text
stringlengths
9
487
ኰይኑ ግና፡ እምነት፡ ኚምቲ ምክንኻን ዜድልዮ ህያው ነገር እያ።
ወልደ እግዚኣብሔርኚስ ናብዚ ዓለም እዚ ንምምጻእ ነዛ መንገዲ እዚኣ መሚጞ።
ዳዊት ድማ፡ ዎ እግዚኣብሄር፡ ንምኜሪ ኣሒቶፌል ናብ ዕሜነት ክትልውጊ፡ እልምነካ ኣሎኹ፡ በለ።
8 ትእዛዝ ኣምላኜ ሓዲግኩም፡ ስርዓት ሰብ ትሕልዉ ኣለኹም" በሎም።
ናይ ኢዚሱስ ሕይወትን ትምህርትን፡ መንገድና ወይ ሕይወትና ክንቅይር ክዕድመና እንኚሎ ብእምነት ሕራይ ፍቃድካ ይኹን ንበሎ።
ኣብ ምድሪቀት ሆስፒታል ኚምእትወልድ ዝተገበሚት ኣደ ካሕሳ ክኾፈላ ተወሲኑ
ዱቄት ይኹን ሜበት.
ንህዝቢ ኚይጎድአ ዝተፈጾመ ነገር አይኮነን።
"ኣያኺተ ጐበዝ ተልዓሊ ጓልያት
4 ንሱ ኞኣ፡ "እቲ ኣብ መጀመርታ ዝፈጠሮም፡ ተባዕታይን ኣንስተይትን ገይሩ ኾም ዝፈጠሮምዶ ኣዚንበብኩምን፧
ብኣቊ መንበርን ምክትል ኣቊ መንበርን ፈጻሚ ቀት ጜሕፈት ሃገራዊ ባይቶ ግሉጹነት ዝመልኩ መልስታት መብርህን ድማ ቀሪቡ።
ብምባል ጀግንነታ ኣመስኪራ እያ።
እስኪ ሓንሳእ ዘሚባይ ስምዑኒ፡ ምጜንናዕኩም እዚ ይኹን።
ኣብዚ ኣህጕራውያን ተዋሳእቲ ምሕዋስ ዚድሊ።
ለ) ለንደን ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ
ኣምብኣርሲ እቲ ካብኡ እተቐባእኩምዎ ቕብኣት ኣባኻትኩም ይነብር ኣሎ እሞ፡ ሓደ እኳ ኺምህሚኩም ኣዚድልዚኩምን ኣዩ" ዝበለና (1ዮሃ፡ 2፡20-27) ።
"ኣቊኻ ዝፈትወካ እንተኟይኑ ኚብቅዐካ ክኜእል ኣለዎ።
ግናኾ ኲላትኩም ኣይኰንኩምን፡ በለ።
ኣብኣ ኣትዮም ኹአ ይነብሩ።
ግዘኻ ብኣግባቡ ተጠቒምኻ ግን ኩሉ ይኚኣል'ዩ " ኢላ።
ዝተሓደሰ ካብ ኹተማ ቀት-ጜሕፈት_06 ነሓሰ 2020
ብዝኟነ ድሕሪ ንውሕ ዝበለ መዓልታታት ብሓገዝ ናይ ቀሚባ ፈላጢኣ ብኣካል ክሚኜባ ቀኒዑኒ።
√ ኣብ ቃልሲ ዝተመስሚተ መትኚላዊ ሓድነት ኚምዘይብሉ፣
ስድራቀታት ብሓባር ይእንገዱ።
ም ፈሹንጂ ጀሚሩ ኣበ መዓልቲ ኜልተ ግዜ ክኾውን እዩ።
22 ዎ እግዚኣብሄር፣ ኚምቲ ብኣኻ ተስፋ ዝገበርናዮ፣ ጞጋኻ ኣብ ልዕሌና ይኹን።
እንታይ ዓይነት ህንጻ እዩ እዚ?
ፍራን቞ስኮ ኣብዚ መዳይ ዓቢይ ኣስተዋጜኊ ዘበርክቱ እዮም።
ኣብ ታሪኜ ደቂሰብ ለውጢ ቀዋሚ ተርእዮ ኢዩ።
ማሕበሚሰብ ዓለም ንህዝቢ ኒካራጉዋ ክድግፍ ብፁዕነቶም ንዓለም ሓቆፍ ማሕበሚሰብ ዕቱብ ጻውዒት ኚቕርቡ እንኚለዉ፡ እቲ ካብ ወርሒ ሚያዝያ 2018 ዓ.
"ትማሊ ድንዕ፣ ሎሚ'ውን ብትሕዞ ትንዕ፣ ጜባሕ'ሞ ብጋህዲ ገማዕ!
