eng
stringlengths
2
588
tir
stringlengths
2
426
Coping With the Causes of Distress
ጓሂ ምስ ዜምጽእ ነገራት ምቅላስ
He is the perpetrator of the inherited sin that all of us struggle with .
ጠንቂ ናይዚ ዅላትና ንቃለሶ ዘሎና ዝወረስናዮ ሓጢኣት ንሱ ኢዩ ።
An old proverb says : " In the abundance of words there does not fail to be transgression , but the one keeping his lips in check is acting discreetly . " Still , you can be courteous and helpful .
ጥንቲ እተጻሕፈ ምስላ " ብዙሕ ዘረባ ኣብ ዘለዎ ኣብኡ ኣበሳ ኣይስአኖን : ከናፍሩ ዚገትእ ግና ለባም እዩ " ይብል ።
How did servants of Jehovah in the past set the pattern in their relationship with secular governments and officials ?
ጥንቲ ዝነበሩ ኣገልገልቲ የሆዋ ምስ መንግስትታትን ምስ ሰበ ስልጣንን ኣብ ዝነበሮም ርክብ ኣብነት ዝሓደጉ ብኸመይ እዮም ፧
Some have found that setting priorities is helpful .
ጥዕናና : ቤትና : ወይ ፈተውትና እውን ክንስእን ንኽእል ኢና ።
Pilate asked : " Do you not hear how many things they are testifying against you ? "
ጲላጦስ እውን ንየሱስ ፡ " ብኽንደይ ነገር ይምስክሩልካ ኸም ዘለዉዶ ኣይትሰምዕን ኢኻ ፧ "
Paul made a fitting reference to Jehovah 's hand in all of this , saying : " The ground that drinks in the rain which often comes upon it , and that then brings forth vegetation suitable to those for whom it is also cultivated , receives in return a blessing from God . " - Hebrews 6 : 7 .
ጳውሎስ " እታ ብዙሕ ጊዜ ነቲ ኣብኣ ዝወረደ ዝናም ዝሰተየት ምድሪ ነቶም ብዛዕባኦም ዚሐርስዋ ዚጠቅም ፍረ እንተ ሀበቶም : ካብ ኣምላኽ በረኸት ትረክብ እያ " ብምባል ኣብ ኵሉ እዚ ነገራት እዚ ኢድ የሆዋ ኸም ዘሎ ሓበረ ። - እብራውያን 6 : 7
Despite his being an apostle , what did Paul need , and what do all of us need from time to time ?
ጳውሎስ ሃዋርያ እኳ እንተ ነበረ እንታይ እዩ ዘድለዮ : ኵላትናኸ ሓድሓደ ግዜ እንታይ እዩ ዜድልየና ፧
THE apostle Paul remembered those who worked hard in behalf of the good news .
ጳውሎስ ብዛዕባ እቶም ንየሆዋ ብትግሃት ዘገልገልዎ ሰባት እንታይ እዩ ዚስምዖ ነይሩ ፧
Paul apparently used the Soreg to represent the Mosaic Law covenant , which had long separated Jews and Gentiles .
ጳውሎስ ነታ ሶረግ እትብል ቃል : ነቲ ንኣይሁድን ንኣህዛብን ፈላልዩ ዝነበረ ሕጊ ሙሴ ንኼመልክት ከም እተጠቕመሉ ፍሉጥ እዩ ።
Paul 's words to the first - century Hebrew Christians provide the answer .
ጳውሎስ ነቶም ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበሩ እብራውያን ክርስትያናት እተዛረቦ ነገር ናይዚ መልሲ ይህበና ኢዩ ።
Paul found pleasure in helping people spiritually , and he gave serious thought to how he would provide for the specific needs of his listeners .
ጳውሎስ ንሰባት ብመንፈሳዊ መዳይ ብምሕጋዝ ሓጐስ ረኺቡ እዩ ፣ ንሰማዕቱ ዜድልዮም ዘበለ ብኸመይ ከም ዜማልኣሎም እውን ብርዝነት ሓሲቡሉ እዩ ።
Paul counsels Christians : " Put them all away from you , wrath , anger , badness , abusive speech , and obscene talk out of your mouth . Do not be lying to one another .
