eng
stringlengths
2
588
tir
stringlengths
2
426
TO THE making of many books there is no end .
መጻሕፍቲ ምጽሓፍ መወዳእታ የብሉን ።
When You Spread a Feast
ምሳሕ እንተ ገበርካ
Why condemn sex outside marriage ?
ምስ ዘይመጻምድትኻ ጾታዊ ርክብ ምፍጻም ዚዅነን ስለምንታይ እዩ ፧
My husband never apologizes
ሰራሕተኛታተይ ጌጋታቶም ኣይእመኑን ኢዮም
You Must Be Holy
ቅዱሳት ኩኑ
A Word at Its Right Time
ብጊዜኡ ዚዝረብ ቃል
Why don 't you go home and think about it ?
ንምንታይ ናብ ቤትካ ኼድካ ዘይትሓስበሉ ፧
God Is Your Throne Forever
ኣምላኽ ንዘለኣለም ኣለም ዝፋንካ እዩ
As for the one listening to [ godly wisdom ] , he will reside in security and be undisturbed from dread of calamity .
እቲ [ መለኮታዊ ጥበብ ዝሰምዕ ] ግና ብደሓን ኪነብር : ንኽፉእ ከይፈርሄ ኸኣ ኪሀድእ እዩ ።
' As He Has Resolved in His Own Heart '
ከምቲ ብልቡ ዝሐለኖ
Keep Sharpening Your Skills
ክእለትኪ ብዘይምቍራጽ ኣመሓይሺ
All Authority Has Been Given Me
ኵሉ ስልጣን ተዋሂቡኒ አሎ
" Continue putting up with one another and forgiving one another freely even if anyone has a cause for complaint against another . " - Colossians 3 : 13 .
" ሓደ ኣብቲ ሓደ ኽሲ እንተ ኣለዎ ፡ ንሓድሕድኩም ተዓጋገሱን ብናጻ ይቕረ ተባሃሃሉን ። " - ቈሎሴ 3 : 13 ።
" I eagerly awaited my study every Wednesday , " she said , " as my questions were answered one by one with convincing Bible proof . "
" ሕቶታተይ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ብዝርከብ ዘእምን መርትዖታት በብሓደ መልሲ ይረክብ ስለ ዝነበረ : ረቡዕ ረቡዕ እንገብሮ ዝነበርና መጽናዕቲ ተሃንጥየ ኢየ ዝጽበዮ ነይረ " ኸኣ በለት ።
" The heavens are declaring the glory of God ; and of the work of his hands the expanse is telling . " - PSALM 19 : 1 .
" ሰማያት ክብሪ ኣምላኽ የዘንትዉ : ጠፈር ከኣ ግብሪ ኣእዳዉ የውሪ ። " - መዝሙር 19 : 1
' Man would dominate man to his injury . ' - Ecclesiastes 8 : 9 .
" ሰብ ኣብ ልዕሊ ሰብ ንጕድኣቱ ዚስልጥነሉ " ኢዩ ። - መክብብ 8 : 9
Not one of us can say , " I do not need the ransom . "
" በጃ ኪኽፈለለይ ኣየድለየንን እዩ " ኺብል ዚኽእል ሓደ እኳ የልቦን ።
And he kept drawing them with " the cords of love . "
" ብማእሰር ፍቕሪ " እውን ሰሓቦም ።
He acted " with integrity of heart and with uprightness . "
" ብንጽህና ልብን ብቕንዕናን " ኢዩ ተመላሊሱ ።
" All creation , " then , can refer only to mankind .
" ብዘሎ እቲ ፍጥረት " ክበሃል ከሎ እምበኣር ንደቅ ሰብ ጥራይ እዩ ዘመልክት ።
" Congregate the people , the men and the women and the little ones and your alien resident . " - DEUT .
" ነቲ ህዝቢ ፡ ሰብኡትን ኣንስትን ቈልዑን ኣብ ደጌታትካ ዘሎ ጓናኻን ፡ አክቦም ። " - ዘዳ .
Keep " an eye , not in personal interest upon just your own matters , " he urged , " but also in personal interest upon those of the others . "
" ነፍሲ ወከፍ ንብጻዩ ድማ እምበር : ነፍሲ ወከፍ ንርእሱ ዚሔሾ ኣይጠምት " ብምባል ድማ ተማሕጸነ ።
" Well , if I am a man of God , " he said , " let fire come down from the heavens and eat up you and your fifty . "
" ናይ ኣምላኽ ሰብ እንተ ዀይነስ ፡ ሓዊ ኻብ ሰማይ ይውረድ ፡ ንኣኻን ነዞም ሓምሳኻን ከኣ ይብላዕኩም " በሎ ።
" In God we trust " has been engraved on innumerable coins and bills in modern currency .
