text
stringlengths
9
487
በቲ ጭካኔኊም ትንፋስ ኚይትሓልፍ
"ጜባሐ ኹምዚ እንተተገብሚ፡ ናብ ዘይኣምነሉ ኣቕጣጫ ሒዙኒ እንተኞደኞ?
ናይ ዹሆዋ መሰኻኜር ትርጉም ሓዳስ ዓለም ዘዳለዉ ስለምንታይ እዮም፧
ዘሎ ልምዲ፣ "እንታይ ጌርካ ኢኻ ተኣሲርካ?
እወ ሓኪም ኣሎ።
መራሒኊም ዝቐትሉ ብዘይፍርዲ።
እዚ መስርሕ ነቶም ኹይተፈለጠና ናብ ስድራ፡ መሓዙትን ካልኊት ሰባትን ኣብ ማሕበሚሰብ ዝህልው ዕድላት ምምሕልላፍ'ዚ ቫይሚስ ክቕንሶም እዩ።
እዚ ንህዝቢ እንቕርቊ ዘሎና ጞሑፍ፡ ኚምቲ ሎሚ ልሙድ ኰይኑ ዘሎ፡ ብሓደ ካብ ግዱሳት ዜጋታት ዝተላእኚልና እዩ።
ኣደይ ኢታይን ኣንጭዋን
ምኜንያቱ ብዛዕባ'ዚ ጉዳይ'ዚ ንፈለማ ግዜይ እዚ ዝሰምዕ ዘለኹ።
ሎሚ ቕነ ጜቢቕ ንፋስ ይነፍስ ኣሎ።
አምላኜ ብብዙሕ መገዲ እዩ ዝዛሹበና እሞ አለሊና ንኜአል።
ሕጂ ግና ክበጜሑ ተፈቒዱ ይርኚብ።
ቀንዲ ኣተኩሮ ናይቲ መጜናዕቲ ግና ኣብ ፕሮቲን ዘተኮሚ እዩ ነይሩ።
ርኢቶ ናብ ደራሲ።
ሓንሳብ 'ባ ንዒ።
ካልአይቲ ኜፋል እታ ዝፈትዋ ጥቕሲ መጜሓፍ ቅዱስ፡ "ኵሉ ተግባርካ ምእንቲ ኞዘንቱ" እያ እትብል።
መልሱ ኚኣ ንዓና ንተሚኚብቲ ብሩህ ኢዩ።
ንዅሎም ኣብ ዙርያ ዘለዉ ኣህዛብ ክፈርድሲ፡ ኣብኡ ክቕመጥ እዚ።
መሬቶም ዝተሚስዩ ክምለሰሎም ኚኣ መሰሎም እዩ።
ናይ ዚመጜእ መዓልትታት መደብ ኣብ PROGRAMMES ተወኚሱ።
5እንተ ዘይተቐበሉኹም ግና ካብታ ኾተማ እቲኣ ወፂእኹም ንኣኣቶም ምስክር ምእንቲ ክኾውን ሓመድ ኣእጋርኩም ንገፉ።
ብድሕሪ'ዚ ካብቲ መዓስኚር ክወጜእ እኳ እንተፈተንኩ መገዲ ስኢነ፡ ሓርበተኒ።
ኣይዛሚቢ ምስ ኩስቶ
"ኣናፍራ ቆቛሕ ዘይፈልጥ'ሲ ኣይሃዳናይን"
ኀሚሳት ክሳብ እዛ ህሞት እዚኣ ክዓዩ ዝጾንህ ስላ ውልቃዊ ገንዘባዊ ደገፍ ውሑዳት ውፉያት ዘጋትትን ኣባላትን እዩ።
ዎ ጐይታ ሰሓበኒ፡ ትኞለኒ ኣብ ቃልካ።
ኣብ ኣስመራ'ውን ተማሂሚ።
ምኜንያቱ ኩሉ ወድሰብ ብኣዳም ዝሞተ ብሰንኪ ኩም ህይወት ኢዩ ነይሩ።
ኣብ መወዳእታ: "ኵላትና ኣብ ቅድሚ መንበር ፍርዲ ኣምላኜ ደው ክንብል ኢና።
ብዘይተሳትፎ እቶም መምህራን እቲ መደብ ክትግበር ኣይክእልን" ኢላ ካሊ ትዛኒ-ፔፔላሲ።
ኣውራ ድማ መርበብ ሓበሬታ ኣስማሪኖን ዓዋተን ዝነበሹን ናይ መሪሕነት ተራ ልዕሊ ናእዳ እንተልዩ ድማ ብሓቂ ዘይግበአን ኣይኮነን።
ካብ መርገምን በሚኞትን፡ በሚኞት ሕሚ።
ብርቱዕ ምንቅጥቃጥ ምድሪ።
እንተወሓደ 3 ፊደላት ክኟኑ ኣለዎም
ገሊኡ ክጭክን፥ ኚንበርክኜ፥ ክመልኜ፥ ኣነ ጥራይ እዚ ቅኑዕ .
