text
stringlengths
9
487
ንሱ ግና "ኣነ ናጽነት ምስ መጸ'የ ገድሊ ጀሚረ" መውጽኢት ኣፉ'ያ።
ብዛዕባ እምነቱ ሓቲታቶ ኣላ።
ካብ መጉዳእቲ ምስተመለሰ ዋሕስ ኮይንዎም እዩ።
ናይ ምስሊ መግለጺ እቶም 'ጨወይቲ' 50 ሽሕ ናይራ ሓቲቶም ነይሮም
ንሱ ከጸናንዓካ እዩ።
ልእመት ከም ምልክት ብርታዐ ገይረ ድየ ዚርእያ፡ ወይስ ከም ድኽመት፧
ግዳስ እንታይ'ሞ ክኸውን፥ ንሳ ክርስቲያን እያ።
ብዙሓት ሰባት ንሕማም ከመይ ጌርካ ኽትከላኸሎ ኸም እትኽእል ኣይፈልጡን እዮም።
ክመሓየሽ ይግብኦ ድዩ?
ስለዚ: ማርታን ማርያምን ናብ የሱስ ልኡኽ ልኢኸን ሓወን ኣልኣዛር ከም ዝሓመመ ነገራኦ።
ናብኡ ምኻድ ትኽእል ኢኻ።
"እንሆ ብደመና ይመጽእ ኣሎ።
16 እምበኣር፡ ምእንቲ ኽትሓውዩ፡ ንሓድሕድኩም ሓጢኣትኩም ተናዘዙ፡ ምእንቲ ሓድሕድኩም እውን ጸልዩ።
ዝሓለፈ ዓመት፡ ናብ ዝተፈላለለዩ ክልላት እናተንቀሳቐስኩ፡ ብዛዕባ ምርግጋእ ከረድእ ጸኒሐ።
ብልሓት ብልሓት ይወልድ።
እዚ ኹሉ እናሓለፍኩ?
ነብስካ ምስ ንኡስ ወሎዶ ሰሪዕካያ?
ውሑድ ህዝቢ'ውን ፍለሚሽ ዝተባህለ ቋንቋ ይዛረብ።
እዞም ኣቐዲሞም ዝተገልጹ ግና ክሳብ ሎሚ ዘየዕወቱና መጠራነፊ መድረኻት፡ ሎሚ እውን ይለዓሉ እዮም።
ሓንቲ ሃገር ናብ ክትሓውየሉ ዘይትኽእል ጥፍአት እትወድቕ እኩብ ድምር ናይ ዜጋታታ አበርክቶ ረቢሑ ጥፍአት ምስ ዝኸውን እዩ።
8 እታ ሰበይቲ ምሳኻ ኽትመጽእ እንተ ዘይፈትያ ግና፡ ንስኻ ኻብዚ ማሕላ ንጹህ ትኸውን።
ዋውውውውውውው ዝበለጸት ናይ 2020 ኮሜዲ።
ንስኻ እውን ነዚ ሜላ እዚ እንተ ተጠቒምካ፡ ንደቅኻ ኻብቲ እትግምቶ ንላዕሊ ኽትፈልጦም፡ ዝያዳ ጽልዋ ድማ ክትገብረሎም ትኽእል ኢኻ።
ፍሉይ ናይ ቕናሽ ዋጋ ተለጢፍዎ ዝተገዝኣ ኣቕሓ ግን መብዝሕትኡ እዋን ኣይትልውጦን ኢኻ።
ንምዃኑ ብዘይብኡ ደቂ ደንከልያ ሕጉሳት ድዮም ዘለዎ ?
ዳኒ ቃለ ህይወትን ይሰማልን ።
ምድሪ ኸም ክዳን ክትበሊ እያ፣
"ካብ ሓደስ ክልተ ምዃን ይሐይሽ።
ኩሉ ነገር ብህጹጽ እዩ ተፈጺሙ።
ኣዕጽምቲ ሰባት ኪነድድ እዩ፦
ኣብዚ ግዜ እዚ፡ ሽማግለ ዀይኑ የገልግል ኣሎ።
" ብዓይነይ ዘጓነፈኒ ፍጻመ፡ ናይ መወዳእታ ክፋል፥
ሓደ ካብቲ ቀንዲ ዕላማ ናይዚ መርበብ ሓበሬታ (ማለት፡ WWW.
ስራሕ ንምርካብ ብዙሕ እተፈላለየ መገድታት ኣሎ።
በዝን ብካልእ ንዕኡ ዝኣመስለ ምኽንያታትን፡ ስርዓት ህ.
ሕይወት መኣስ እያ ጥዕምቲ ትኸውን!