ጳውሎስ ንክርስትያናት ከምዚ ኢሉ መኸሮም ፦ " ንስኻትኩም እዚ ዅሉ ድማ ፤ ኵራ ፡ ምንጽርጻር ፡ ክፍኣት ፡ ጸርፊ ፡ ዜሕፍር ዘረባውን ካብ ኣፍኩም ኣርሕቑ ።
But what did Paul mean by saying that the holy writings could make Timothy " wise for salvation " ?
ጳውሎስ ንጢሞቴዎስ ብዛዕባ ቕዱሳት ጽሑፋት ኪዛረቦ ኸሎ ፡ " ንድሕነት ዜለብመካ " ዝበሎ ደኣ ስለምንታይ እዩ ፧
Give attention to where Paul puts " hope " in his reasoning : " Let us exult while in tribulations , since we know that tribulation produces endurance ; endurance , in turn , an approved condition ; the approved condition , in turn , hope , and the hope does not lead to disappointment ; because the love of God has been poured out into our hearts through the holy spirit . " - Romans 5 : 3 - 5 .
ጳውሎስ ኣብቲ ዘቕረቦ ሓሳብ ' ንተስፋ ' ጠቒስሉ ዘሎ ቦታታት ኣስተብህል : - " ግናኸ ብጸበባ ድማ ንመካሕ እምበር : እቲ ጸበባስ ትዕግስቲ ኸም ዜምጽእ ስለ ዝፈለጥና : በዚ ጥራይ ኣይኰነን ። ትዕግስቲ ድማ ምፍታን : እቲ ምፍታንውን ተስፋ : በቲ እተዋህበና መንፈስ ቅዱስ ፍቕሪ ኣምላኽ ኣብ ልብና ስለ ዝፈሰሰ : እታ ተስፋ ድማ ኣይተሕፍርን እያ ። " - ሮሜ 5 : 3 - 5
Paul in his letter to the Romans stressed the responsibility of Christians to glorify God by sharing their faith with others .
ጳውሎስ ኣብታ ናብ ሰብ ሮሜ ዝጸሓፋ መልእኽቱ : ክርስትያናት እምነቶም ንኻልኦት ብምንጋር ንኣምላኽ ክብሪ ንኽህብዎ ብዛዕባ ዘለዎም ሓላፍነት ኣጕልሐ ።
Paul had poured himself out preaching in that city , and he loved his fellow " holy ones " there .
ጳውሎስ ኣብታ ኸተማ ብምስባኽ ከም መስዋእቲ ፈሲሱ እዩ ፣ ነቶም ኣብኣ ዝነበሩ " ቕዱሳት " እውን የፍቅሮም ነይሩ እዩ ።
Paul 's words make an important point about spiritual growth .
ጳውሎስ እተዛረቦ ቓላት ብዛዕባ መንፈሳዊ ዕቤት ኣገዳሲ ነጥቢ ኢዩ ዝገልጽ ።
Paul did so when Timothy was experiencing stomach problems , perhaps because the local water was polluted .
ጳውሎስ እውን ንጢሞቴዎስ ሕማም ከብዲ ምስ ኣሸገሮ ፡ ከምኡ ገይሩ እዩ ፣ ጢሞቴዎስ ምናልባት ብሰንኪ እቲ ኣብቲ ኸባቢ ዝነበረ እተበከለ ማይ እዩ ሓሚሙ ኪኸውን ዚኽእል ።
Jehovah kindly inspired Paul to write : " All the things that were written aforetime were written for our instruction , that through our endurance and through the comfort from the Scriptures we might have hope . "
ጳውሎስ ከምዚ በለ ፦ " እሞኸ ብዛዕባ እኒ ጊዴዎን ፡ እኒ ባራቅ ፡ እኒ ሳምሶም ፡ እኒ ይፍታሄ ፡ እኒ ዳዊትን ሳሙኤልን ነብያትን እንታይ ክብል እየ ፧
The witness of God 's spirit convinces anointed Christians that they have heavenly prospects .
ጳውሎስ ከምዚ ኢሉ ጸሓፈ : - " ንስኻትኩምሲ ነቲ ብእኡ ጌርና ኣባ : ኣቦ : ኢልና እንጽውዓሉ መንፈስ ውልድነት ኢኹም እተቐበልኩም . . .
