eng
stringlengths 2
588
| tir
stringlengths 2
426
|
---|---|
Part of the Bible 's answer is recorded at Ecclesiastes 9 : 11 : " Time and unforeseen occurrence befall them all . "
|
ሓደ ኻብቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዝህበና መልሲ ኣብ መክብብ 9 : 11 ተመዝጊቡ ኣሎ ፣ " ንዅሎም ጊዜን ኣጋጣምን ይመጾም " ከኣ ይብል ።
|
The printed books display the skill and craftsmanship of early bookbinders and printers .
|
ሓደ ኻብቲ ኣብ ቤተ - መጻሕፍቲ ቸስተር ቢቲ ዚርከብ ፍሉይ መጽሓፍ : ኤፍሬም ዚበሃል ሶርያዊ ምሁር ኣብ መጀመርታ ራብዓይ ዘመን ዘዳለዎ ኢደ - ጽሑፍ እዩ ።
|
The faithful Bible patriarch Job said : " I have made a solemn promise never to look with lust at a girl . " - Job 31 : 1 , Today 's English Version .
|
ሓደ ኻብቶም ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተጠቒሶም ዘለዉ እሙናት ኣበዋት ዝዀነ እዮብ ፡ " ናብ ቆንጆ ብድሌት ግልጽ ከይብል መሓልኩ " በለ ። - እዮብ 31 : 1 ፡ ትርጕም 1990 ።
|
He is legally adopted by a father of an indigenous family .
|
ሓደ ኻብቶም ደቀባት ዝዀነ ኣቦ ብሕጋዊ መገዲ ረዓሞ ወይ ከም ውላዱ ተቐበሎ ።
|
A year later , I quit school and started working full - time .
|
ሓደ ዓመት ጸኒሐ ግና ትምህርቲ ኣቋሪጸ ፡ ናይ ምሉእ ግዜ ስራሕ ክሰርሕ ጀመርኩ ።
|
One author noted : " It is virtually impossible to give yourself away without getting back more than you give - provided you give away with no thought of any reward . "
|
ሓደ ደራሲ ኸም ዝገለጾ ፡ ዓስቢ ኽትረክብ ከይተጸበኻ ትህብ እንተ ዄንካ ፡ ናይ ግድን ካብቲ ዝሃብካዮ ንላዕሊ ኽትረክብ ኢኻ ።
|
One faction fought over social issues , while another used religion to further political causes .
|
ሓደ ጃንዳ ኣብ ማሕበራዊ ጕዳያት ክቃለስ ከሎ : ካልእ ጃንዳ ኸኣ ፖለቲካዊ ጕዳያቱ ንምፍጻም ሃይማኖት ይጥቀም ነበረ ።
|
Jesus ' followers once pleaded with him : " Give us more faith . "
|
ሓደ ግዜ ሰዓብቲ የሱስ ንጐይታ : " እምነት ወስኸና " ኢሎም ለመንዎ ።
|
If one or both of the twins should die , small statues of the twins are made , and the family must offer food to these idols .
|
ሓዲኦም ወይ ክልቲኦም እንተ ሞይቶም : ናይቶም ማናቱ ምስልታት ይስራሕ እሞ እታ ስድራ ቤት ነዚ ጣኦታት እዚ ናይ መግቢ መስዋእቲ ተቕርበሉ ።
|
Why do people sometimes oppose a family member who begins to study the Bible with Jehovah 's Witnesses ?
|
ሓድሓደ ግዜ ሰባት ንሓደ ምስ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኬጽንዕ ዝጀመረ ኣባል ስድራቤቶም ዚጻረርዎ ስለምንታይ እዮም ፧
|
HAPPINESS - genuine , lasting happiness - is sometimes hard to find .
|
ሓድሓደ ግዜ ናይ ሓቅን ነባርን ሓጐስ ክትረከብ ኣጸጋሚ እዩ ።
|
On occasion , all your efforts with friendly greetings and waves to your neighbors may elicit only a reluctant nod in return .
|
ሓድሓደ ግዜ ኸኣ ንጐረባብትኻ ምቕልል ኢልካ ሰላም ክትብሎም ከሎኻ ንሳቶም ግን ማእደድ ይብሉልካ ይዀኑ ።
|
At times , we may be able only to smile or wave as a greeting .