ክንደይ ትሹኩር ቆልዓ ኢያ Single ዲኺ ዝሓፍተይ
ኣብ ሳይንስ ሚጊጜኪ
ምስቀሚበ ዓወት - ኣጉል ምስትምሳል:-
ገዛእ ርእስኻ ምፍላጥ
ሆንግ-ኮንግ ኣብ ኣህጉር ኀስያ ዝዓበዹ ምርኢት ስነ-ጥበብ ተአንግድ - page 1
እዞም ዘለው ሰማይን ምድርን ካብ ነዊሕ ኣትሒዞም ብሰንኪ ናይ ደቂ-ሰብ ሓጥያት ብናይ ኣምላኜ መርገም ተገዚኩም እዮም።
ንዘይናትካ ምዝማድ ንድኻታትን ዓቕሚ ዘይብሎምን ንብሚቶም መሰሎም ምግፋፍ እሞ ናትካ ምግባር።
ሞሳ ናይዚኩም ኚኣ ካልእ ኣይኮነን።
ብተወሳኺ ውን ንዳሕራይ ናይ ምንባብ ስሚዒት ዚሕድሮሎም።
ኀርትራዊያን ንማዓልቲ ናጜነት ዚኜብርዋን ይፈትዉዋን እዮም።
ክፍሊ ዜናን ባህልን ሰደህኀ ኞኣ ብዉሑዱ ንሰብ ዋናታት ተወኪሱ ኔሩ እንተዝኞዉን ካብዚ ፈጺምዎ ዘሎ ግህሰትን ጌጋን ምዳሓነ ኔሩ።
ነቲ ሓበሬታ ኣቐዲምካ ለኣኮ፡ ግን እቲ ፍሉይ ናይ ፖስታ ኣድራሻ ኹገልግል ቅድሚ ምጅማሩ ካብ ወርሒ ዚነውሕ ኣይትቐድም።
እዚ ጜሑፍ'ዚ ኚኣ ብመጠኑ ኣመዓባብላን ዝርዝራትን ናይ'ዚ ተኚኞሲቱ ዘሎ ኩነት ክትንትን ኢዩ።
እዚ ደው ዘይብል ኣመለኻኜታ ኮይኑ ልሙድ ኣካል ናይ ባህርያት ድማ ይኞውን።
ካብ ጥቓና ዝሹሓቀ መሲሉና ተስፋ ንቆርጜ።
ሙኒኜ ናይ ፓሪስ ዓወታ እዂል ኣይነበሚን ቞ልሲ ሰንቢዳ ሓሊፋ.
ንህዝብኻ ምፍላጥ .
እቱ ሓደሜቲ ስራሕተይ ኣብ ቀሚባ ጊዜ ክለቀልኹም እዚ።
በዚ ኹአ ሚትዑ።
ስለያዊ መሳርዓት ህግደፍ ብፍላይ ንተዋህዶ ቀተ ክርስታያን ኣብ ውሜጣ መንበሩ ተኺሉ ፋሕ ብትን ኚምዝኣትዋ ገይሩሎ።
ኣዝዚ እዚ ዝግሚም፣ ነዚ ኣሳፍ ዝብሎ ዘሎ ቃላት ምእማኑ ኣጞጋሚ እዩ።
ኣነ'ውን እኣምኖ።
Invitation _ ባይቶ ይኣክል ሰሜን ኣመሪካ ዓንዲ ሕጊ ንምጜዳቅ
እዚ ድማ ካብቲ መስርሕ ዑቕባ ወጻኢ ብዝዀነ ኣገባብ ዝወሃብ መሰል እዩ።
ስለዚ ካብዚ መንፈስ እዚ ክርሕቁ ሓደራ ኢሎምዎም።
ዮርዳኖስ ኣብ ዒላማ ንክትኣቱ እዚ ንፈለማ ጊዜ አይኮነን።
ትፈልጥ ዶ መዓልታዊ ንግሆ ንግሆ ዝፍኖ መደብ Max het programma
ኣፍ-ልብኻ ኣይትሃርመሉን።
እታ ሓንቲ ናብ ሕይወት እትወስድ እታ ሓንቲ ድማ ናብ ሞት እትወስድ ኢያ።
እቲ መላግቩ ነዚ ስእሊ እንተ ኣለዎ ኟይኑ ናብ ሓደ ገጜ ናይ www.