Beginning in chapter 12 , Paul considers four related subjects that affect a Christian 's life .
ጳውሎስ ካብ ሮሜ ምዕራፍ 12 ጀሚሩ : ንህይወት ሓደ ክርስትያን ዚጸሉ ኣርባዕተ ነገራት ጠቐሰ ።
Less than a decade after Paul wrote to them , they came under severe persecution , and some were tortured to death by order of Emperor Nero .
ጳውሎስ ካብ ዝጽሕፈሎም ዓሰርተ ዓመት ኣብ ዘይመልእ ግዜ ከቢድ ስደት ወረዶም : ገሊኣቶም ከኣ ብትእዛዝ ንጉስ ኔሮ ተሳቕዮም ተቐቲሎም ኢዮም ።
" After taking social studies classes at the university , I developed radical views , " says a sister in Great Britain .
ጸለምቲ ብዙሕ ግፍዒ ስለ ዝበጽሓና ፡ ንመሰል ጸለምቲ ኽጣበቕ እደሊ ነይረ ።
For if , when we were enemies , we became reconciled to God through the death of his Son , much more , now that we have become reconciled , we shall be saved by his life . " - Romans 5 : 8 , 10 .
ጸላእቱ ኸሎና : ምስ ኣምላኽ ብሞት ወዱ ተዐረቕና : ካብ ተዐረቕና ደኣ : ክንደይ ብህይወቱ ኣዚና ዘይንድሕን ። " - ሮሜ 5 : 8 , 10
Prayers should spring from the heart and be expressed with sincerity ; they should not be learned by rote and repeated mechanically .
ጸሎት ካብ ልቢ ዝመንጨወ ኪኸውንን ብቕንዕና ኪቐርብን ኣለዎ ፣ ብምሽምዳድ ዚዝከርን ብሃውሪ ዚደጋገምን ኪኸውን የብሉን ።
Prayer is a privilege and a part of our worship , so we should pray only to Jehovah .
ጸሎት ፡ ፍሉይ መሰልን ክፍሊ ኣምልኾናን ስለ ዝዀነ ፡ ናብ የሆዋ ጥራይ ኢና ኽንጽሊ ዘሎና ።
What do you find significant about Solomon 's references to the heart in his prayer at the temple 's inauguration ?
ጸሎትካ ምእንቲ ኺስማዕ ፡ ካብ ልቢ ኽትጽሊ ኣሎካ ።
Historian Malcolm Lambert notes that this " was the near - equivalent of total refusal . "
ጸሓፍ ታሪኽ ማልከም ላምበርት እዚ " ዳርጋ ፍቓድ ዘይምሃብ ኢዩ ነይሩ " በለ ።
The scribes and Pharisees pretended to be loyal teachers of God 's Law , but in reality they filled people 's minds with human teachings that drew attention away from God .
ጸሓፍትን ፈሪሳውያንን እሙናት መማህራን ሕጊ ኣምላኽ ከም ዝዀኑ የምስሉ ነበሩ : ብሓቂ ክርአ ኸሎ ግን ንኣእምሮ ሰባት በቲ ካብ ኣምላኽ ዘርሕቕ ናይ ሰብ ትምህርትታት ኢዮም ዝመልእዎ ነይሮም ።
According to reports , about 316 million people around the world have prediabetes ; yet , many of them do not realize it .
ጸብጻባት ከም ዚገልጾ ፡ ኣብ መላእ ዓለም 316 ሚልዮን ዚዀኑ ሰባት ቅድመ ሽኮርያ እኳ እንተ ሃለዎም ፡ ብዛዕባኡ ግና ኣይፈልጡን እዮም ።
One of Jesus ' disciples was later inspired by God to write : " Let each man have his own wife and each woman have her own husband . "
ጸኒሑ ሓደ ኻብቶም ደቀ መዛሙርቲ የሱስ ብመንፈስ ኣምላኽ ተደሪኹ ፡ " ነፍሲ ወከፍ ሰብኣይ ገዛእ ሰበይቱ ትሀልዎ ፡ ነፍሲ ወከፍ ሰበይቲውን ገዛእ ሰብኣያ ይሀልዋ " ኢሉ ጸሓፈ ።
Later , with the establishment of the Christian congregation , circumcision was no longer a requirement , although not prohibited .