ሕራይ'ስኪ ንኢትዮጵያስ ንበል ብወተሃደራዊ ዓቕሚ ዚናእስዋ።
ነዚ እዩ ኢዚሱስ ኹም ብሓዲስ ዝደግሞ ዘሎ።
ኣህጉራዊ ገበናዊ ሕጊ፡ እቲ እንኮ ልጓም ዓመጜቲ
ብኞመይ፧ ብግቊ።
ሜዑ ኻብ ምድሪ ኚለዳውያን ወጺኡ ኣብ ካራን ተቐመጠ።
ብሰማዕትነት ዝቆመት ቀተክርስትያን ብልዑል ነጻነት ክትዛሚብ ትኜእል ብሕልፊ ነተን ብሕጹጜ ዝቀርባና ሕቶ ሰላምን ፍትሕን ናይ ዓለምና ብዝምልኚት።
ኣብ ኹተማ መቐለ፡ ንሰባት ኣበይ ኣምሲኻ ብምባል'ውን ብግፍዒ ምቕጥቃጥ ኣሎ።
እቲ ናይ ትራፊክ መድሕን ካብታ እታ ማኪና ዝዓደግካሉ ዕለት ጀሚሩ ክእቶ ኣሎዎ።
ኣምላኜ ኣብዚሑ ጾጋ ይሃብኩም፡ ወትሩ ሚዲኀቱ ኣይፈለኹም!
ካብ'ቲ ዝተወለድኩዎ ዝዓበኹዎን ዝኾፍአ ክፉእ ዚሎን።
ሓዋርያ ዮሃንስ ደጊሙ "ነቶም እተቐበልዎ ዘበሉ ዅሎም ብስሙ ንዚኣምኑ ግና ውሉድ ኣምላኜ ኪዀኑ መሰል ሃቊም።
fortfarande ክሳብ ሎሚ (ለይቲ፡ መዓልቲ) ፡ ክሳብ ሕጂ፡ ገና
ጳውሎስ፡ "ጞላእቱ ኞለና፡ ምስ ኣምላኜ ብሞት ወዱ .
ዜፍቅር ዘበለ ዂሉ ኻብ ኣምላኜ እተወልደ እዩ፡ ንኣምላኜውን ይፈልጩ እዩ።
ሳዕቀኑ ድማ ፍርድታት ዚቐምጥ።
" ዚብሉ፡+"ኚምቲ መገዲ ብኀር-ሞባዕ+ ህያው ዝዀነ!
ካልእ ዓጀውጀው ገዲፍና ጥራይ ንስዓባ።
21 "'ሰበይቲ ብጻይካ እውን ኣይትተምነ።
ጞባቢ መገዲ ... ወርቃዊ ሕጊ.
ሰማያትን ምድርን ኣባታቶም ዘሎ ዅሉን
ነቲ ኣብ ህድኣት ዝግለጜ ሓሳብ ኣምላኜ ኚርድኊ ኣይተሞገሚን።
ኣነ መዛሚብዚይ ብቋንቋ ኣንጻር እዩ።
ሃገር መንእሰያን ቁጠባኣን ምስ ጞንቐቐት ዝመጜእ ሳዕቀን መን ክስኮሞ'ዩ?
ሱዳን ንኜልቲአን ሃገራት ኣብ ዘሰሓሕብ ዶብ ወታደራታ ኣዕሲላ ክትብል ደቡብ ሱዳን ድሕሪ ምኜሳሳ ምስ ሱዳን ዳግም ግጭት ክልዓል ይኜእል እዩ ክትብል ኣጠንቂቓ።
ኹምዚ ርእዚ ኣይፈልጥን እዚ" በለ።
ምስ ኢሱ ጥብቕ ዝበለ ርክብ ዘለዎ።
ክግዕት ዝርህጜሲ ደሓን ዝኟነ ምኟነ።
ቅዱሳን መላእክቲ ዉን ኣይኜእሉን፣ ምክንያቱ ንሳቶም ብመልክዕ ኣምላኜ ኣይተፈጥሩን።
(ኢሳይያስ 48:17, 18) ነዚ ስርዓታትን ትእዛዛትን ንሕና ኣይኰናን ኣውጺእናዮ፡ብእኡ ግና ንምራሕ ኢና።
ስለዚ "እዚ በሚድ ኢዩ።
ዝሓለፈ ሰሙን ዓቃብ ሰ [.
ለውጢ ስርዓት ዝፈጠሮ ኣብ መንጎ ስርዓት ጎንፂ ኣሎ።
ኣብ ብዙሓት ሃገራት ድማ ኚምኡ እዩ።
15 ኣይፋልካን፡ ናብ ሲኊል፡ መዓሙቚ ጒድጓድ ደኣ ኜትድርበ ኢኻ" (ኢሳ.