|
ሓድሓደ ግዜ ፡ ብፍሽኽታ ወይ ኢድና ብምውዝዋዝ ጥራይ ሰላም ንብል ንኸውን ።
|
Sometimes we may find that it is not easy to decide whether we will help others or concentrate on ourselves .
|
ሓድሓደ ግዜ ፡ ንኻልኦት ካብ ምሕጋዝን ኣብ ገዛእ ርእስና ኻብ ምትኳርን ኣየናይ ከነቐድም ከም ዘሎና ምውሳን ይኸብደና እዩ ።
|
At times , the weather was extremely unstable .
|
ሓድሓደ ግዜ ፡ ኵነታት ኣየር ኣመና ኣጸጋሚ ይኸውን ነበረ ።
|
Our motive for clothing ourselves with the new personality must be to honor Jehovah , not to win praise from men .
|
ሓድሽ ስብእና ኽንለብስ እንደልየሉ ምኽንያት ፡ ንየሆዋ ኽብሪ ንምምጻእ ደኣ እምበር ፡ ውዳሰ ሰባት ክንረክብ ኢልና ኪኸውን የብሉን ።
|
Logic and humor may be different in another language .
|
ሓድሽ ቋንቋ ኽትመሃር ኪበሃል ከሎ : ሓድሽ ኣተሓሳስባ ትመሃር ማለት እዩ ።
|
If you have felt that way about finding happiness , there is good reason for you to take heart .
|
ሓጐስ ብዛዕባ ምርካብ ከምዚ ዚስምዓካ እንተ ዀይኑ : ተስፋ ኣይትቝረጽ ።
|
Have faith that the ransom is the basis for forgiving your sins .
|
ሓጢኣትካ ይቕረ ዚብሃለልካ በቲ በጃ ምዃኑ እመን ።
|
Genesis 7 : 7 - 10 ; 8 : 15 - 17
|
ሓጸርትን ነዋሕትን እንስሳታት ሳላ ኣብ መርከብ ኖህ ዝኣተዉ ቀጺሎም ብህይወት ዘፍጥረት 7 : 7 - 10 ፣ 8 : 15 - 17
|
It was a dream come true .
|
ሕልምና ጋህዲ ዀነ ።
|
Asking questions is also important .
|
ሕቶታት ምሕታት እውን ኣገዳሲ እዩ ።
|
By taking the initiative in showing neighborly consideration , you will promote good relations with your new neighbors .
|
ሕያውነት ንምርኣይ ተበግሶ ብምውሳድ : ምስቶም ሓደስቲ ጐረባብትኻ ጽቡቕ ርክብ ኪህልወካ እዩ ።
|
Moved by the large , mostly Polish attendance , Brother Rutherford told them : " Jehovah brought you to France to learn the truth .
|
ሕጂ ንስኻትኩምን ደቅኹምን ንፈረንሳውያን ክትሕግዝዎም ኣሎኩም ።
|
" Some of their cult practices were abusive to me and destroyed my spirit as a child , " laments Malinda , now in her 30 ' s .
|
ሕጂ ኣብ ዕድመ 30ታት እትርከብ ማሊንዳ " ገለ ካብቲ ኣባላት እቲ ኣንቈራ ዝፍጽምዎ ዝነበሩ ተግባራት ቈልዓ ከለኹ ጐዲእንን ድሂልንን ኢዩ " ብምባል መረረኣ ትገልጽ ።
|
OUR PRESENT ASSIGNMENT
|
ሕጂ እተመደብናሉ ቦታ
|
The Bible 's qualities as a translation aid have now been put to use in computer translation as well .
|
ሕጂ ኸኣ ብኮምፕዩተር ኣብ ዚግበር ትርጕም : መጽሓፍ ቅዱስ ሓጋዚ ንዋት ኰይኑ የገልግል ኣሎ ።
|
So why is it now ignored ?
|
ሕጂ ዕሽሽ ተባሂሉ ዘሎ ደኣ እሞ ስለምንታይ እዩ ፧
|
But now I am determined not to allow anything to deprive me of the blessings that I enjoy among fellow believers .
