eng
stringlengths 2
588
| tir
stringlengths 2
426
|
---|---|
110 : 3 ; Isa .
|
110 : 3 ፣ ኢሳ .
|
12 The European Witch Hunts
|
12 ኣብ ኤውሮጳ እተገብረ ሃድን ጠንቈልቲ
|
10 / 1 , 11 / 1
|
15 / 8
|
18 , 19 . ( a ) Why can it be said that Job never exploited anyone ?
|
18 , 19 . ( ሀ ) እዮብ ንማንም ከም ዘይመዝመዘ ኽንዛረብ እንኽእል ስለምንታይ ኢና ፧
|
18 , 19 . ( a ) What promise does Jehovah make as to new ones coming into his organization ?
|
18 , 19 . ( ሀ ) የሆዋ ብዛዕባ እቶም ናብ ማሕበሩ ዝመጹ ሓደስቲ ሰባት እንታይ መብጽዓ ኢዩ ዝኣተወ ፧
|
18 , 19 . ( a ) What helped David to have a strong desire to serve Jehovah ?
|
18 , 19 . ( ሀ ) ዳዊት ንየሆዋ ንምግልጋል ሓያል ባህጊ ንኼሕድር ዝሓገዞ እንታይ እዩ ፧
|
19 , 20 . ( a ) How does Jehovah view the activities of his elderly servants ?
|
19 , 20 . ( ሀ ) የሆዋ ንንጥፈታት እቶም ኣረጋውያን ኣገልገልቱ ብኸመይ እዩ ዚርእዮ ፧
|
19 : 4 , 5 .
|
19 : 4 , 5 ።
|
19 : 5 , 6 ; Heb .
|
19 : 5 , 6 ፣ እብ .
|
2 : 10 - 15 ; Rom . 12 : 1 , 2 .
|
2 : 10 - 15 ፣ ሮሜ 12 : 1 , 2 ።
|
June 21 - 27 , 2010
|
21 - 27 ሰነ 2010
|
22 : 4 .
|
22 : 4
|
24 : 4 .
|
24 : 4 ።
|
26 : 27 , 28 .
|
26 : 27 , 28 ።
|
3 A Question for Jesus
|
3 የሱስ እንታይ ኢሉ ምመለሰ ፧
|
30 For Young People - Appreciate Sacred Things !
|
30 ንመንእሰያት - ንቕዱስ ነገራት ሞሳ ይሃሉኻ !
|
32 : 1 , 2 ; Heb .
|
32 : 1 , 2 ፣ እብ .
|
4 , 5 . ( a ) What lesson does Jesus ' first miracle teach us ?
|
4 , 5 . ( ሀ ) እቲ የሱስ ዝፈጸሞ ናይ መጀመርታ ተኣምር እንታይ ይምህረና ፧
|
4 , 5 . ( a ) How did Jehovah react when the first humans rebelled ?
|
4 , 5 . ( ሀ ) እቶም ቀዳሞት ሰብኣይን ሰበይትን ክዓልዉ ኸለዉ የሆዋ እንታይ መልሰ - ግብሪ ኣርኣየ ፧
|
40 : 5 .
|
40 : 5 ።
|
43 : 10 ; 2 Cor .
|
43 : 10 ፣ 2 ቈረ .
|
45 : 6 , 7 .
|
45 : 6 , 7 ።
|
5 : 29 , 30 .
|
5 : 29 , 30 ።
|
56 : 3 - 5 .
|
56 : 3 - 5 ።
|
6 : 12 - 18 .
|
6 : 12 - 18 ።
|
6 : 4 .
|
6 : 4 ።
|
7 : 8 - Why did court officials cover Haman 's face ?
|
7 : 8 - እቶም ስሉባት ንሃማን ገጹ ዝሸፈንዎ ስለምንታይ እዮም ፧
|
8 : 16 , 17 .
