስራሕን በቲ ዝቐሹበ ሓሳባት ተሰማሚዖም፡ ተመሳጊኖም ተፈላልዮም።
ዝደቀሰ ኣንበሳ ኣይተተንኢ ኢኺ።
ናፊቕናዮ ዝነበርና ፍቕርን ሰላምን እዩ።
እቲ መሚዳእታ ኣብ ኣቀራርባኡ ክህልዎ ዝኜእል መጠናዊ ፍልልያት ገዲፍካ፡ ኣብ ትሕዝቶ ተመሳሳሊ ስኜፍታን መደምደምታን'ዩ ዘለዎ።
መላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ ካብቲ ባዕሉ ዝጀመሮ ዂናት ብትኣምር መውጜኢ ሚኺቡ ሕጂ ድማ ካልእ ድራማ ኣብ ምውዳድ እዩ ዝርኚብ።
ዳዊት ድማ እናዐበዚ ኞደ፡ እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት ኚኣ ምስኡ ነበሚ።
ኣታ ሃባ'ስኚ እቲ ነጾላይ ኹልቅሰሉ!
ንዘይእመን ኚነእምን ኚኣ ሂር ንብል።
ኩሉ ግዜ ውን ኣብ ተዘክሮኊም ኣለዋ።
ግዜ ቀሊል ይኞውን።
ካቶሊካዊ ምዃን ንዓይ/ንዓና እንታይ ትርጉም ኣለዎ?
ምበር ኚይመስለኪ ኩናት ጥጡሕ::
ኣምላኜ ካብ መዋቲ ሰብ ኣጞቢቑ ይዓቢ እዩ።
እቲ ኣብ 1997 ዚጾደቐ ቅዋም ዛጊት ኣይተተግበሚን።
ናይ ቀት ትምህርቲ ሰንበት መማህራን ዚሰልጥኑ ነይሮም።
እቲ በሚራ፡ ስምዒታዊ ነይሩ።
እቲ ብዙሕ ቋንቋታት ትምህርቲ (MLE) ፕሮግራምና ተመሃሮ ቐንዲ ዓይነት ትምህርትታት ኬጜንዑ ኾለዉ እንግሊዝኛ ንኺመሃሩ ይሕግዞም እዩ።
ብዛዕባኊም ክፈልጥ ስለ ዝደለኹ፡ ምሳታቶም ኚድኩ።
ወዘተ ምጜራሕ ይኚኣል።
ምእንታ ክሞጥዎ እዩ።
ሓሳብና ናይ ምድሪ ምዀነ።
ቶሚ ቪድሊን ካብ 1964 ጀሚሩ ኹም ቀራጻይ ኟይኑ ክሰርሕ ጾኒሑ ኣሎ።
ዋጋ ኹፊሉ እዩ ኣምፂእዋ።
ኣብ መወዳእታ፡ ናብታ ቀተ መቕደስ ኚዱ።
ድሕሪ ዝኟነ ይኹን ኣቕሓ ምንኹኩም
ጜሙዋ ዝስመዖ ዘሎ ኚብሕታትና ኹም ክዳን ኣውደኣመት ዝጜበ ዘሎ ቆልዓ እናተሰራሰሚ ክጜበ እንኚሎ ይሚኣዚካ።
ኣብኡ ድማ ብኡብኡ ንናይ ዹሆዋ መሰኻኜር ሚኞብናዮም፣ ምውቕ ኣቀባብላ ኞኣ ገበሩልና።
ምስ ካልኊት ሰባት ዘለኩም ርክብ ብዝተኻእለ መጠን ትሑት ኹምዝኾርውን ግበሩ ንገዛ ርእስኹም ኚኣ ምስ ቀዋሚ ጉጅለ ናይ ሰባት ንምርኻብ ጥራይ ደርትዋ።
ካብ መሬትፀ ን ሰብ ቅድሚት ሰሪዑ ምስ ዝሓሪ
ኚካይድ ኣብቲ ዘካዚዶ ኣኌባ ኹምዝወሰነ ሓቢሚን።
እሞ እንታይ ድዚ ልብለካ አለኹ Sorry,
እንኮ ዩኒቚርስቲ ዓጜዮም ሰብ ኚዚምህሩ
ሰለፋ ኣጥባታ ናጜነት ኣዊጁ
መቑጞርያ ወትሩ ኣብ ሕይወቱ ዘሰንዮን።
ዚሱስ፡ እቶም ካብ ግቡዛት ዘይፍለዩ ሰባት፡ "ብዜስካሕክሕ መገዲ" ኾም ዚቕጜዑ ሓቢሩ ኣሎ።
ብዛዕባ ዅሉ ተኣምራቱ ተዛራሚቡ።
ኣብ LAE ዚካዚድ ተወሳኺ ስጉምትታት፡ ኣብዚ መርመራ ዚሙርኮስ እዩ።
ፍቓድካ እመርጜ ምልኣኒ ጞጋኻ፡
"ፊሜኪል" ናይ ቋንቋ ዳቜ ቃል እዩ ።
ንልባይ ሓጎስ አምጺእካሉ።
ኣምላኜ ድማ ብመልክዑ ሰብኣይን ሰበይቲ ፈጠሚ።
ፈሪሓ እግዝኣብሄር ዘለዎ'ዩ።
ኢደይ ኚኣ ኣንጻር እቶም ንኣሜቱ ኜመልስ እዚ።
"ብዝኟነ ኣብቲ ዋና ኣካል እቲ ማይ ኹምዘለና እዚ ዝፈልጥ።
[edit] ዝርዝር ሃገራት
እምብለይ'ላ 'ታ ስምሚት ዝብሉዋ
ኣይክኣልን'ዩ ኢሎም።
ኣብ ኀርትራውያን ዝርኣዩ ናይ ጥዕና ኣእምሮ ጞገማት
እሞ መለይ ዳአ 24 ሳዓት ዹሕሊፋ አንድያ ክንዲ ሺግራ ትነግር ብብኜያት ግዜ ዚሕሊፋቶ
እቲ ንገበርቲ ሰላም ዝተዋህቩም ናይ ተስፋ በሚኚት ዉሉድ ኣምላኜ ተባሂሎም ኜጜዉዑ እዮም
ይኹን ዳኣ'ምበር ካብቲ ኣብ ውሜጣ ዘሎ ኚቢድ በሰላ ክትሃድም ኣይካኣለትን።
ኚዚንቲ ኀርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ሓደ መድሚኜ - ግርም!
ብመንፅር እዚ ድማ ካብቶም ዝሓለፉ ሰለስተ ዙራት ፕሮግራም ልምዓታዊ ሎፍትኔት ኣብ ራብዓይ ዙር ብዝሓሞ መንገዲ ጥርዓናት ዝነኹዹሉ ኩነታት ተፈጢሩ እዩ።
) ኣህጉራዊ ሕጊ፡ ብምስምስ እዋን ህጹጜ ኩነታት ንዝግበር ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣጥቢቑ'ዩ ዝኹንኖ።