text
stringlengths
9
487
እቲ ኻብ ሰማይ ዝወረደ እንጌራ ህይወት ኣነ እየ።
"ኣካላት ሓድሕድ" ምዃንና ነርኢ
ኣብ መግለፂአን ድማ በቲ...
እዚ እዩ አቋዋም ኢየሱስ ዝወስዶ።
8 ቢልዮን ዶላር ዝግመት ቐረባት ናብ ኬንያ ምእታዋ ብኣብነት ይገልፅ።
ሮማ ኣብ ዝርከብ መንበረ ጥበብ ላ ሳፒየንዛ ካብ 2007 ክሳብ 2011 ዓ.
ንሕና'ውን ኣመስገንናዮ።
ናይ ሓባር ስራሕ እዩ.
ዓባየይ ዓዲ ውዒላ'ያ።
ሓግዙና በታ ኣክሙኩም ንዓበዪቲ ፍሊም ፕሮጀክት ክንሰርሕ.
ክንዮ እዚ ድማ ካልእ ድልየት የልቦን።
ከም ሓንቲ ሥድራቤት ይነብርዋ!
ስለዚ ከኣ ነዚ ካብ ዕለት 28 የካቲት ዝጀመረ ጽኑዕ ናይ ምእታዉ ክልከላታት ክንቅጽሎ ኢና።
127 ስለዚ እየ ንትእዛዛትካ ኻብ ወርቂ፡
እንታይ ገይረ;!
ብደገፍቲ ኣሕዋት ካኒ ምፍርራሓት ከም ዝበጽሖም ድማ ይገልጹ።
13 ዓሻ ሰበይቲ ዋዕዋዕተኛን+
ሃይማኖተ ኣበው: March 2013
ናተይ ስድራቤት ኣብዚ ኣለዉ።
በጃኹም ኢለኩም ንጐይታ ድኻ ቤተክርስትያን ፍጠረልና ኢልና ንለምን።
ብቐዳምነት ግን እቲ ሰብ ኣብቲ ቀዳማይ መቐበሊ ኣባይቲ ክቕመጥ የብሉን።
ሎሚ ስለኦም ንጸሊ።
ንሳቶም ስምካ ብኸንቱ ዜልዕሉ ተጻረርትኻ እዮም።
7 ዝኾነ, ጸቕጢ የብልናን ክብላ መሊሰን።
ቢል ዋልደን፡ መሃንድስ ስነ ህንጻ ኪኸውን ሒደት ኣዋርሕ ምስ ተረፎ፡ ምሉእ ብምሉእ እተፈልየ ሞያ ኺስዕብ መረጸ።
እዚ ተግባራዊ እንተድኣ ኾይኑ፡ ዝለዓለ ቑጠባዊ ረብሓ ዘለዎ ይመስለኒ" ይብሉ።
እዚኣ ኢያ እታ ንመጀመርያ ግዜ ዝተራኸብናላ።
እዚ ናይ ሕነ ምፍዳይ ኣገባብ "ካብ ስሕለት ካራ ዝበልሕ መውግኢ" ብምባል ሓደ ማዕከን ዜና ገሊጹዎ።
ቆሎ 1:6 - ናባኻትኩም ዝመጸ.
ኣብዚ ቐረባ እዋን ግና፡ ኵነታት ተቐየረ።
ሃገር ብቐስታ ኮኣኑ ከሎ ብኸምዚ'ዩ ዝጅምር።
About መዝሙረ ተዋህዶ
ነቲ መጀመርታ ጥራይ ዘይኰነ፡ ግና መወዳእታ እውን ዝዀነ ከኣ፡ መመሊስና ክነምልኾን ክንእመኖን የኽእለና።
ከመይሲ ነቲ ዘይምትእምማን ዘምጽኦ ወይ ዘብቁሎ ንሱ ስለዝኾነ።
ስድራ ኣደይ ሰላስ መሊሳ ጐዲላ!