ከምዘሎዎ የረጋግጽ።
ስምዓና ነዚ ጸሎት ምስጋና።
ምንም ዓይነት ናይ ቑስሊ ቓንዛ ስለዘይተሰመዐኒ ግን ንመቑሰልቲ ዘብፅሕ ጉድኣት ከም ዘይብለይ ከረጋግፀለይ ኣይክኣለን።
"እቲ ሰራዊት ብሓንሳብ ይኹን፣ እቲ ፖለቲካዊ ምትሕንፋጽ ከኣ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ንግበሮ" ኢልና ኢና ወዲእና።
ኣብ ገዛካ ይኩን ኣብ ናይ ካልኦት ገዛ ተበዝሐ ምስ 5 ሰባት ጥራይ ክትራከብ ይፍቀድ፡ቆልዑ ክሳብ 14 ዓመት አዚ መምርሒ ኣይምልከትን።
ሎሚ ኩልና ስለ እቲ ዓቢ ጽቅጥቅጥ ኣጓኒፍዎም ዘሎ ኣብያተ ማእሰርቲ ክንጽሊ ምደለኹ።
ካብ ኣብያተ ሻሂ ኣስመራ 20 ኪሎሜተር ብመኪና ውጽእ እንተኢልካ ኣዝያ ዝተፈለየት ኤርትራ ኢኻ ትርክብ።
ንመንግስተ ሰማያት ብብዙሕ ጸበባ ክንኣትዋ ስለዝግብኣና ግና ቅድም ፈተና ክመጽእ ግድን እዩ።
{በቲ ባሕሪ ዓቕለይ፡ በቲ ጥንቑቕ ስጒመይ፡
" ኢሎም እዮም "ንሱ'ውን ሸርፊ ወፃኢ ኢራን ምንጋዕ፣ ዕዳታት ህዝቢ ምውሳኽን ናህሪ ወሰኽ ናብራን እዮም ።
ነዚ ሓሳብ ክትስዕሮ ይግባእ።
ብዛዕባ ቢተው ካብ ዘከርኩ እንድየ፡ ንሱ መቸም ነቲ ካብ ቤት ማእሰርቲ መሊቑካ ምውጻእ ኩሉሳዕ ይጥርጥሮ ከምዝነበረ እመስለ ኒ ነበረ።
ባህርያዊ ሃባትና ተተጓሕጒሑ ይኸይድ ኣሎ።
" መንእሰይ ትግራይ ... እንታይ ኸ ይሓስብ?
ኣብይ ልዕሊ ናይ ሓደ ሰዓት ትዕዝብቲ ዝወስደሉ ኣይመስለንን።
ሽዑ 'ኣይብጥዕናኽን' ኢሎምኒ።
ምንባር ከንቱ'ዩ ከይበል ኣይተርፍን እዩ።
ቀደም ኣበ'ስመራ ዝስራሕ ዝነበረ 'ልያልፍ' ዝበሃል ሱፍ'ዩ ዘዘኻኽረካ።
ምስ መርበብ ሓበሬታና ናይ ዝተቐያየርኩሞ ሓበሬታ ቅዳሕ ክንሕዝ ከምዝኾና ኺትፈልጡ ግቡእ ኾይኑ፡ እቲ ሓበሬታ ናባኹም ይኹን ናብ ዝኾነ ካልእ ኣካል ኣይሰልኹን።
ኣንቱም ሰባት እንታይ እዩ ወሪዱኩም፣ ነቲ ዝወደቐ ኢሳይያስ ከተተንስኡ ኣብ መዋድቖኡ ተነጺፍኩም ሶል ክትኮኑዎ ትከራኸሩ ዘለኹም?
7 ኣብ ብዘላ ነነዌ ኸኣ ከምዚ ዚብል ኣዋጅ ኣውጽአ፦ "ብትእዛዝ ንጉስን ልዑላኑን፦ ሰብ ኰነ እንስሳ፡ ከብቲ ዀነ ጤለ በጊዕ፡ ሓንቲ እኳ ኣይጥዓሙ፡ ኣይብልዑ፡ ማይ እውን ኣይስተዩ።
ም [ኣቆጻጽራ ኤውሮጳ] ተጀሚሩ።
ወፍኖቶሙ ፡ ለኃጥኣን ፡ ትጠፍእ ።
ትነፍሪ፡ ትዓልቢ ፍቀዶ መንገዲ።
እዚ መርትዖ እዚ፡ ኣብ ዙርያና እዩ ዘሎ።
መኪና ሰለስተ ሰዓታት ብነጻ ክትዕሽጋ ትኽእል ኢኻ።
ሪም ትሕሸካ ኣማን ታ ሳራ ክትድብረካ
እግዚኣብሄር ናብ ያእቆብ ቃል ሰደደ፡ እዚውን ኣብ እስራኤል ወደቐ።
ገሊኡ ጸብጻባት ከም ዚሕብሮ፡ ኣስታት 10 ሚልዮን ሰባት ሞይቶም፡ 20 ሚልዮን ድማ ቈሲሎም እዮም።
ጠንቂ እቲ ኣብ ዓለም ዘሎ ጸገማት መን ምዃኑ ትርዳእ።
ውልቀ-መላኺ ምስ ተዓዝረ ስእሊ ዝመቱ ኣሕዋትካን ኣቦታትካን ኣንቃዕሪርካ ምርኣይ ድማ ፋይዳ የብሉን።
"ክታበት" ክበሃል እንከሎ:
ንሳ'ውን በቲ ወድና (ወድና ድዪ ወዳ?