ጸኒሑ ግና ፡ ክርስትያናዊት ጉባኤ ምስ ተመስረተት ፡ ግዝረት ዋላ እኳ እንተ ዘይተኸልከለ ፡ ግዴታ ኻብ ምዃን ኣቋረጸ ።
Later , he told his followers : " Go therefore and make disciples of people of all the nations . "
ጸኒሑ ፡ ነቶም ሰዓብቱ ፡ " ስለዚ ኺዱ ንዅሎም ኣህዛብ . . .
What does it mean that Jehovah 's undeserved kindness is " expressed in various ways " ?
ጸጋ የሆዋ ' ብእተፈላለየ መገዲ ይግለጽ ' ኪብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ ፧
The righteous will include faithful men and women such as Noah , Abraham , and Sarah .
ጻድቃን ነቶም ከም ኖህን ኣብርሃምን ሳራን ዝኣመሰሉ እሙናት ሰብኡትን ኣንስትን የጠቓልሉ ።
Good spiritual company will make it easier to keep up the pace as we walk with fellow believers . - Proverbs 13 : 20 .
ጽቡቕ መንፈሳዊ ዕርክነት ምስ እንምስርት : ምስ ኣመንቲ ብጾትና ሓቢርና ንኽንስጕም ዝቐለለ ይዀነልና ኢዩ ። - ምሳሌ 13 : 20
Yet , as soon as Zion went into labor , she gave birth to her sons . "
ጽዮን ግና ቅልውላው ምስ ሐዛ ፡ ብኡብኡ ደቃ ወለደት " ዚብል ትንቢት ተፈጸመ ።
" Bad association greatly influenced me , especially because I was afraid of having a different opinion from my peers , " said a 24 - year - old sister who had engaged in sexual immorality .
ጾታዊ ርኽሰት ዝፈጸመት 24 ዓመት ዝዕድሚኣ ሓንቲ ሓብቲ ፡ " ሕማቕ ዕርክነት ብርቱዕ ጽልዋ ገይሩለይ እዩ ፣ ብፍላይ ከኣ ካብ መዛኖይ እተፈልየ ኣተሓሳስባ ኸይህልወኒ እፈርህ ነበርኩ " በለት ።
Second , meditation prevents us from forgetting Jehovah , his wonderful works , and the hope he has set before us .
ፈለማ : ምስትንታን ነቲ ዘንበብናዮ ኸም ዚወሃሃደናን ንዕኡ ሞሳ ኸም እነማዕብልን ይገብረና ።
It came into existence when Satan - and later Adam and Eve - rebelled against God 's rulership .
ፈለማ ሰይጣን ፡ ጸኒሖም ከኣ ኣዳምንን ሄዋንን ካብ ግዝኣት ኣምላኽ ምስ ዓለዉ እዩ እከይ ኪህሉ ዝኸኣለ ።
The first one was Khayyr , 200 miles [ 300 km ] farther to the north , near the Laptev Sea , in northern Siberia .
ፈለማ ናብታ ኺር እትበሃል ብሸነኽ ሰሜን 300 ኪሎ ሜተር ርሒቓ ኣብ ጥቓ ባሕሪ ላፕቲፍ ኣብ ሰሜናዊ ሳይበርያ እትርከብ ቍሸት ኢና ኼድና ።
When we are faced with a temptation , we will not be uncertain about the course we should pursue .
ፈተና ኼጋጥመና ኸሎ ድማ ፡ እንታይ ክንገብር ከም ዘሎና ኣይጠፍኣናን ።
How can we avoid becoming lovers of ourselves ?
ፈተውቲ ርእስናን ገንዘብን ተድላን ምእንቲ ኸይንኸውን እንታይ ክንገብር ንኽእል ፧
WHEN faced with trying circumstances , do you long for " the good old days " ?
ፈታኒ ዅነታት ከጋጥመካ ኸሎ : ነቲ ቐደም ዘሕለፍካዮ ጥዑም እዋን ትዝክርዶ ፧
He may feel shaky , sweaty , tired , hungry , irritable , or confused or have a rapid heartbeat , blurred vision , headaches , numbness , or tingling around the mouth and lips .