" ኣብ ኣምላኽ ንውከል " ዝብላ ቃላት ከኣ ኣብ ናይ ገሊአን ሃገራት ባጤራ ተጻሒፈን ንረኽበን ።
" O Hearer of prayer , to you people of all sorts will come . " - Psalm 65 : 2 .
" ኣታ ጸሎት እትሰምዕ ፡ ኵሉ ስጋ ናባኻ ኺመጽእ እዩ ። " - መዝሙር 65 : 2 ።
Jesus also said : " I have come that they might have life and might have it in abundance . "
" ኣነ ግና ህይወት ምስ ተረፉ ምእንቲ ኺረኽባ እየ ዝመጻእኩ " ድማ በለ ።
I Myself Will Help You " 12
" ኣይትፍራህ ፡ ክድግፈካ እየ " 12
" Whoever practices vile things hates the light [ of truth ] , " he said . - John 3 : 20 .
" እቲ ኽፉእ ዚገብር ፡ ብርሃን [ ሓቂ ] ይጸልእ እዩ " ድማ በለ ። - ዮሃንስ 3 : 20 ።
Their shelter has turned away from over them , and Jehovah is with us .
" እቲ ዜጽልለሎም ካባታቶም ኣግሊሱ : እግዚኣብሄር ከኣ ምሳና እዩ : ኣይትፍርህዎም " ድማ በሉ ።
" Look ! something more than Solomon is here . " - MATT .
" እንሆ ፡ ካብ ሰሎሞን ዚዐቢ ኣብዚ አሎ ። " - ማቴ .
" These projects make me look forward to my next study period , " says Ronald .
" እዚ ፕሮጀክትታት እዚ ፡ ነቲ ቐጺለ ዝገብሮ መጽናዕቲ ተሃንጥየ ንኽጽበዮ ሓጊዙኒ እዩ " ኸኣ በለ ።
The " Quest " was used to spread the good news in Tonga
" ኴስት " ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ናብ ቶንጋ ንምብጻሕ ኣገልገለት
Full - Time Ministry - Where It Led Me ( R .
" ዝሐለምክዎ ሕልሚ እማ ስምዑ " ( ዮሴፍ ) ፡ 1 / 8
' Summer and Winter Never Cease , ' 7 / 15
' ሰይጣን ኪወድቕ ከሎ ርኤኽዎ ' 1 / 8
Be a good student of " the holy writings " so that you can " continue in the things that you learned and were persuaded to believe . " - 2 Timothy 3 : 13 - 15 .
' በቲ እተማሃርካዮን እተረዳእካዮን ክትጸንዕ ' ምእንቲ ኽትክእል ንፉዕ ተማሃራይ " ቅዱሳት ጽሑፋት " ኩን ። - 2 ጢሞቴዎስ 3 : 13 - 15
Like newborn infants , we must " form a longing for the unadulterated milk belonging to the word , that through it [ we ] may grow to salvation . "
' ብእኡ ንምድሓን ምእንቲ ኽንዓቢ : ከምቶም ሕጂ እተወልዱ ሕጻናት ነቲ ሕዋስ ዜብሉ መንፈሳዊ ጸባ ኽንብህጎ ' ኣሎና ።
They pray " concerning kings and all those who are in high station ; in order that [ they ] may go on leading a calm and quiet life with full godly devotion and seriousness . " - 1 Timothy 2 : 2 .
' ብዅሉ ኣምልኾን ምርዛንን ሃዲኦም ብዘይ ህውከት ምእንቲ ኽነብሩሲ ፡ ስለ ነገስታትን ስለ ዅሎም መኳንንትን ' ይጽልዩ እዮም ። - 1 ጢሞቴዎስ 2 : 2 ።
He was favorably heard for his godly fear .
' ንኣምላኽ ብምፍራሁ ድማ ተሰምዐ ። '
' Do I set aside time for preparing for Christian meetings ?