|
8 : 16 , 17 ኣምላኽ ኣብ ደቅሰብ ዝገበሮን ኪኸውን ዘፍቀዶን ነገራት : ዋላ እውን ድቃስ እንተ ሰኣንናሉ ኽንርድኦ ኣይንኽእልን ኢና ።
|
9 : 9 - 38 What part does showing mercy have in my life , and how can I show it more ?
|
9 : 9 - 38 ንኻልኦት ምሕረት ምግባር ኣብ ህይወተይ እንታይ ግደ ኣለዎ : ነዚ ብዝያዳ ኽገብሮ ዝኽእልከ ብኸመይ ኢየ ፧
|
JAHVE : Hungarian
|
JAHVE : ሃንጋሪኛ
|
[ Picture Credit Line on page 29 ]
|
[ Credit Line ]
|
[ Picture on page 14 ]
|
[ ኣብ ገጽ 14 ዘሎ ስእሊ ]
|
Are you not looking forward to that ?
|
[ ኣብ ገጽ 22 ዘሎ ስእሊ ]
|
[ Map / Picture on page 31 ]
|
[ ኣብ ገጽ 31 ዘሎ ስእሊ ]
|
HESHVAN ( BUL )
|
ሀሽዋን ( ቡል )
|
Haman persuades Ahasuerus to agree with him and succeeds in getting the king to issue a decree to accomplish this massacre .
|
ሃማን ንኣሓሽዌሮስ ምስኡ ኺሰማማዕ ኣእመኖ : ነዚ ጃምላዊ ቕትለት ንምፍጻም ከኣ ኣዋጅ ከም ዜውጽእ ገበሮ ።
|
A working man may or may not have enough to eat , but at least he can get a good night 's sleep .
|
ሃብቲ ዚፈቱ ኸኣ ኣይረብሕን : እዚውን ከንቱነት ኢዩ ።
|
And since all , wealthy and poor alike , dwelled in booths that were similar , the Israelites were reminded that in relation to the festival , they were all equal . - Nehemiah 8 : 14 - 16 .
|
ሃብታም ኰነ ድኻ ብዘይ ኣፈላላይ ኵሎም ኣብ ተመሳሳሊ ዳስ ስለ ዚቕመጡ : ምስቲ በዓል ብዚተሓሓዝ ኵላቶም ማዕረ ምዃኖም ይዘኻኸሩ ነበሩ ። - ነህምያ 8 : 14 - 16
|
The apostle John wrote : " Many deceivers have gone forth into the world , persons not confessing Jesus Christ as coming in the flesh .
|
ሃዋርያ ዮሃንስ : " የሱስ ክርስቶስ ብስጋ ኸም ዝመጸ ዘይእመኑ ብዙሓት መስሓትቲ ናብ ዓለም ወጺኦም አለዉ ።
|
Our requests must be in harmony with God 's will .
|
ሃዋርያ ዮሃንስ ፡ " ከምቲ ፍቓዱ ጌርና ሓደ ነገር እንተ ለመንናዮ ፡ ይሰምዓና እዩ ፡ እቲ ኣብኡ ዘሎና ትብዓት ድማ እዚ እዩ " ኢሉ ኣሎ ።
|
Writing under inspiration , the apostle Paul tells us : " I want you to know that the head of every man is the Christ ; in turn the head of a woman is the man ; in turn the head of the Christ is God . "
|
ሃዋርያ ጳውሎስ ብመንፈስ ኣምላኽ ተደሪኹ ኺጽሕፍ ከሎ ፡ " ርእሲ ሰብኣይ ዘበለ ክርስቶስ ፡ ርእሲ ሰበይቲ ኸኣ ሰብኣይ ፡ ርእሲ ክርስቶስውን ኣምላኽ ከም ዝዀነ ፡ ክትፈልጡ እፈቱ አሎኹ " በለ ።
|
At Ephesians 2 : 11 - 15 , was the apostle Paul referring to a physical barrier when he spoke of a wall separating the Jews from the Gentiles ?