|
ሕጂ ግን ፡ ነቲ ምስ ኣመንቲ ዝዀኑ ብጾተይ ብምሕባር ዝረኽቦ በረኸት ኬጥፍኣለይ ዚኽእል ዝዀነ ይኹን ነገር ከይገብር ቈሪጸ እየ ።
|
Dating was new and exciting , but it was not left to chance .
|
ሕጂኸ ንምንታይ ከምኡ ዘይትገብሩ ፧
|
( See paragraph 15 )
|
ሕጡብ ጽሑፍ 15 ርአ )
|
Angels were created with personalities , divine qualities , and free will .
|
መላእኽቲ ባህርያት ኣምላኽ የንጸባርቑ እዮም ፣ ናይ ምምራጽ ናጽነት እውን ኣለዎም ።
|
ANGELS - HOW THEY ARE ORGANIZED
|
መላእኽቲ ብኸመይ እዮም ተወዲቦም ፧
|
Question : Why don 't you celebrate holidays ?
|
መልሲ : - ነታ መጽሓፍ ቅዱስ ከነብዕላ ዝኣዘዘና በዓል ጥራይ ኢና እነብዕል ።
|
A : If you want to change your hairstyle , bring a picture of the style you want and perhaps of the style you don 't want .
|
መልሲ : - ዓይነት ኣመሻሽጣ ኽትቅይር እንተድኣ ደሊኻ : ስእሊ ናይቲ እትደልዮን ዘይትደልዮን ዓይነት ኣመሻሽጣ ተማላእ ።
|
Even if an answer to prayer seems delayed , overseers can be assured that Jehovah will respond in his own due time .
|
መልሲ ጸሎቶም ዝደንጐየ መሲሉ ኺስምዖም ከሎ እውን ከይተረፈ ፡ የሆዋ ኣብ ግዜኡ ምላሽ ከም ዚህበሉ ርግጸኛታት ኪዀኑ ይኽእሉ እዮም ።
|
These may come from schoolmates , neighbors , or colleagues who try to involve us in immoral , dishonest , or otherwise questionable activities .
|
መማህርትና ፡ ጐረባብትና ፡ ወይ መሳርሕትና ፡ ኣብ ርኽሰት ፡ ኣብ ሸፈጥ ፡ ወይ ኣብ ካልእ ዜተሓታትት ንጥፈታት ኢድና ኸነእቱ ይደፋፍኡና ይዀኑ ።
|
To pressure the Roman Governor Pontius Pilate into executing Jesus , the Jewish leaders said : " If you release this man , you are not a friend of Caesar . "
|
መራሕቲ ኣይሁድ ነቲ ሮማዊ ኣመሓዳሪ ዝነበረ ጶንጥዮስ ጲላጦስ ፡ ንየሱስ ምእንቲ ኪቐትሎ ጸቕጢ ንኺገብሩሉ ኢሎም ፡ " ነዚ እንተ ፈታሕካዮ ፡ ፈታው ቄሳር ኣይኰንካን " በልዎ ።
|
A poisonous stew becomes edible . - 2 Kings 4 : 38 - 41
|
መርዛም ጸብሒ : ዚብላዕ ኰነ ። - 2 ነገስት 4 : 38 - 41
|
Voluntary offerings gave Israelites the opportunity to demonstrate their love for Jehovah
|
መስዋእትታት ፍቓድ : እስራኤላውያን ንየሆዋ ዘላቶም ፍቕሪ ንኼርእዩ ኣጋጣሚ ይኸፍተሎም ነበረ
|
You certainly recognize that Jewish man as the one who came to be known as the apostle Paul .
|
መሸም ፡ እዚ ኣይሁዳዊ ሰብኣይ እዚ ፡ እቲ ደሓር ሃዋርያ ጳውሎስ እተባህለ ምዃኑ ኣለሊኻዮ ትኸውን ኢኻ ።
|
If it is to be kind , the punishment and the way it is administered need to be tailored to the child .
|
መቕጻዕቲ ብለውሃት ኪወሃብ እንተ ዀይኑ : ከከም ነቲ ውሉድ ዜድልዮ ጌርካ ኺወሃብ ኣለዎ ።
|
Most of it was printed in England , Finland , Germany , Italy , and Spain .