' ንክርስትያናዊ ኣኼባታት ንምድላው ግዜ እምድብ ድየ ፧
" Be Vigilant With a View to Prayers , " 11 / 15
' ንጸሎት ንቕሑ ፡ ' 15 / 11
' That one reflects a more optimistic faith . '
' እዚ ሓው እዚ ካባይ ንላዕሊ ኣወንታዊት ዝዀነት እምነት ኢያ ዘላቶ ። '
' Even if these three men - Noah , Daniel , and Job - were within it , they would be able to save only themselves because of their righteousness , ' declares the Sovereign Lord Jehovah . "
' እዞም ሰለስተ ሰብኡት እዚኦም ፡ - ኖህን ዳንኤልን እዮብን ፡ - ኣብኣ እኳ እንተ ዚነብሩ ፡ ብጽድቆም ርእሶም ጥራይ መድሓኑ ' ይብል እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ " ዚብል ነንብብ ኢና ።
The Righteous Ones Will Shine
' ጻድቃን ኪበርሁ እዮም '
( Read 1 Samuel 17 : 46 , 47 . ) What about us ?
( 1 ሳሙኤል 17 : 46 , 47 ኣንብብ ። )
( 2 Samuel 21 : 1 - 24 : 25 )
( 2 ሳሙኤል 21 : 1 - 24 : 25 )
; Dobrowolski , J . ( 9 ) Fiedler , P . ; Bell , E . ; Beasley , B . ; Smith , B . ; Bertaud , P . ; Gasson , M .
( 9 ) ፒተር ፊድለር ፣ ዩጂን በል ፣ ብረት ቢስሊ ፣ ብረንደን ስሚዝ ፣ ፊሊፕ በርቶውድ ፣ ማርክ ጋሰን ።
( a ) How can we live in harmony with our request to be delivered from the wicked one ?
( ሀ ) " ካብቲ እኩይ ኣድሕነና " ምስ ዚብል ልመና ተሰማሚዕና ኽንነብር እንኽእል ብኸመይ ኢና ፧
( b ) Why was Hezekiah spared from God 's indignation ?
( ሀ ) ህዝቅያስ ነቲ ኣብ ልቡ ዘሎ ዘቃልዐ ብኸመይ እዩ ፧
Subtle attacks are more like a colony of termites that slowly creep in and nibble away at the wood of your house until it collapses .
( ሀ ) ሓደ ኻብቲ ሰይጣን ዚጥቀመሉ ሰላሕታዊ መጥቃዕቲ እንታይ እዩ ፧
( b ) What guidance about eating meat did God provide for Israel , but what questions might have arisen ? Such information brings conscience to the fore .
( ሀ ) ሕልና እንታይ እዩ : ንደም ኣብ ዚምልከት ጕዳይ ዚዋሳእከ ብኸመይ እዩ ፧
( a ) What do the words of Jesus and Peter teach us about the importance of baptism ?
( ሀ ) ቃላት የሱስን ጴጥሮስን ብዛዕባ ኣገዳስነት ጥምቀት እንታይ ይምህረና ፧
What can be said about approach to Jehovah by ( a ) anointed Christians ? ( b ) the " other sheep " ?
( ሀ ) ቅቡኣት ክርስትያናት : ( ለ ) እቶም " ካልኦት ኣባጊዕ " : ንየሆዋ ብዛዕባ ዚቐርቡሉ መገዲ እንታይ ኪበሃል ይከኣል ፧
( a ) In what way can Proverbs 30 : 4 be used to teach someone God 's name ?
( ሀ ) ንምሳሌ 30 : 4 ንሓደ ሰብ ብዛዕባ ስም ኣምላኽ ንምምሃር ክንጥቀመላ እንኽእል ብኸመይ ኢና ፧
18 , 19 . ( a ) What counsel is mentioned at Ephesians 4 : 1 - 3 ?
( ሀ ) ኣብ ኤፌሶን 4 : 1 - 3 እንታይ ምኽሪ እዩ ተዋሂቡ ዘሎ ፧
( a ) What is needed in order for affection to grow in the congregation ?
( ሀ ) ኣብ ጉባኤ ፍቕሪ ንኺዓቢ እንታይ ኪግበር የድሊ ፧
( a ) What did Job and David want Jehovah to inspect and judge ?
( ሀ ) እዮብን ዳዊትን : የሆዋ እንታይ ኪምርምርን ኪፈርድን እዮም ደልዮም ፧
( a ) How do God 's present - day servants show loving - kindness by actions ?
( ሀ ) ዘመናውያን ኣገልገልቲ ኣምላኽ ንፍቕራዊ ሕያውነቶም ብግብሪ ዘርእይዎ ብኸመይ ኢዮም ፧
( b ) Why is Medo - Persia fittingly depicted as the fourth head of the wild beast ?