|
ሃዋርያ ጳውሎስ ኣብ ኤፌሶን 2 : 11 - 15 ብዛዕባ እቲ ንኣይሁድን ንኣህዛብን ዚፈላሊ ቐጽሪ ኺዛረብ ከሎ : ቃል ብቓሉ ንቐጽሪ ድዩ ዜመልክት ነይሩ ፧
|
The apostle Paul used the illustration of an uneven yoking to teach us an important lesson .
|
ሃዋርያ ጳውሎስ ኣገዳሲ ትምህርቲ ንምትሕልላፍ ነዚ ዘይመጣጠን ጽምዲ ኸም ምሳሌ ተጠቒሙሉ ኣሎ ።
|
The apostle Paul wrote : " Do not be anxious over anything , but in everything by prayer and supplication along with thanksgiving let your petitions be made known to God ; and the peace of God that excels all thought will guard your hearts and your mental powers by means of Christ Jesus . "
|
ሃዋርያ ጳውሎስ ከምዚ ብምባል ጸሓፈ : - " ድሌትኩም ዘበለስ ብጸሎትን ልማኖን ምስናይ ምስጋና ኣብ ኣምላኽ ይፈለጥ እምበር : ብገለ እኳ ኣይትጨነቑ ።
|
" If the unbelieving one proceeds to depart , let him depart , " wrote Paul .
|
ሃዋርያ ጳውሎስ ፡ " እቲ ዘይኣማኒ እንተ ተፈልየ ግና ፡ ይፈለ ።
|
The apostle Paul wrote : " Always be rejoicing . "
|
ሃዋርያ ጳውሎስ ፡ " ኵሉ ሳዕ ተሐጐሱ " ኢሉ ጸሓፈ ።
|
The apostles Paul and Peter also exhorted Christians to be hospitable to one another .
|
ሃዋርያ ጳውሎስን ሃዋርያ ጴጥሮስን ድማ ንክርስትያናት ፡ ንሓድሕዶም ብግሽነት ኪቃባባሉ ምዒዶምዎም እዮም ።
|
Of those who forsook Christianity in the first century , the apostle Peter said : " Abandoning the straight path , they have been misled . "
|
ሃዋርያ ጴጥሮስ ብዛዕባ እቶም ኣብ ቀዳማይ ዘመን ካብ ክርስትና ዝወጹ ሰባት ኪዛረብ ከሎ ፡ " ነታ ቕንዕቲ መገዲ ሐዲጎም ተጋገዩ " በለ ።
|
The apostle Peter mentioned something else that could make prayers unacceptable to God .
|
ሃዋርያ ጴጥሮስ ጸሎት ብየሆዋ ተቐባልነት ከም ዘይረክብ ክገብሮ ዝኽእል ነገር ጠቒሱ ኣሎ ።
|
May we be determined to benefit ourselves by attending the Memorial on March 31 , 2018 .
|
ሃየ እምበኣር ፡ ኣብቲ 31 መጋቢት 2018 ዚብዓል በዓል ዝኽሪ ኽንእከብ ንቝረጽ ።
|
What Strengthened Enoch to Walk With God ?
|
ሄኖክ ምስ ኣምላኽ ንኺመላለስ ዘበራትዖ እንታይ እዩ ፧
|
A haughty spirit led to Uzziah 's downfall . Hezekiah acted unwisely and perhaps proudly when he showed Babylonian emissaries his treasury .
|
ህዝቅያስ ነቶም ልኡኻት ባቢሎን : መዝገቡ ኼርእዮም ከሎ : ዘይጥበባዊ : ምናልባት እውን ናይ ትዕቢት ተግባር እዩ ገይሩ ።
|
My own people have forgotten me . " - Jer .
|
ህዝበይንንከ ቝጽሪ ዜብሉ መዓልትታት ረስዓኒ ። " - ኤር .
|
As with one tongue , Jehovah 's people bring praise to his name .
|
ህዝቢ የሆዋ ብሓደ ቛንቋ ኸም ዚዛረቡ ዀይኖም : ንስሙ ውዳሰ የምጽኡ ኣለዉ ።
|
Use public transportation , or walk whenever you can .