|
መብዛሕትኡ ኣብ ስጳኛ : ኢጣልያ : ዓዲ እንግሊዝ : ጀርመን : ከምኡውን ፊንላንድ ይሕተም ።
|
IMPORTANT messages are often translated into many languages to make sure that they can be understood by as many people as possible .
|
መብዛሕትኡ እዋን ፡ ብዙሓት ሰባት ምእንቲ ኺርድእዎ ፡ ኣገዳሲ መልእኽትታት ናብ ብዙሕ ቋንቋታት ይትርጐም እዩ ።
|
They also distort and twist facts , specializing in lies and half - truths .
|
መብዛሕትኡ ግዜ እቲ ናይ ሓቂ ድራኸኦም ግሁድ ኣይኰነን ።
|
Very likely , such individuals will realize that they have not blasphemed against God 's holy spirit , nor have they become apostates .
|
መብዛሕትኡ ግዜ ኸምዚኣቶም ዝኣመሰሉ ውልቀ - ሰባት ንናይ ኣምላኽ መንፈስ ቅዱስ ከም ዘይተጻረፉ : ወይ ከሓድቲ ኸም ዘይኰኑ የስተውዕሉ እዮም ።
|
Most of them are pioneers , spending their time and money to help others . It makes me want to do the same . "
|
መብዛሕትኦም ፓይነራት ስለ ዝዀኑ ግዜኦምን ገንዘቦምን ንኻልኦት ኣብ ምሕጋዝ እዮም ዜውዕልዎ ።
|
He did not know exactly how , when , or where God 's promises would be fulfilled .
|
መብጽዓታት ኣምላኽ ብኸመይ : መዓስ : ወይ ኣበይ ከም ዝፍጸም ብልክዕ ኣይፈልጥን ኢዩ ነይሩ ።
|
Although totally unaccustomed to war , the Israelites had to engage in their first military action as a freed people .
|
መን እሞ እዩ ኺመርሖም ዚኽእል ነይሩ ፧ እቶም ብእያሱ እተመርሑ እስራኤላውያን እተዓወቱ ስለምንታይ እዮም ፧
|
What is your name ? "
|
መን እዩ ስምካ ፧ "
|
While you are young , choose a career that will enable you to love Jehovah and serve him " with all your heart and all your soul . "
|
መንእሰይ እንተ ዄንካ ፡ ንየሆዋ ንኸተፍቅሮን " ብዅሉ ልብኻን ብዅሉ ነፍስኻን " ንኸተገልግሎን ዜኽእለካ ስራሕ ምረጽ ።
|
The government upheld their claim , so we appealed the decision to the High Court .
|
መንግስቲ ነቲ ጕዳይ ስለ ዝደገፎ ኸኣ ናብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ይግባይ በልና ።
|
God 's Kingdom is ruling - the new world will soon be here !
|
መንግስቲ ኣምላኽ ትገዝእ ኣላ - ድሕሪ ቐረባ ግዜ ሓዳስ ዓለም ክትመጽእ ኢያ !
|
He who conducts himself as a lesser one is " great " in another way .
|
መንፈስ ትሕትና ዜርኢ ሰብ ፡ ብኻልእ መገዲ እውን " ዓብዪ " ይኸውን እዩ ።
|
Here David stresses the need for us to wait patiently for Jehovah to act . Although the end of this system has not yet come , this is no cause for complaint .
|
መወዳእታ እዚ ኣገባብ እዚ ገና እኳ እንተ ዘይመጸ : ንኸነማርር ምኽንያት ክዀነና የብሉን ።
|
Marriage was to be a lasting bond between two persons
|
መውስቦ ኣብ መንጎ ኽልተ ሰባት ዚህሉ ነባሪ ጥምረት እዩ
|
When Do I Pursue It ?
|
መዓስ እየ ዝዘናጋዕ ፧
|
Psalm 110 is prophetic of the Messiah 's rulership .