( ሀ ) የሆዋ ብዛዕባ እታ ንባቢሎን እትስዕር ሓይሊ ዓለም ኣቐዲሙ እንታይ ገሊጹ ነይሩ ፧
( b ) How did Israel defeat Jabin 's army ?
( ሀ ) የሆዋ ንባራቅ ኣብ ፈለማ ዝሃቦ መምርሒ እንታይ እዩ ነይሩ ፧
( a ) How has Jehovah provided for imperfect mankind ?
( ሀ ) የሆዋ ንዘይፍጹማት ሰባት እንታይ እዩ ሂብዎም ፧
( b ) We cannot actually see Jesus , so how can we " look intently " at him ?
( ሀ ) ጴጥሮስ ኪጥሕል ምስ ጀመረ እንታይ እዩ ዝገበረ ፧
( b ) What is indicated by the fact that " the seven stars " are in Jesus ' right hand ?
( ለ ) " እቶም ሾብዓተ ኸዋኽብቲ " ኣብ የማናይ ኢድ የሱስ ምዃኖም ንምንታይ የመልክት ፧
( b ) Why is a wise use of speech vital in marriage ?
( ለ ) ልሳንና ብጥበብ ምጥቃም ኣብ ሓዳር ኣገዳሲ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ ፧
Injustices on the part of fellow believers can be stumbling blocks .
( ለ ) ምእንቲ ኸይንዕንቀፍ ፡ ኣብ ምንታይ ኢና ኸነተኵር ዘሎና ፧
( b ) What will be considered in the next article ?
( ለ ) ኣብ እትቕጽል ዓንቀጽ እንታይ እዩ ኪቐርብ ፧
( b ) What was indicated by the cloud that appeared in the transfiguration ?
( ለ ) ኣብቲ ተኣምራታዊ ምልዋጥ እተራእየ ደበና እንታይ ኢዩ ዝሕብር ነይሩ ፧
( b ) How did those differ from the burnt offering ?
( ለ ) እዚ ክልቲኡ ካብ ዝሓርር መስዋእቲ ብኸመይ ይፍለ ፧
( b ) What have you learned from Jennifer 's experience ?
( ለ ) ካብ ተመክሮ ጀኒፈር እንታይ ተማሂርካ ፧
( b ) What did Paul recommend in Epaphroditus ' case ?
( ለ ) ጳውሎስ ንኤጳፍሮዲጦስ እንታይ ኪግበረሉ እዩ ኣተባቢዑ ፧
( Read Luke 21 : 19 , 34 - 36 . )
( ሉቃስ 21 : 19 , 34 - 36 ኣንብብ ። )
( c ) How can we succeed in fleeing from fornication ?
( ሐ ) ካብ ምንዝርና ብምህዳም ዝመጸ ብኸመይ ኢና ኽንዕወት እንኽእል ፧
( See paragraphs 9 - 11 )
( ሕጡብ ጽሑፍ 9 - 11 ርአ )
( Compare Genesis 11 : 4 . )
( ምስ ዘፍጥረት 11 : 4 ኣረኣኢ ። )
( Read Ruth 1 : 16 , 17 . )
( ሩት 1 : 16 , 17 ኣንብብ ። )
( Read Romans 5 : 12 , 19 . )
( ሮሜ 5 : 12 , 19 ኣንብብ ። )
( Read Colossians 3 : 13 . )
( ቈሎሴ 3 : 13 ኣንብብ ። )
( See verse 26 . )
( ቍጽሪ 26 ርአ ። )
( Look under BIBLE TEACHINGS / TEENAGERS )
( ብእንግሊዝኛ ዚርከብ ።
Also , watch the video What Your Peers Say - Money .
( ብእንግሊዝኛ ዚርከብ ።
Watch videos of what young people say about life 's challenges .
( ብእንግሊዝኛ ዚርከብ ።
( See accompanying box . )
( ብየማን ዘሎ ሳጹን ርአ ። )
( Contemporary English Version ) In the Scriptures , however , the expression ' deliver from ' is used chiefly with regard to people , and Matthew 's Gospel refers to the Devil as " the Tempter , " a person .
( ኮንተምፖራሪ ኢንግሊሽ ቨርሽን ) ይኹን እምበር : እተን " ካብ . . . ኣድሕነና " ዚብላ ቓላት ኣብ ቅዱሳት ጽሑፋት ብቐንዱ ምስ ሰባት ብምትሕሓዝ እዩ ተዓዩለን ዘሎ : ወንጌል ማቴዎስ ከኣ ንሰይጣን " እቲ ፈታኒ " ኢሉ ኸም ሓደ ኣካል ዘለዎ ፍጡር ገይሩ ይጽውዖ እዩ ።
( Contemporary English Version ) The righteous live by reason of faith .