|
ህዝባዊ መጕዓዝያ ተጠቐም ፡ ወይ ኣብ እትኽእለሉ ዘበለ ብእግርኻ ኺድ ።
|
His life is " indestructible . " - Hebrews 7 : 15 - 17 , 23 - 25 ; 1 Timothy 6 : 15 , 16 .
|
ህይወቱ ድማ ' ዘይትሓልፍ ' እያ ። - እብራውያን 7 : 15 - 17 , 23 - 25 ፣ 1 ጢሞቴዎስ 6 : 15 , 16
|
Consulting a horoscope , inquiring of a tribal medicine man , or dabbling in any superstitious practice would mean allowing the wicked spirits to control the decisions you make in your life .
|
ሆሮስኮፕ ምስ እተንብብ : ናብ ደብተራ ምስ እትኸይድ : ወይ ኣብ ዝዀነ ይኹን ምስ ሓተታ መናፍስቲ እተተሓሓዘ ተግባራት ኢድካ ምስ እተእቱ : እቶም እኩያት መናፍስቲ ነቲ እትገብሮ ውሳነታት ንኽቈጻጸሩ ትፈቕደሎም ኣሎኻ ማለት ኢዩ ።
|
Granted , research has revealed that the limbic system plays a contributing role in our emotions .
|
ሊምቢክ ሲስተም ኣብ ስምዒታትና ጽልዋ ኸም ዜሕድር እተገብረ ምርምር ከም ዝሓበረ ዚከሓድ ኣይኰነን ።
|
I send you my most sincere congratulations ! "
|
ልባዊ ምስጋናይ ይብጻሕኩም ! "
|
Of course , what is needed may differ greatly from one person to another .
|
ልክዕ ኢዩ : ድሌት ሰባት ካብቲ ሓደ ናብቲ ሓደ ኣጸቢቑ ይፈላለ ኢዩ ።
|
Of course , for the observance to be a truly rewarding experience , one must have an accurate understanding of its meaning , as provided by God 's Word , the Bible .
|
ልክዕ እዩ : እዚ በዓል እዚ ብሓቂ ትርጕም ዘለዎ ንክኸውን ብዛዕባኡ ኸምቲ ኣብ ቃል ኣምላኽ : መጽሓፍ ቅዱስ : ተገሊጹ ዘሎ ጌርካ ርጡብ ምርዳእ ክህልወካ የድሊ ።
|
Of course , we realize that most people have their own religious beliefs and that not everyone is interested in our message .
|
ልክዕ እዩ ፡ መብዛሕትኦም ሰባት ናይ ገዛእ ርእሶም ሃይማኖታዊ እምነታት ከም ዘለዎምን ኣብ መልእኽትና ተገዳስነት ዜርእዩ ዅሎም ሰባት ከም ዘይኰኑን ንፈልጥ ኢና ።
|
We will be effective in our ministry if we show the same concern for people that Jesus did
|
ልክዕ ከም የሱስ ንሰባት ንሓልየሎም እንተደኣ ዄንና : ኣገልግሎትና ፍረ ዘለዎ ይኸውን
|
Like the ransom sacrifice of Jesus Christ , the preaching work magnifies God 's love
|
ልክዕ ከምቲ በጅነታዊ መስዋእቲ የሱስ ክርስቶስ : ዕዮ ስብከት እውን ንፍቕሪ ኣምላኽ ዘጕልሕ ኢዩ
|
Above all , we can employ our tongue to share the powerful Kingdom message with all who will listen .
|
ልዕሊ ዅሉ ኸኣ : ነቶም ዝሰምዑና ሰባት እቲ ሓያል መልእኽቲ ናይታ መንግስቲ ንምክፋል ብመልሓስና ክንጥቀም ንኽእል ኢና ።
|
Above all , our family was content to serve under the protective care of our loving heavenly Father , Jehovah . - Psalm 5 : 11 .