|
መዝሙር 110 ብዛዕባ ግዝኣት እቲ መሲህ እትገልጽ ትንቢት እያ ።
|
SONGS : 120 , 64
|
መዝሙር ፦ 6 , 34
|
Keeping a diary can also be an educational tool .
|
መዝገበ - ዕለት ምሓዝ መሃሪ መሳርሒ ክኸውን ይኽእል ኢዩ ።
|
Start by wanting to be a good friend yourself .
|
መጀመርታ ንርእስኻ ናይ ሓቂ ዓርኪ ኹን ።
|
Studying the Bible was the best " investment " I ever made . Also called share or equity markets .
|
መጽሓፍ ቅዱስ ምጽንዐይ ፡ ከም ዝበለጸ " ወፍሪ " ገይረ እየ ዝርእዮ ።
|
Does the Bible not say that work is a curse ?
|
መጽሓፍ ቅዱስ ስራሕ መርገም ከም ዝዀነ ደይኰነን ዚዛረብ ፧
|
Consider an example . The Bible tells of Stephen , a devout follower of Christ " full of graciousness and power . "
|
መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ እስጢፋኖስ ዚበሃል ውፉይ ሰዓቢ ክርስቶስ ኪገልጽ ከሎ : " ጸጋን ሓይልን መሊእዎ ነበረ " ይብል ።
|
What does the Bible indicate would happen regarding the resurrection during Christ 's presence ?
|
መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ እቲ የሱስ ኣብዚ ኣብ ዚህልወሉ እዋን ዚፍጸም ትንሳኤ እንታይ እዩ ዚብል ፧
|
The splendidly dressed visitors are commonly called the three wise men .
|
መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባኦም እንታይ እዩ ዝሕብረና ፧
|
The Bible describes this God - defying spirit as " the spirit of the world . "
|
መጽሓፍ ቅዱስ ነቲ ኻብ ኣምላኽ ናይ ምዕላው መንፈስ : " መንፈስ ዓለም " ብምባል ኢዩ ዝገልጾ ።
|
The Bible calls this government God 's Kingdom , and it was the main theme of Jesus ' teaching .
|
መጽሓፍ ቅዱስ ነዛ መንግስቲ እዚኣ መንግስቲ ኣምላኽ ብምባል ኢዩ ዝጽውዓ : ቀንዲ ኣርእስቲ ትምህርትታት የሱስ ድማ ኢያ ነይራ ።
|
The Bible directs Christians to ' abstain from things sacrificed to idols and from blood and from fornication . '
|
መጽሓፍ ቅዱስ ንክርስትያናት ' ንጣኦታት ካብ እተሰውአን ደምን ዝሙትን ኪኽልከሉ ' ይእዝዞም እዩ ።
|
We must be patient as we endeavor to let the Bible continue to produce positive changes in our life .
|
መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ህይወትና ብቐጻሊ ኣወንታዊ ለውጢ ምእንቲ ኼፍሪ ፡ ትዕግስቲ የድልየና እዩ ።
|
The Bible states emphatically at Daniel 2 : 44 : " The God of heaven will set up a kingdom that will never be brought to ruin .
|
መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ዳንኤል 2 : 44 ከምዚ ብምባል ኣትሪሩ ይገልጽ : - " ኣምላኽ ሰማይ ንዘለኣለም ከቶ ዘይትጠፍእን : ግዝኣታ ኸኣ ንኻልእ ህዝቢ ዘይውሀብን መንግስቲ ኼተንስእ እዩ ።
|
Now that I had a Bible , the challenge was to keep it .
|
መጽሓፍ ቅዱስ እኳ እንተ ረኸብኩ ፡ ከይትውሰደኒ ግን ክጥንቀቕ ነበረኒ ።
|
The Bible tells us : " He would refuse and would say to his master 's wife : ' Here my master . . . has not withheld from me anything at all except you , because you are his wife .
|
መጽሓፍ ቅዱስ ከምዚ ብምባል ይነግረና : - " ንሱ ድማ እናአበየ : ንሰበይቲ ጐይታኡ ፤ እንሆ : ጐይታይ . . .