እድመን ጥዕነን ሃኒ ሽኻሪ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👏👏🙏God bless you
ኣንታ ወደይ እንታይ ድዩ ወሪዱካ
እቲ በብውልቖም እንከለዉ ዝነበሮም ናይ ነዊሕ መደባት ብከመይ እዮም ናብዚ ሓድስ ናይ ሓባር መደባት ይካተቱ...?
ቁስልና ተዘፊፉ ሕውየት ክንምኰር እንተዀይኑ፡ ከም ፈውሲ ቃንዛ እንጥቐመሉ (ሓርቆት) ጓሕጊሕና ክንርድብዮን ይኺድ ክንሓድጎን ኣለና።
ኣቦኻን ኣዴኻን ኣኽብር።
ስርሐይ'የ ሰሪሐ።
'ንስኻ ሓደ ካብኦም ዲኻ?
እዛ ዝጠቐስካያ መጽሓፍ ኣየንበብኩዋን።
12 ማርዶካይ ከኣ፡ ኣስቴር ዝበለቶ ምስ ተነግሮ፡
" ክብል ኣርእስቲ ዝሃብኩዎ።
ትማሊ ዓርቢ ኣብ ዝተኻየደ ስነስርዓት መርዓ ጀርመናዊ ተጻዋቲ ኩዕሶ እግሪ መሱት ኦዚል፡ ፕሬዝደንት ቱርኪ ረሲጵ ጣይጵ ኤርዶሃን ቦኽሪ ዓርኪ [ዓርኪ ርእሲ] ኮይኑ።
ክፍለጥ ዝግብኦ: ቅድሚ ዝኾነ ናይ መድሕን ውዕላት ምእታውኩም፣ ትሕዝቶ ናይ ክትረኽብዎ እትኽእሉ ጥቅሚታትን ውሕስነትኩም ዘረጋግጽ ምዃኑን ናይ ግድን ኣጣይቑ።
ኩሉ ገዲፈ ግን - ካብ ተዘኩሮኣ
ርዕይቶን ትንተናን ስፓርት ቢዝነስ ቪዲዮ ቴክ
እንሆ፡ ኣነስ ኪዳነይ ምሳኻ እዩ፡ ንስኻ ኣቦ ብዙሓት ህዝብታት ክትከውን ኢኻ።
እንተዀነ ብመጠን እዚ ተረኽቦ'ዚ ክረአ ከሎ ጻዕርና ከንቱ ከምዝነበረ ክንግዘብ ንኽእል።
ምስ ሃይለ ድሩዕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዩኒቨርሲቲ ኢና ንፋለጥ።
ይቅረታ ብሓደ ስግንጢር ዝመስል ኣርእስቲ ጀሚረልኩም።
15 ነቲ ሓዲጎምዎ ዝወጹ ይሓስቡ ነይሮም እንተ ዚዀኑስ፡ ኪምለሱ ኣጋጣሚ ነይርዎም እዩ።
"ግን እቲ እጥቦ ዘሎካ ሚኢቲ ብሚኢቲ ከምዚ'ዩ ዝበሃል፡ከምዚ'ዩ ክከውን ዘለዎ ኢልካ ተኣማሚንካ ዘይትኸደሉ ስለዝኾነ፡ኣብ ኣገባብ ቅሩብ ሚዛን ክትገብረሉ ኣላበወካ።
ምስ ናይ መንሽሮ ሓኪም ምስናይ ተርጓሚኡ ተዛረብ
ሕጊ ኢና ክነኽብር ዘለና።
ኣብ ካርልስክሩና ብናይ ብለኪንገ መስመራት ኢኻ እትጎዓዝ።
Hem/ዝተጣለለ ጭብጢ /ስእነት ኣእምሮኣዊ-ጥዕና እንታይ እዩ?
ኣብ ኩሉ ቦታታት ንኹሉ ሰብ
ትርጉሙ ከኣ "ጴጥሮስ" ማለት ኢዩ።
ዘይጸባጸብ ምሕረት።
ኣብ መታልሐይ ወደቀ ኣባትር ሞት።
ብየሆዋ እተቐትሉ (33)
ርእይቶ ካብ ምሃብ ኣይንሕፈር፣ ኣይንቆጠብ፣ ርእይቶ ሃናጺ ምዃኑ ኣይንዘንግዕ።
ጌና ውን ይሃልኽ'ዩ ዘሎ።