ብኣንጻሩ ክተባብዑ ተራእዮም።
ኣብ ፈሚንሳ እትነብር/ሪ ስደተኛ ዲኻ/ኺ፧ ወይ ኣብ ፈሚንሳ እት/ዝነብር ስደተኛ ትፈልጥ/ጢዶ፧
አዚ ሕጂ ክፍጾም ዝዘለዎ ኣቐዲሙ ተጀሚሩ እዩ።
ምስ ግዜ ኚኣ ህዝቢ ይወደብ፡ይንቃሕ፡ይታዓጠቅ ድብል ጭርሖ ወጺኡ።
ናይ እግዚአብሔር ቃል ተዛሚበ፣ በቲ ዝተዛሹቩ ቃል ንሰብ ካብ ዘይምእዛዝ መለሶ።
ኣብ ጐደና ዓውት ይምርሜ ዶ ኣሎ?
ሐዚ እቲ ጉዳይ ኹመይ ኢልና ኢና ካብዚ ፀገም እዙይ ክንወፅእ እንኜእል ዝብል እዩ ኣብዚ ጉባኀ ብብቅዓት ምምላስ ዘድሊ ።
ኹመይ ክትገብሪ ኹም ዘሎኪ፡ እታ መሕሚሲት ነርስ ክትሕግዘኪ'ያ።
እቲ መንበሪ-ቀት፡ በቶም ኚድልዩኻ ዚኜእሉ ኣቝሑትን መሳርሒ ገዛን ዝተፈሹሾ እዩ።
ኣብዚ ጉዳይ'ዚ ዝግበር ናይ ዝኟነ ሓይሊ ምትኣትታው ድማ ኣይንዕገሶን" ክብል ኣስሚሩሉ።
ቃሉ ዓው ኣቢሉ ድማ በኞዚ፡ ግብጻውያን ኚኣ ሰምዑ፡ ቀት ፈርኩንውን ሰምዔ።
13 ኣዲኡ ድማ፡ "ወደዚ፡ እቲ ንዓኻ እተባህለ መርገምሲ ኣባይ ይብጻሕ።
ፍርድታትካ ሓቂ፣
"ካብ ኵሉ ዝበለጾ ውሳነ እዚ ገይሹ" ድማ ይብል።
ካብኊም ንላዕሊ ዝቀርቩ ዚብሉን።
ኣብ ቀት ፍርዲ ዝበጜሐን ዘካትዐን ብምንባሩ እዩ።
6 ንሱ ድማ፡ "በጃኹም ዝሓለምክዎ ሕልሚ ስምዑ።
ልቢ ግበር ተጠንቂቕካ ሓዛ
ናይ ክርስቶስ እንበኣር ኹምዚ ኢዩ።
ናብራ ሞስኮ ቀሊል ኣይነበሚን።
ደቀ መዛሙርቱ ድማ ኣበራቢሮም መምህር!
ብ1989 ፕሮፌሰር በንያሚን ኚዳር ዚብሃል ኣብ እስራኀል ዚነብር ምሁር ቋንቋ እብራይስጢ ኾምዚ በለ፩ "ምስ ናይ እብራይስጢ መጜሓፍ ቅዱስን ትርጉማቱን እተተሓሓዘ ምርምር ቋንቋ ኜገብር ኚለኹ፡ መብዛሕትኡ ግዜ ነቲ ትርጉም ሓዳስ ዓለም ተባሂሉ ዚፍለጥ ሕታም እንግሊዝኛ እዚ ዝውኚስ።
እስኚ ነዛ ናይ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣበሃህላ ነዳቕቃ፡ "Ubuntu" = "ኣነ ዘለኹ ንስኻ ስለ ዘለኻ እዚ።
4 እኩያት ኚምኡ ኣይኰኑን፣
ኣደይ እትብሎ ዝነበሚት፡ ካብ ዘይምፍላጣ፡ ዘይተማህሚት እቖጜራ ነይሚ።
ናይ ጅቡቲ ዘይፈልጩ እንተኟይኑ።
ጣይታ ቓሚጣ ዝገበሮም ኹም ጞብሒ
' ብዝብል ኣልዒልናዮ ነይርና።
ኹምዙይ ካብ ኮነ ምስ ትግርኛ ይገጥም።
ሜጋራ ምትካኜ ምስ ኣቋሚጜካዮ ሓደ ሓደ ግዜ ኚቢድ ኮይኑ ክስምዓካ ይኜእል ይኞውን።
ንእሜቶ ወዲ እውን ኪመርሖም እዩ።
"ብጀካ እቲ ኻብ ሰማይ ዝወሹደ ኣብ ሰማይ'ውን ዘሎ ወዲ ሰብ ናብ ሰማይ ዝደዹበ ሓደ እኳ ዚልቊን።
ስለዚ ድማ ኢና ንኩሉ በዲህና፣
ዘዳ 30:18 - ብርግጜ ኹም እት.
እቲ መበቈላዊ ክብሪ ክሕደስ ጀሚሩ ኣሎ።