|
The Bible says that " he learned obedience from the things he suffered . "
|
መጽሓፍ ቅዱስ ፡ " በቲ እተሰቀዮ ስቅያት ምእዛዝ ተማህረ " ይብለና ።
|
Identifying one reason why humans suffer , the Bible states : " Time and unexpected events overtake them all . "
|
መጽሓፍ ቅዱስ ፡ ሓደ ኻብቲ ንደቂ ሰብ መከራ ዜጋጥመሉ ምኽንያት ኪገልጽ ከሎ ፡ " ንዅሎም ጊዜን ኣጋጣምን ይመጾም " ይብል ።
|
Rather than acknowledge the fundamental changes during the last days , they would scoff : " From the day our forefathers fell asleep in death , all things are continuing exactly as from creation 's beginning . "
|
መጽሓፍ ቅዱስ ፡ መወዳእታ እናቐረበ ኺመጽእ ከሎ ፡ ብዙሓት ሰባት ነቲ መርትዖ ኸም ዜስተናዕቕዎ ይገልጽ እዩ ።
|
The Bible does teach that Christians should be baptized .
|
መጽሓፍ ቅዱስ ፡ ክርስትያናት ኪጥመቑ ኸም ዘለዎም ይምህር እዩ ።
|
Then , too , much of today 's youth - oriented entertainment fosters the stereotype of teenage defiance .
|
መጽሓፍ ቅዱስ ፡ ዕርክነት ጽቡቕ ወይ ሕማቕ ጽልዋ ኺህልዎ ኸም ዚኽእል ይገልጽ እዩ ።
|
How did Moses benefit by thinking deeply about what God had promised ?
|
ሙሴ ብዛዕባ ተስፋታት ኣምላኽ ብምስትንታኑ ብኸመይ ተጠቒሙ ፧
|
Moses said : " O Israel , what is Jehovah your God asking of you but to fear Jehovah your God , so as to walk in all his ways and to love him and to serve Jehovah your God with all your heart and all your soul ; to keep the commandments of Jehovah and his statutes that I am commanding you today , for your good ? " - Deuteronomy 10 : 12 , 13 .
|
ሙሴ ኸምዚ በለ : - " ዎ እስራኤል : ሕጂኸ ንእግዚኣብሄር ኣምላኽካ ኽትፈርሆ : ብዅሉ መገዱ ኽትመላለስ : ንእግዚኣብሄር ኣምላኽካ ድማ ከተፍቅሮ : ብዅሉ ልብኻን ብዅሉ ነፍስኻን ከተገልግሎ : ምእንቲ ኺጽብቐልካ : እዚ ኣነ ሎሚ ዝእዝዘካ ዘሎኹ ናይ እግዚኣብሄር ትእዛዛትን ሕጋጋቱን ክትሕሉ እንተ ዘይኰይኑስ : እግዚኣብሄር ኣምላኽካ ኻባኻ ዚደልዮ እንታይ እዩ ፧ " - ዘዳግም 10 : 12 , 13
|
Be modest in your expectations . - Mic .
|
ሚዛናዊ ትጽቢታት ይሃሉኻ ። - ሚክ .
|
Thus , they have no clergy / laity division , and they are not segregated according to skin color or wealth .
|
ማሕበራዊ ደርብታት ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ትርጕም ከም ዘይብሉ ይፈልጡ ኢዮም ።
|
Mary , along with Christ 's other corulers in heaven , raises her voice to proclaim : " To the One sitting on the throne [ Jehovah God ] and to the Lamb [ Jesus Christ ] be the blessing and the honor and the glory and the might forever and ever . " - Revelation 5 : 13 ; 19 : 10 .
|
ማርያም ምስ ካልኦት ኣብ ሰማይ ዚርከቡ መጋዝእቲ ክርስቶስ ሓቢራ ፡ ድምጻ ዓው ኣቢላ ፡ " በረኸትን ክብርን ግርማን ስልጣንን ንዘለኣለመ ኣለም ነቲ ኣብ ዝፋን ተቐሚጡ ዘሎን [ የሆዋ ኣምላኽ ] ነቲ ገንሸልን [ የሱስ ክርስቶስ ] ይኹን " ትብል እያ ። - ራእይ 5 : 13 ፣ 19 : 10 ።
|
Matthew 2 : 7 - 12 ; 1 Peter 5 : 8
|
ማቴዎስ 2 : 7 - 12 ፣ 1 ጴጥሮስ 5 : 8
|
Reportedly , Matthew originally wrote his Gospel in Hebrew and may personally have translated it into Greek .