ፈጥፈጥ ይብል : ይርህጽ : ይደክም : ይጠሚ : ይሓርቕ : ይደናገር : ህርመት ልቡ ይቕልጥፍ : ሕውዝውዝ ይብሎ : ሕማም ርእሲ ይገብረሉ : ይፈዝዝ : ወይ ኣብ ከባቢ ከንፈሩ ማርማር የብሎ ።
As the Passover of 33 C.E . nears , Jesus returns to Bethany .
ፋስጋ 33 ድ . ክ .
After a long and distinguished career as a clergyman , Thomas died at Ballarat , Victoria , in 1891 .
ፍሉጥ መራሕ ሃይማኖት ኰይኑ ንነዊሕ ግዜ ድሕሪ ምግልጋሉ ኸኣ ብ1891 ኣብ ባላራት ፡ ቪክቶሪያ ሞተ ።
Bible knowledge is the basis for our faith and is the means of fortifying our determination to avoid grave sin and to please Jehovah . - Ps .
ፍልጠት መጽሓፍ ቅዱስ ፡ መሰረት እምነትና ኣብ ርእሲ ምዃኑ ፡ ነቲ ኻብ ከቢድ ሓጢኣት ንኽንርሕቕን ንየሆዋ ንኸነሐጕሶን ዝገበርናዮ ቘራጽነት እውን ኬደልድለልና ይኽእል እዩ ። - መዝ .
I came to realize that they were giving me the help I had requested from God .
ፍራንሲስኮን ካልኦት ናይ የሆዋ መሰኻኽርን ብመጽሓፍ ቅዱስ ገይሮም ኣተባብዑኒ : ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ ጽሑፋት ድማ ሃቡኒ ።
Franciszek Branc relates : " When my dad realized that he had found the truth , he began to inculcate it in me and my brother .
ፍራንቺሸክ ብራንጽ ከምዚ ብምባል የዘንቱ : - " ኣቦይ ሓቂ ኸም ዝረኸበ ምስ ኣስተውዓለ : ንዓይን ንሓወይን ኪሰርጸልና ጀመረ ።
Neighborly love - what a worthy reason , indeed , to continue in our ministry !
ፍቕሪ ሰባትሲ ብቐጻሊ ንምስባኽ ከመይ ዝበለ ጽቡቕ ምኽንያት ኰን እዩ ዚዀነና ! 13 , 14 .
Was it just the fact that he was perfect , or was it something more ?
ፍጹም ሰብ ስለ ዝነበረ ጥራይ ድዩ ወይስ ካልእ ምኽንያት ነይርዎ ፧
In his book Israel in Egypt , Professor James K . Hoffmeier states : " There is reason to believe the biblical tradition that ascribes to Moses the ability to record events , compile itineraries , and other scribal activities . "
ፕሮፌሰር ጄምስ ሆፍማየር ኣብታ ኢዝራኤል ኢን ኢጅፕት ዘርእስታ መጽሓፉ : " ነቲ ሙሴ ፍጻመታት ኪምዝግብ : ጕዕዞታት ኪጽሕፍ : ከምኡውን ካልእ ንጥፈታት ጸሓፍቲ ኺሰርሕ ክእለት ከም ዝነበሮ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተገሊጹ እንረኽቦ ሓሳብ ንኽንኣምኖ ብቑዕ ምኽንያት ኣሎና " በለ ።
It was a turbulent time of political unrest , religious hypocrisy , judicial corruption , and oppression of the poor .
ፖለቲካዊ ዘይምርግጋእ : ሃይማኖታዊ ግብዝነት : ምጥዋይ ፍርዲ : ከምኡውን ንመሳኪን ምጭቋን ገኒንሉ ዝነበረ እዋን ኢዩ ነይሩ ።
• Was Huldah 's prophecy , as recorded at 2 Kings 22 : 20 , accurate , that Josiah would die " in peace , " since he was mortally wounded in battle ?
• ዮስያስ ኣብ ውግእ ተወጊኡ ስለ ዝሞተ : እቲ ኣብ 2 ነገስት 22 : 20 ተመዝጊቡ ዘሎ " ብሰላም " ከም ዝመውት ዝሕብር ሑልዳ እተነበየቶ ትንቢት ትኽክል ድዩ ፧ እወ : ባቢሎናውያን ብ609 - 607 ቅ . ኣ . ዘ .