የሱስ፡ "ንእንፈልጦ ኢና እነምልኽ" ኢሉ ነበረ።
እዚ ኣቀራርባኡ ህዝቢ ዝበለ እንተበለ ኣበይ ከይበጽሕ ዝብል መልእኽቲ ዘለዎ እዩ።
ክኸዱን ክድቅስን ፍልልይ ኣይነበሮን።
ምጥልላም 'ምበር ሰላም ኣይጸላእናን
ክፉት ናይ ስራሕ ቦታ ኣብ Norrtälje
ሰሙነ ሕማማት ናይ ዘመነ ኩነኔ ዝዝከረሉ ሰሙን እዩ።
ናብ ኮሙን ክትሕበር ማለት እቲ እተመረጸ ኮሙን ገዛ ኪረኽበልካ ሓላፍነት ኣለዎ ማለት እዩ።
ነፍሲ ወከፍ ንብጻዩ ደገፈ፡ ንሓው ኸኣ፡ ኣጆኻ፡ በለ።
ድሕሪ ድራር ምስ ብፁዕ እንደራሴ ር.
6 ቈራሪስካ ኸኣ ዘይቲ ኣፍስሰሉ።
ኣፍሪቃውያን ደቀንስትዮን ቆልዑን ስደተኛታት ካብ ከተማ ትሪፖሊ ናይ ሊብያ ውጽእ ኢሉ ኣብ ዝርከብ መዳጎኒ ማእከል
እዛ ቤተክርስትያን ኣብ ጣብያ ሓረሳው እትርከብ እያ።
ድኅሪ ደጊም ዓሻ ክቡር ተባሂሉ ኣይክስመን እዩ፣ መጣፍኢ ድማ ቅኑዕ ኣይክበሃልን እዩ (ኢሳ 32፡4-5) ይብል ኢሳይያስ ነቢይ።
ብኤሌክትሮ መካኒካል ርኡይ ለውጢ ዘምፀአ.
ሰነ፡ ኽረምትን ቤት ትምህርትን ዚዕጸወሉ እዋን እዩ።
እንተዳኣ እሰያስ ናቶም ኾይኑ፡ እዚ ኹሉ መግረፍትን መድመይትን ስምብራትን ደኣሞ ስለምንታይ?
ዘዘናግዕ ኣይኮነን፡ ዝምህር ኣይኮነን፡ እቶም ትሓትዎም ውን ክምልሱ ኣይክእሉን ስለዘለዉ፡ ኣቋርጽዎ።
ታሪኽ ኪስልበጦ ብዘይካ ንሕስያ።
ንብዘለው ደቂ ትዕቢት ከኣ ንጉሶም እዩ።
6 ሰብኣይ ኪወልድ ዚኽእል እንተ ዀይኑ እስከ ሕተቱ።
እዚ ከኣ፡ ቅኑዕን ትኽክለኛን ኣተሓሳስባ'ዩ።
ቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅ ሮቤል ሽኮር ኣብ ቁልፈይ እሰርያ ኢልካያ
Xoom ን ይጎብኙ
እቲ ዓብላልነት ተጋሩ ዝበሃል ዘሎ እውን ኣብ ባይታ ኣሎ ድዩ ወይስ ኣብ ርእሲ ፀላእትና ዘሎ (Perception) እዩ ዝብል ግልፅን ሰፊሕ ምይይጥ ክግበረሉ ይግባእ በሃላይ እየ።
እቲ ኣሳሳዪ 'Yes, of course' ማለት ሓራይ ኢሉ መለሰሉ።
ሎሚ ብዛዕባ እዚ ኣርእስቲ ዝተኻየደ ሳይንሳዊ ዘተን ሓሳባትን ክንገልጽ ኢና።
"ኣብ ሕማቕ ወቕቲ'የ ተወሊደ"
ፖለቲከኛታትን ደለይቲ ለውጥን ነቲ ንደቂ ሰብ ዚመቓቕሎም ዘሎ ጕዳያት ኪፈትሕዎ ተቓሊሶም እዮም።
ጹሑፍካ ኣገዳሲ ኮይኑ ረኺበዮ።
6ነቲ ብክርስቶስ ዝረኸብናዮ ሠናይ ነገር ኣጸቢቕካ ምእንቲ ኽትርዳእ ነቲ ዘለካ እምነት ብትብዓት ክተካፍሎ እጽሊ ኣለኹ።
ንሱ ሎሚ ከምቲ ብዙሓት ሰበኽቲ ዝገብርዎ ፍጹም ንስሚዒቶም ኣይተሳስእን እዩ።
ጉደለት ዝይብሉ ሕብረተሰብ ይህሉ ዶ ይኾውን ?