( ኮንተምፖራሪ ኢንግሊሽ ቨርሽን ) ጻድቕ ብእምነት እዩ ዝመላለስ ።
( Read Numbers 11 : 24 - 29 . )
( ዘሁልቍ 11 : 24 - 29 ኣንብብ ። )
( Read Numbers 18 : 19 , 21 , 24 . )
( ዘሁልቍ 18 : 19 , 21 , 24 ኣንብብ ። )
( Philippians 2 : 14 )
( ፊልጲ 2 : 14 )
The arguments in Did Man Get Here by Evolution or by Creation ?
* ( ሰብ ብፍልቀት ድዩ መጺኡ ወይስ ብፍጥረት ) ዚብል እዩ ነይሩ ።
* Jesuit Mitchell Dahood claimed that the " clay tablets [ from Ebla ] are illuminating the obscurities of the Bible . "
* ሚቸል ዳሁድ ዚበሃል ጀስዊት : " እቲ [ ኣብ ኢብላ ] እተረኽበ ጽላት ካይላ ነቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ሕቡእ ነገራት ዜብርህ እዩ " በለ ።
* She explained that 12 months earlier she had agreed to serve where the need was great if requested to do so .
* ቅድሚ ሓደ ዓመት ኣብቲ ዝያዳ ዓየይቲ ዘድልዩሉ ቦታ ኸይዳ ንምግልጋል ፍቓደኛ ምዃና ተሰማሚዓ ነይራ ።
* He became what is commonly called a skinhead , and his violent behavior soon got him into trouble with the police .
* ኣባል እቶም ነተሓሳስባ ናዚ ዚድግፉ ለጻያት ሰባት ኰነ : እቲ ጐነጽ እተሓወሶ ባህሪኡ ድማ ኣብ ሽግር ኣእተዎ ።
* Instead , he " sat down at the right hand of God , from then on waiting until his enemies should be placed as a stool for his feet . " - Heb .
* ኣብ ክንዳኡስ ፡ " ኣብ የማን ኣምላኽ ድማ ተቐመጠ ፣ ካብኡ ኣትሒዙ ጸላእቱ መርገጽ እግሩ ኽሳዕ ዚዀኑ ይጽበ ኣሎ ። " - እብ .
* Using unfermented bread and red wine as emblems , or symbols , of his physical body and blood , Jesus had the 11 remaining apostles share together in this communion meal .
* የሱስ ነቲ ዘይበዅዐ ቕጫን ቀይሕ ወይንን ከም ምሳሌ ስጋኡን ደሙን ገይሩ ብምጥቃም እቶም 11 ዝተረፉ ሃዋርያቱ ኻብዚ ንመዘክርታ ዝኸውን ድራር ከም ዝበልዑ ገበረ ።
* Soon , God 's Kingdom will bring an end to these last days with the war of Armageddon .
* ድሕሪ ቐረባ ግዜ ፡ ኣምላኽ ብውግእ ኣርማጌዶን ኣቢሉ ነዘን ዳሕሮት መዓልትታት መወዳእታ ኺገብረለን እዩ ።
Among those who helped Saul to escape were Ananias and the disciples whose company the apostle enjoyed immediately after his conversion .
* ገሊኦም በቲ ሳውል ኣብ ደማስቆ ዝሰበኾ ስብከት ደቀ መዛሙርቲ ዝዀኑ እውን ሓጊዞምዎ ኪዀኑ ይኽእሉ እዮም ።
4 / 1
1 / 2 ንመሪሕነት ኣምላኽ ኣስተውዕሎ ፡ 15 / 4
1 : 1 , 2 .
1 : 1 , 2 ።
1 : 27 , 28 ; 2 Tim .
1 : 27 , 28 ፣ 2 ጢሞ .
August 1 , 2010
1 ነሓሰ 2010
1 ANALYZE THE SCENES . - READ 1 KINGS 21 : 1 - 26 .
1 ነቲ ፍጻመ መርምሮ ። - 1 ነገስት 21 : 1 - 26 ኣንብብ ።
11 , 12 . ( a ) Does pursuit of pleasure bring lasting happiness ?
11 , 12 . ( ሀ ) ደድሕሪ ባህታ ምስዓብ ነባሪ ሓጎስ የምጽእዶ ፧ ግለጽ ።