|
ማቴዎስ መጀመርታ ነታ ወንጌሉ ብእብራይስጢ ኸም ዝጸሓፋን ድሕሪኡ ባዕሉ ናብ ግሪኽ ከም ዝተርጐማን እዩ ዚንገር ።
|
Sophia : I never thought of it that way before .
|
ማእለያ ዘይብሉ ሓይሊ ድማ ኣለዎ ።
|
Motorists who abide by this counsel reduce the risk of having an accident , with its often ghastly consequences .
|
ማኪና ብድሕንነት ንኽትዝውር ዝድርኽ ካልእ ምኽንያት ከኣ እቲ ንህይወት ዘሎካ ኣኽብሮት ኢዩ ።
|
The waters of the Jordan are made to divide . - 2 Kings 2 : 14
|
ማይ ዮርዳኖስ ተመቕለ ። - 2 ነገስት 2 : 14
|
Red dye was extracted from the roots of the madder plant or from the kermes insect .
|
ማደር ካብ ዚብሃል ዓይነት ሓረግ ወይ ከኣ ከርመስ ካብ ዚብሃል ዓይነት ሓሸራ ድማ ፡ ቀይሕ ሕብሪ ኺርከብ ይከኣል ነበረ ።
|
Complete Bibles in Greek appear to have been in circulation since the fourth or fifth century .
|
ምሉእ መጽሓፍ ቅዱስ ብቛንቋ ግሪኽ ክዝውተር ዝጀመረ ካብ ራብዓይ ወይ ሓሙሻይ ዘመን ኣትሒዙ ኢዩ ዝመስል ።
|
Although we may not comprehend it fully , it does bring praise to the one who formed it , Jehovah God .
|
ምሉእ ብምሉእ ዘይንርድኦ እኳ እንተ ዀንና : ነቲ ዝፈጠሮ የሆዋ ኣምላኽ ግን ውዳሴ ዘምጽኣሉ ኢዩ ።
|
Whole sectors and classes of our nation were exterminated . . . .
|
ምሉእ ጽላታትን ደርብታትን ህዝብና ጸኒቱ እዩ ። . . .
|
Panic is spreading throughout the city .
|
ምልእቲ ኸተማ ድማ ረዓደት ።
|
Sophia : Yes , it does sound that way .
|
ምሕረት ፦ ሶፍያ ፡ እዚ ሓቂ እዩ ።
|
Michelle : God could have quickly proved him wrong .
|
ምሕረት ፦ ከምኡ ኢሉ ተዛሪቡ እንተ ዚኸውን ፡ ኣምላኽ ንሰይጣን ፡ ካብኡ ኸም ዚሕይል ቀልጢፉ መርኣዮ ነይሩ ።
|
I loved being in their company and admired their hardworking spirit .
|
ምሳታቶም ምዃን ፈተኽዎ : ነቲ ትግሃቶም ከኣ ኣድነቕክዎ ።
|
Could you ask them to accompany you in the Christian ministry and show them the joy you experience in serving Jehovah ?
|
ምሳኻ ናብ ክርስትያናዊ ኣገልግሎት ንኪኸዱ ብምሕታት ፡ ብዛዕባ እቲ ኣብ ኣገልግሎት የሆዋ ዝረኸብካዮ ሓጐስ ክትነግሮም ትኽእልዶ ፧
|
He even maintained balance and emotional stability in the face of death .
|
ምስ ሞት ኣብ እተፋጠጠሉ እዋን እኳ ኸይተረፈ ፡ ሚዛኑን ስምዒቱን ኪሕሉ ኸኣለ ።
|
We must never become complacent in our worship .
|
ምስ ኣምልኾና ኣብ ዚተሓሓዝ ፡ ቅሱናት ክንከውን የብልናን ።
|
Singling out someone of the opposite sex for special attention . . .
|
ምስ ኣንጻር ጾታ ፍሉይ ርክብ ምግባር . . .
|
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.