|
ልዕሊ ዅሉ ድማ ብስድራቤት ኣብ ትሕቲ ጽላል እቲ ፈቃር ሰማያዊ ኣቦና የሆዋ ኸነገልግል ብምኽኣልና ዕግበት ነበረና ። - መዝሙር 5 : 11
|
Lydia 's touchstone test helps us to understand something else about Satan 's eternal " torment " that harmonizes with God 's love .
|
ልድያውያን ኣብቲ ጸሊም እምኒ ዚገብርዎ ዝነበሩ ፈተነ : እቲ ዘለኣለማዊ " ስቓይ " ሰይጣን ምስ ፍቕሪ ኣምላኽ ብኸመይ ከም ዚሰማማዕ ንኽንርዳእ ይሕግዘና ።
|
With what group of people do you find evidence of holy spirit today ?
|
ሎሚ መንፈስ ቅዱስ ከም ዘለዎም መርትዖ ዜርእዩ ጕጅለ ሰባት መን እዮም ፧
|
We live in a world where people think and act in ways that are similar to those in ancient Canaan - they glorify sex and violence and promote materialism .
|
ሎሚ ምስቲ ኣብ ጥንታዊት ከነኣን ዝነበሩ ሰባት ዚመሳሰል ተግባራትን መገድታትን ዚስዕቡ ኣብ ዝመልእዋ ዓለም ኢና ዘለና ።
|
Jehovah 's blessing on that arrangement is evident in the spiritual prosperity enjoyed by true worshippers today .
|
ሎሚ ናይ ሓቂ ኣምለኽቲ ዚረኽብዎ ዘለዉ መንፈሳዊ ብልጽግና ፡ የሆዋ ነዚ መሰናድዎ እዚ ይባርኾ ኸም ዘሎ ዜርኢ እዩ ።
|
There is " peace " among Jehovah 's servants today , and love of " righteousness " has become their ' task assigner ' - the force that impels them to serve God .
|
ሎሚ ኣብ መንጎ ኣገልገልቲ የሆዋ " ሰላም " ሰፊኑ ኣሎ : ' ሹማምቲ ' ድማ እቲ ንኣምላኽ ኬገልግሉ ዚድርኾም ፍቕሪ " ጽድቂ " ኣለዎም ።
|
Today , Christians continue to support pure worship by generously and cheerfully giving of their time , energy , and funds .
|
ሎሚ እውን ክርስትያናት ግዜኦምን ጕልበቶምን ሃብቶምን ብልግስን ብሓጐስን ብምሃብ ፡ ነቲ ንጹህ ኣምልኾ ይድግፍዎ ኣለዉ ።
|
Things are similar , if not worse , today .
|
ሎሚ ዘሎ ዅነታት እውን ተመሳሳሊ ወይ ዝገደደ እዩ ።
|
Today , spiritual instruction begins when a man accepts a Bible study . We may need to help him to read well .
|
ሎሚ ፡ ሓደ ሰብኣይ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኪገብር ፍቓደኛ ምስ ኰነ እዩ መንፈሳዊ መምርሒ ኺወሃቦ ዚጅምር ።
|
Today , the trials you face may be painful and even crushing .
|
ሎሚ ፡ እቲ ዜጋጥመካ ፈተናታት ዜሳቕን ዚደቍስን ኪኸውን ይኽእል እዩ ።
|
Five years later , I was living with another woman , Elvira , when I once again came in contact with Jehovah 's Witnesses .
|
ሓሙሽተ ዓመት ጸኒሐ ፡ ምስ ሓንቲ ኤልቪራ ዝስማ ኻልእ ሰበይቲ ኽነብር ምስ ጀመርኩ ፡ እንደገና ምስ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ተራኸብኩ ።
|
Too often , marriage mates stop communicating when problems develop , causing resentment .
|
ሓሳቦም ብግህዶ ዘይለዋወጡ እንተ ዀይኖም : ጸገማት ይውህለል : እናኸበደ ድማ ይኸይድ ።
|
True Christians are foremost in acknowledging that respect for duly appointed authority is essential .