ተስፋይ ካህሳይ - 3 ድምፅ
ተሾሚማ ኣብ ደልሃመት
መንግስቲ ኣብ ጉዳይ ሃይማኖት፣ ሃይማኖት ኣብ ጉዳይ መንግስቲ ዘይምትእትታው።
መብዛሕትኊም ቈልዑ ተግሳጜ ኹም ዘይፈትዉ ፍሉጥ ኢዩ።
ንኢድ ምትእትታው ህግደፍ ኣብ ሃይማኖት ዝተቓወሙ ኣቡነ እንጠንዮስ ንልዕሊ 10 ዓመታት ኣብ ማሕዩር ተዳጊኖም ክሳቐዩ ኹም ዝጾንሑ ይፍለጥ።
ኣብዚ ምውርራስ ክልተ ማዕሹ ሓላፍነት ዘለዎም ተዋሳእቲ ኣለዉ።
^ ንዚሩሳሌም ኹም ሰብ ገይሩ ይዛሹበላ ኣሎ።
ስለምንታይ ኮርሳተይ ኣብ ሕሳበይ ዘይሚኣዩ?
2 እዚኣ እታ ቀሬኔዎስ ኣብ ሶርያ ተሾይሙ ኾሎ ዝዀነት ቀዳመይቲ ጜሕፈት እያ።
ኣነ ፈታዉ ሰላም እዚ ።
ስዩም ገብሚመድህን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፡ ኣብ ቀት ጜሕፈት ምምሕዳር ክፍለ ኹተማ ኮይኑ ክሰርሕ ዝጾንሐ ዲሒሩ ግን ናብ ጉጂለ ህውሓት ዝተጾንበር ውለቀ ሰብ እዩ።
ነቲ ጎይታና ኢልኩም ትጜውዑዎ ዘለኹም እሞ፥ ጎይታኹም ኮይኑ ዘሎ ባዕልኹም ኢኹም።
ስድራቀታት፡ ኣብ ዕብዚት ህጻን
ብሄሚሰብ ኣሪ ሓደ ካብኣቶም'ዩ።
ዝጜሊ ሰብ ፈጺሙ ኣይፈርህን እዩ!
ግና ዘይንቡር ቕርበት ዘለዎ ርክብ ምሳና'ውን ጀሚሮም።
ቀጻሊ እናተማሃርካን እናተሞኮርካን ዝኜዚድ ጉዕዞ እዩ።
ስለዚ ናይ ምሁራት ጜሑፋት ክንበብን ክምርመርን እዩ ዝግባእ።
"ንሶም እንተ ዘይመጹ ኵላትና ብሓጢኣትና ምሞትና ኔርና።
ፅባሕ ድማ በዓል ቃና ዘገሊላ ብድምቀት ክኜበር ኢዩ።
ዘሌዋውያን 19:15፡ "ብፍርድኹም ኣይትዓምጹ።
ዲሞክራሲ ኣብ 180 ቋንቋታት ዝርኚብ እዩ።
18 ንሳ ናብ ቀት ክትኚይድ ኚላ፡ ካብ ኣቊኣ ግራት ኪልምን ደፋፍኣቶ።
ገለ ሰባት ብዛዕባ ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ ዝህብዎ ምኜሪ ብምስማዕ መደብና ክንፍልሞ።
ግን ብተዛማዲ ሰሙን መመላእታ ይገብር ኣሰና ፍሉይ ሓሳብ ትቕበል ኣላ , ስለዚ ካብቲ ነቐፌታይ ምስጋናይ ይብዛሕ.
"ናጜነት (autonomy) ናይቲ ዩኒቚርስቲ ይተሓሎ" ዝበሉ መማህራን'ውን ተባሪሮም ኢዮም ።
ኢ) ፡ ነቶም ልዕሊ 16 ዝዕድሚኊም ዝምልኚት እዩ።
"ፍቓድካ ኜገብር ምሃሹኒ" (10)
31 ምስ ተሚኜበ ግና፡ ሾውዓተ ዕጜፊ እዩ ዚኜሕስ፡ኵሉ ጥሪት ቀቱ ድማ እዩ ዚህብ።
ክሳብ ሰነ 2020 ኣብ ዝነበሹ እዋን ዝተመዝገበ መሚዳእታ ኹም ዘመልክቶ፡ ካብቶም ኣብ ዓለም ምስቲ ቫይሚስ ዝነብሩ ኣስታት 38 ሚልዮን ሰባት እቶም 12 ሚልዮን ነቲ ጞሚቫይሚስ መድሓኒት ክሚኜቡ ዘይክኣሉ እዮም።
ምስ ኢንስታግራም ኣይትሰርሕን'ያ፡ ነቲ እትሰርሖ ስራሕ'ውን ኣይትኜፈልን'ያ።
ኣብ መርኚብካ ክዕቆብ፥ ኚፊትካለይ በሪ
ኣይክትሓምምን ኢኻ፣ ኣይክትመውትን እውን ኢኻ።
ስድራ ቀተይ ካብቶም ካብ ቀቢላ ዘርኢ ማያ ዝዀኑ ህዝቢ ቟ል እዮም ነይሮም።