ትሕጃ, ቅሙጥ, ኣቐመጠ, ኣእተወ
ኣብ ከተማ ዓድዋ ግን ከምኡ የለን።
ኣሕዋተይን ኣደይን'ውን ከምኡ።
ጴጥሮስ በቲ ፈተና ሓሊፉ ብዝነፍሩ ሕብርታት።
ሕራይ እምበኣር ናብ ካልእ ሕቶ ክሰግር።
ሕጂውን እንተኾነ እዚ ብርሃን እዚ ንነፍሲ ወከፍና የወፍየልና አሎ።
ስፓርታሳ ኢኮኖሚክ ጥሰት
እንሆ፡ እቲ ኣሕሊፉ ዚህበኒ ቐሪቡ ኣሎ" በሎም።
መጠን ምስ አምላኻ ቅሩብ ርክብ ዘልኦም መጠኑ ክሳብ ክንደይ ካብኡ ዝርሓቑ ምዃኖም ይፈልጡ።
በዚ ከኣ ደቂ መዛሙርቶም ብትግሃቶም ኣገልግሎቶም ተማሪኾም።
እወ፡ ሃገራዊ ዕርቂ፡ መፍትሕ ናይ ኩሉ ጸገማትና ኢዩ።
ቅድም ኢሉ ከምዝተጠቕሰ ኣብ 1930ታት ውድድር ቅድድም ብሽክለታ እንተስ ንመዘናግዒ እንተስ ንውድድር ንኢጣሊያውያን ገዛእቲ ጥራይ እዩ ዝተሓዝአ ነይሩ።
ስለ,ዚ ድማ ካርድ ህግድፍ ኣብ ናይ ባዕሉ ታኼላ ከመይ ይወጽእ ዝዓለመ ምንባሩ ብሩህ,ዩ።
ኩራ ዘይትፈልጦ ለጋስ
ክትዕ ኣብ እዋናዊ ፖለቲካ ትግራይን ኢትዮጵያን (Part 2) - tigray.
ግን ብዝረኸብናዮ ኣጋጣሚ እናምሃርና እዚ ኹሉ እናተኸታተልና ለውጢ ከምጽእ እንተዘይጌርናዮ ከቢድ ሳዕቤን ክህልዎ እዩ" ትብል።
9ብመልእኽታተይ ገይረ ኸፈራርኀኩም ዝደሌኹ ኣይምሰልኩም።
ስም እግዚኣብሔር-ኣብ ምጽዋዕ ማለት፡ ምስ እግዚኣብሔር ተዓረቕና።
እቶም ኣጋንንቲ ብዛዕባ መጻኢኦም እንታይ ይፈልጡ ነበሩ፧
ሕጂውን ክንዘራረበሉ ኢና።
ሓንጎለይ ክፉት እዩ ኔሩ፣ ኩሉ ገላቢጠ ርእየዮ።
ልጓም ዘድልዮ ዝደገሰ ሕማም
ግናኸ ንስኻ ዘይኮንካ ወድኻ ኢዩ ዝሰርሓለይ ብምባል ተዛረቦ።
ኣብ መወዳእታ ተሌፎኑ ረኺበ።
ብተሌፎን መዓልታዊ ክንርከብ ንኽእል ኢና።
ንኣብነት፡ ኣብ ካልኣይ ውግእ ዓለም ጥራይ እኳ ኣስታት 55 ሚልዮን ሰባት ሞይቶም እዮም።
የሱስ ከኣ ኪብሎም ጀመረ፡ ሓደ እኳ ኸየስሕተኩም ተጠንቀቑ።
ይኹን እምበር ድሕሪ ነዊሕ መርመራታትን ምዕባለ ሰነ-ፍልጠትን ከም ዝተረጋገጸ፡ ኣቶም ይምቀል እዩ።
2፡25 ርዝመት ዝላይ ሴት ፍፃሜ
ጥራሽ ተጥፍእዮም ነንዝሓንገዱ
ኣነ ብማይ ኤጥምቐኩም አሎኹ፡ ንሱ ግና ብመንፈስ ቅዱስ ኬጥምቐኩም እዩ፡ እናበለ ሰበኸ።
ስለዚ ከምቲ ንሱ ዝገበሮ ክንገብር ይደልየና።
'ዚግዛግ' ዝብልዎ ከምዚ እዩ።