|
ሓቀኛታት ክርስትያናት ብግቡእ ንእተመዘዘ ስልጣን ምኽባር ኣድላዪ ምዃኑ ኣፍልጦ ኣብ ምሃብ ቀዳሞት ኢዮም ።
|
True , Jehovah has not provided every detail of what life will be like then , but we may reasonably suppose that all will be able to pursue interests and skills that appeal to them .
|
ሓቂ እዩ : የሆዋ ብዛዕባ እቲ ሽዑ ዚህሉ ህይወት ዝርዝር ነገራት ኣይገለጸልናን ።
|
Considering such obstacles , a sister may feel that the possibility of finding a mate " in the Lord " is slim .
|
ሓንቲ ሓብቲ ብሰንኪ እዚ ዕንቅፋት እዚ ፡ እቲ " ብጐይታ ጥራይ " ንኽትምርዖ ዘለዋ ኣጋጣሚ ኣዝዩ ጸቢብ ኰይኑ ኺስምዓ ይኽእል እዩ ።
|
Brother Lloyd called attention to the examples of David and the Son of God , Jesus .
|
ሓው ሎይድ ነቲ ዳዊትን የሱስ እቲ ወዲ ኣምላኽን ዝገደፉልና ኣብነታት ኣጕልሐ ።
|
He posed this question to the students : " Since you are experienced ministers , why were you invited to the Watchtower Educational Center ? "
|
ሓው ማርክ ነቶም ተመሃሮ ፡ " ተመክሮ ዘሎኩም ኣገልገልቲ ኽነስኹም ፡ ናብ ትምህርታዊ ማእከል ግምቢ ዘብዐኛ እተዓደምኩም ስለምንታይ ኢኹም ፧ " ኢሉ ሓተቶም ።
|
With urgency and fatherly warmth , Brother Morris reminded the audience of prophetic developments yet ahead of us , events that all faithful ones eagerly await .
|
ሓው ስፕለይን ፡ ነቶም ተኣከብቲ ኣብ ዕረፍቲ ኣምላኽ ንኺኣትዉ ዚከኣሎም ዘበለ ኺገብሩ ተላበዎም ።
|
Brother András Pilling received a life sentence , and my husband was sentenced to 12 years in prison .
|
ሓው ኣንድራስ ፒሊንክ ዕድመ ይፍታሕ ኪፍረዶ ኸሎ : ብዓል ቤተይ ከኣ ን12 ዓመት ማእሰርቲ ተፈርዶ ።
|
One Witness who stands out vividly in my memory is Bert Horton .
|
ሓያል መጕልሕ ድምጺ ዘለዋ ማኪና ነበረቶ ።
|
He also performed many marvelous signs .
|
ሓያሎ ተኣምራት እውን ፈጺሙ ኢዩ ።
|
If a man who occupied an appointed office no longer met the divine standard , in time holy spirit would operate to remove him from his position .
|
ሓደ ሓላፍነት ዘለዎ ሰብ ካብቲ መለኮታዊ ብቕዓት እንተ ድኣ ኣጕዲሉ ካብቲ ቦታ ንኽእለ መንፈስ ቅዱስ ይዓዪ ኢዩ ።
|
One young brother admits : " If I don 't see any practical value of what I 'm studying , I really struggle with wanting to study it .
|
ሓደ መንእሰይ ሓው ፡ " ግብራዊ ጥቕሚ እቲ ዘጽንዖ ትምህርቲ እንተ ዘይተረዲኡኒ ፡ ከጽንዖ ኣይደልን እየ ።
|
In what sense , though , does a spiritual person receive " life and peace " ?
|
ሓደ መንፈሳዊ ሰብ " ህይወትን ሰላምን " ዚረክብ ብኸመይ እዩ ፧
|
One day , the older men of Israel approached the elderly prophet to complain .
|
ሓደ መዓልቲ ፡ ዓበይቲ እስራኤል ናብቲ ኣረጋዊ ነብዪ ቐሪቦም ጠርዑ ። " ደቅኻ . . .
|
When a person is willing to part with something that is of great value to him and gives it to us , we especially treasure the gift because of the sacrifice .
|
ሓደ ሰብ ነቲ ንዕኡ ብዙሕ ዋጋ ዘለዎ ነገር ንዓና ኺህበና ፍቓደኛ ምስ ዚኸውን ፡ እቲ ሰብ መስዋእቲ ብምኽፋሉ ነቲ ውህበት ኣኽቢርና ኢና እንርእዮ ።
|
Do we find it difficult to yield , or are we known as those who are " making peace " ? - Jas .
|
ሓደ ሰብ ንዚህቦ ርእይቶ ምቕባል የጸግመና ድዩ ፡ ወይስ ገበርቲ ሰላም ንምዃን ጻዕሪ ብምግባር ኢና እንፍለጥ ፧ - ያእ .
|
A person might be guided by personal opinion rather than by pure objectivity .
|
ሓደ ሰብ ኣብ ክንዲ ብውድዓዊ ነገር ጥራይ ዚምራሕ : ብናይ ብሕቱ ኣረኣእያ ኺምራሕ ይኽእል እዩ ።
|
And when Jehovah blessed the first married couple and told them to be fruitful , he clearly intended that every child be born into a caring family , with a father and a mother to look after it . - Genesis 1 : 28 ; 2 : 24 .
|
ሓደ ስጋ ድማ ይዀኑ " ይብል ። የሆዋ ነቶም ናይ መጀመርታ ሰብኣይን ሰበይትን ክባርኾምን ክፈርዩ ክነግሮምን ከሎ : ነፍሲ ወከፍ ቈልዓ ዝከናኸንዎ ኣቦን ኣደን ኣብ ዘለዋ ስድራ ቤት ክውለድ ሓሊኑ ከም ዝነበረ ንጹር ኢዩ ። - ዘፍጥረት 1 : 28 ፣ 2 : 24
|
A close relationship with Jehovah is a child 's best defense against Satan , his world , and its ungodly thinking .
|
ሓደ ቘልዓ ነቲ ኻብ ሰይጣንን ዓለሙን ሕማቕ ኣተሓሳስባኡን ዚመጾ መጥቃዕቲ ኺከላኸለሉ ዚኽእል ብሉጽ መገዲ ፡ ምስ የሆዋ ናይ ቀረባ ርክብ ምምስራት እዩ ።
|
A grudging , or reluctant , giver gives " from a heart made sorrowful at the thought of parting with money , " explains one reference work .
|
ሓደ ናይ መወከሲ ጽሑፍ ከም ዝገለጾ ፡ ሓደ ብጓሂ ወይ ብምዕጥይጣይ ዚህብ ወሃቢ ፡ ' ገንዘብ ኪህብ ከሎ እናጐሃየ እዩ ዚህብ ። '
|
" To us there is but one God , the Father . " - 1 Corinthians 8 : 6 , King James Version
|
ሓደ ኣምላኽ ጥራይ ፡ ኣቦ ፡ አሎና ። " - 1 ቈረንቶስ 8 : 6 ፡ ትርጕም 1956 ።
|
Why should a wrongdoer follow the counsel of James 5 : 14 , 15 ?
|
ሓደ ኣባሲ ነቲ ኣብ ያእቆብ 5 : 14 , 15 ዚርከብ ምኽሪ ኺስዕብ ዘለዎ ስለምንታይ እዩ ፧
|
What practical steps did one father take to support his family , and how did Jehovah bless his determination to keep life simple ?
|
ሓደ ኣቦ ንስድራ ቤቱ ንምድጋፍ እንታይ ግብራዊ ስጕምቲ እዩ ወሲዱ ፧
|
When he began preaching in Italian , one Christian asked a householder , " Do you know the broom of life ? "
|
ሓደ ክርስትያን ኣብ ኢጣልያ ስብከት ምስ ጀመረ : ንሓደ በዓል ቤት " ዕላማ ህይወት " እብል ኣለኹ ኢሉ : " መዀስተር ህይወት ትፈልጦዶ ፧ "
|
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.